|
|
30/09/2020 23:55 PM Updated
FIRST VIRTUAL ANNUAL CONFERENCE
ባይቶ ይኣክል ሕመኣ፡ ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መስከረም 2020፡ “ውሁድ ስራሕ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ቀዳማይ ኮንገረንሱ ብመንገዲ ኢንተርነት ኣካይዱ። እዚ ጉባኤ (ዋዕላ`ዚ) ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ይኹን ካልእ ግዱስ፡ ብቐጥታ ክከታተሎ ቀንዩ ኣሎ። ጉባኤ፡ ኣብነታዊን ዕዉትን ኮይኑ ክድምድም፡ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና ( snitna.com ) ሰናይ ትምኒታ ትገልጽ። ብምስዓብ፡ ነቲ ዝተኻየደ ጉባኤ ዝምልከት መላግቦ (ሊንክ) ቀጺሉ እነሆ፦
P-
1ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (Sep 2020)፡
3ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (Sep 2020)፡
5ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 6ይ ክፋል (ep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
المؤتمر الأول لبيتو ياكل بالولايات المتحدة الأمريكية
30/09/2020 19:35 PM
ናይ ሰንበት Sunday, 27 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል፡ ፕሮፈ መንግስትኣብ ተስፋዮሃንነስ ከምኡውን ኣቶ ሃብተኣብ የማነ (በዓል ሞያ ሕጊ) ከምኡ`ውን ኣቶ ኤፍረም ገብረልዑል ኢዮም። ኣርእስትና፦ "ኣብ ዝሓለፈ 29 ዓመታት ብምልካዊ ስርዓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ክወርድ ናይ ዝጸንሐን ዘሎን ግፍዓዊ ማእሰርትን ኣደራዕን፡ ዘውረዶ፦ ሕጋዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊን ማሕበራዉን ዕንወታት። ገምጋም ብዓይኒ ሞያውያን።" ዝብል ኢዩ።
On Sunday, 27 September 2020, our invited guests are Dr. Adane Gebremeskel, Prof Mengsteab Tesfayohannes and Mr Habteab Yemane (Law professional) and Mr Efrem Ghebreleul. Our discussion topic is: "Over the past 29 years, the Eritrean regime has ben perpetrating arbitrary arrests and suffering against the people and country of Eritrea, as well as its legal, political, economic, and social consequences: Evaluated by professionals."
1ይ ክፋል (27 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (27 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
30/09/2020 19:35 PM
ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከቡ ሓርበኛታት፦ ሚኒስተር ዑቕበ ኣብራሃ ከምኡውን ኣብ ማሕዩር ዝተሰውአ ተጋዳላይ ሰሎሞን ሃብቶም:
Testimonies: families and friends of Eritrean veterans of:
Minster Ogbe Abraha and Martyr Veteran Solomon.
ናይ ቀዳም Saturday, 26 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከቡ ሓርበኛታት፦ ሚኒስተር ዑቕበ ኣብራሃ ከምኡውን ኣብ ማሕዩር ዝተሰውአ ተጋዳላይ ሰሎሞን ሃብቶም ኢዮም። ኣርእስትና፦ "እሱራትና እቶም ናይ መጀመርያ ናይ ፍትሒ ግዳያትና፡ ኣብ መስከረም ኾይና ጓሂና ብቓልስና ንደብስ!!" ዝብል ኢዩ። On Saturday, 26 September 2020, our invited guests are families and friends of Eritrean veterans of: Minster Ogbe Abraha and Martyr Veteran Solomon Habtom. Our discussion topic is "Our prisoners first victims of justice, in September let heal our grievance through our struggle."
1ይ ክፋል (26 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (26 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
30/09/2020 19:35 PM
(1. ኢርሚያስ ተኽለ 2. ሩታ ኪዳነ 3. ዘውዲ ገብረሚካኤል 4. ኤልሳ ዮውሃንስን)
ናይ ዓርቢ Friday, 25 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ኣጋይሽና፦ 1. ኢርሚያስ ተኽለ 2. ሩታ ኪዳነ 3. ዘውዲ ገብረሚካኤል 4. ኤልሳ ዮውሃንስን ኢዮም። ኣርእስትና፦ "ተራ መንእሰያት ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ምዕባይን ምጉስጓስን። ስደት፡ ሞት፡ ማእሰርቲ፡ ጥምየትን ብርሰትን ህዝቢ ኤርትራ ከብቅዕ እንተኾይኑ፡ ከም መንእሰያት እጃምና እንታይ ክኸውን ኣለዎ?" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ መደብ ዚ ሓቢርኩምና ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Friday, 25 September 2020, our invited guests are . Our discussion topic is "Strengthening the role of youth in justice movement. What our role would be in stopping: forced-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
30/09/2020 19:35 PM
ናይ ሰንበት Sunday, 27 September 2020፡ ዕዱምና፡ በዓል ሞያ ሕጊ፡ ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም። ኣርእስትና፦ "ጉጅለ 15 ተፈሪዶም ኢዮም። ነጻ ተባሂሎም ኢዮም።" ዝብል ኢዩ። On Sunday, 27 September 2020, our invited guest is a Law Professional, Mr Mussie Ephrem. Our discussion topic is "The G-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/09/2020 20:54 PM
እቲ ነቲ ተጠኒሱ ዝነበረ እከይ፡ ምርጋጽ ሕግን ሕጋውነትን፡
[ERISAT ]
29/09/2020 20:54 PM
ቅድሚ ምርጻ መሰጋግሪ ባይቶ ኤርትራ (መ. ባ. ኤ) ፡ እቲ ንረፈርንዱም ዝተዓደለ ቴሴራ፡ ብተሴራ ህግደፍ ተተክአ። ሕጹያትን መረጽትን ኣብ መ.ባ.ኤ. ኣባላት ህግደፍ ጥራይ ነበሩ፡ ከምኡ ስለ ዝነበረ ድማ ቅዋም ኢሳያስ ብኣባላት ህግደፍ ጸደቐ። እንተኾነ ግን ቅዋም 1997 ሕጋውነቱ ስለ ከማልእ ሓደ ወሳንን ደምዳምን ስጉምቲ ክወስድ ግዱድ ነበረ። ቅዋም ሕጋውነት ክለብስ ነዞም ዝስዕቡ ስጉምትታት ክማልእ ብሕጊ ግዱድ ነበረ፥ Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
29/09/2020 20:54 PM
10 October 2020 ሰዓት 15፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!!
ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወት ንምነ።
ንጽባሕ 27 መስከረም 2020 ኣብ ከተማ ከለን ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡ ብምኽንያት ብዓል መስቀል ናብ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2020 ከምዝተሰጋገረ ምስናይ ይቅሬታ ንሕብር። ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን ነዚ ኣኼባ ክትጽውዕ ምኽንያት ዝኾና ብቐንዱ፡ በቲ ኣብ ዋዕላ ፍራንክፎርት ብዕለት 12 መስከረም ዝተራእየ ዘሕዝን ፍጻሜ ምኽንያት ብምግባርን ብዛዕባ ቀጻሊ ስራሕ ንምዝታይን ኮየኑ ንሰንበት ዕለት 10 ጥቅምቲ 2020 ንኹሉ ኣባልን በቲ ጉዳይ ዝግደስ ሃገራውን ዕድመ ተቕርብ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/09/2020 20:54 PM
ዓማጺ ስርዓት ብሃንደበት ካብ መሬት ተላዒሉ ኣይኮነን ኣብ ልዕሊ ምሉእ ሃገርን ህዝብን ወንጀል ዝፈጸመን ሒማቕ ዕላማኡ ዝቕጽሎ ዘሎን። ህዝቢ ከመይ ከምዘሎ ኣጽኒዑ ምስ ኣለለየ ኢዩ ኩሉ ክገብር እኽእልየ ኢሉ ምስ ኣረጋገጸ ዘዋጽኦ ነቲ ሕሉፍ ተግባሩ መሊሹ ዝደግሞ ዘሎ። ኩሉ ጊዜ ጭርሖና ህዝቢ እንተተላዒሉ ዝዓግቶ ሐይሊ የለን ኢዩ፣ እወ እቲ ጉዳይ ናይ ህዝቢ ጉዳይ ኢዩ፣ግን ህዝቢ ክገብር ዝኽእል ካብ መጀመርያ መኣዙኑ ተስተኻኺሉ ሐላፍነቱ ተረዲኡ ምስ ዝትሐዝ ጥራይ ኢዩ። Read more
29/09/2020 20:54 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
Eritrean Opposition and its Development
Guests: Kidane Hagos and Kibreab Tesfu..
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 26 September 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ኤርትራዊ ተቓውሞን ምዕብልንኡን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኣጋይሽና፦ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኢዮም። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 26 September 2020, our discussion topic is “Eritrean Opposition and its Development” Our guest are: Kidane Hagos and Kibreab Tesfu. You are all cordially invited.
29/09/2020 20:54 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
22/09/2020 23:55 PM
ወርሒ መስከረም፡ ተመራጺት ወቕቲ
ሓረስታይ ዝቀራረበሉ፡ ክሓፍስ ምህርቲ፡
ፍረ ጻዕሩ ዝርእየሉ፡ ምስ ወጸ ክረምቲ፡
ኩሉ ዝብህጋ፡ ብዕንባባ ውቅብቲ። Read more
22/09/2020 23:55 PM
ለዋህን ሕያዋይን ህዝብና ንዘመናት ብሕጊ እንዳባ እናተማሓደረ ተናቢሩን ኣንጻር ኩሎም ባዕዳውያን ገዛእቲ ድማ ንመዋእል መኪቱ ተቃሊሱ ኣእላፍ ደቁ ገቢሩ ተዓዊቱ። በዚ ድማ ህዝብና ነታ ዝሓለማ ናጽነት ይጨብጣ ድኣ እንበር፡ ብኣንጻሩስ መንጠሊና ሃገራዊ ባርነት ብ18 መስከርም ተገዚሙ። ባሕቲ መስከረም ምጂማር ብረታዊ ቃልስና ብምኻና ተኹርዕ!! መስከረም 18 ምሕያር ሓርበኛታትን ተጣበቅቲ ዲሞክራሲ ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ብምኻና ድማ ተንብዕ!! Read more
21/09/2020 21:35 PM
ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከቡ ሓርበኛታት፦ ሚኒስተር ማሕሙድ ሸሪፎ፡ ኣስቴር ፍስሃጼን፡ ኤርምያስ ደበሳይ (ፓፓዮ)፡ ሰናይት ደበሳይን:
Testimonies: families and friends of
ናይ ሰንበት Sunday, 20 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከቡ ሓርበኛታት፦ ሚኒስተር ማሕሙድ ሸሪፎ፡ ኣስቴር ፍስሃጼን፡ ኤርምያስ ደበሳይ (ፓፓዮ)፡ ሰናይት ደበሳይን ኢዮም። ኣርእስትና፦ "እሱራትና እቶም ናይ መጀመርያ ናይ ፍትሒ ግዳያትና፡ ኣብ መስከረም ኾይና ጓሂና ብቓልስና ንደብስ!!" ዝብል ኢዩ።
On Sunday, 20 September 2020, our invited guests are families and friends of Eritrean veterans of: Minster Mahmoud Sherifo, Aster Fessahazion, Ermimas Debessai (Papayo) and Senait Debessai. Our discussion topic is "Our prisoners first victims of justice, in September let heal our grievance through our struggle."
1ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡
3ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡
5ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡ 6ይ ክፋል (20 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/09/2020 21:35 PM
ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከብ ተጋዳላይ ሚኒስተር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)፡
Testimonies: families and friends of
Eritrean veteran, Minster Haile Woldetnsae.
ናይ ቀዳም Saturday, 19 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከብ ተጋዳላይ ሚኒስተር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)፡ ኢዮም። ኣርእስትና፦ "እሱራትና እቶም ናይ መጀመርያ ናይ ፍትሒ ግዳያትና፡ ኣብ መስከረም ኾይና ጓሂና ብቓልስና ንደብስ!!" ዝብል ኢዩ። On Saturday, 19 September 2020, our invited guests are families and friends of Eritrean veteran, Minster Haile Woldetnsae. Our discussion topic is "Our prisoners first victims of justice, in September let heal our grievance through our struggle."
1ይ ክፋል (19 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (19 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/09/2020 23:34 PM
ሓርነት ኤርትራዊያን ዝተዓፈነላ፡ ሓላፍነትና እተዘኻኽረናን ዕለት፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/09/2020 23:34 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
History, Current and Future Struggle of Eritrean Women.
Guests: Ms Elsa Mesfin, a veteran fighter.
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 12 September 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ታሪኽ፡ ህሉዉን መጻእን ቃልሲ ደቀንስትዮ ኤርትራ፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 12 September 2020, our discussion topic is “History, Current and Future Struggle of Eritrean Women.” Our guest is: Ms Elsa Mesfin Embaye, a veteran fighter. You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (12 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (19 Sep 2020)፡
19/09/2020 03:58 AM
Interview: Legend Artist Hussein M. Ali
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል (04 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (11 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/09/2020 22:57 PM
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ንጥፈታት ኣበጊሱ
ኣብ 24 ሰነ 2020፣ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዓቕምታቶም ኣወሃሂዶም ክሰርሑ ናይ ሓባር መግለጺ ምውጸኦም ዝዝክር እዩ። ንዕኡ ንምትግባር ከኣ ኣብ ብዙሕ ኣገዳሲ መዳያት፣ ከም ዲፕሎማሲ፣ ሚዲያን ናይ ህዝቢ ምልዕዓልን ዝኣምሰሉ ስርሖም ጀሚሮም ይርክቡ። እቶም ፖለቲካ ሓይልታት ድማ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር፣ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒን እዮ። ናይ ፖለቲካ ሓይልታት ውሕደት ስራሕ ዋና መሪሕ፡ (1) ናይ ኤርትራ ልኡላውነትን ናጽነትን ምሕላው፣ (2) ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገባቲ ስርዓት ብናይ ህዝቢ ሓይሊ ምስዓር፣ (3) ኣብ ኤርትራ ብዙሐ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/09/2020 22:57 PM
ቅድሚ 19 ዓመታት፡18 መስከረም 2001 ንኤርትራን ኤርትራውያንን ነጥበ መቕይሮ ጸላም መዓልቲ ኮይና እያ ተመዝጊባ። ምኽንያቱ ንኤርትራ ሃገርና፡ ናብ ቅኑዕ መገዲ ክመርሕዋ ዝተበገሱ ኣርካናት፡ ብሓበሬታን ንቕሓትን ክስሕልዋ ከይተሓለሉ ዝሰርሑ ዝነበሩ ጋዜጤኛታትን ጸሓፍትን፡ “ዝጎደለ ክንምልእ” ብምባል ምስ መራሕቶም ዝማኸሩን ዝደጋገፉን ዝነበሩ ኣብ ኩሉ ጽሕፊ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ዝዓዩ ዝነበሩ ሰብ ራኢ ሃገራውያን ዝሰኣነትላ መዓልቲ እያ። Read more
18/09/2020 02:57 AM Updated
EVENT ADVERTISEMENT: Lectures on
“The Making of the Eritrean Constitution”
[Assenna]
As part of its Building Democracy in Eritrea initiative, Eritrea Focus has worked proactively over the last 18-
LISTEN LIVE ብቀጥታ ዝተፈነወ ኣብዚ ስምዑዎ
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/09/2020 22:51 PM Updated
(Coronavirus COVID-
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!
ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ።
ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more
16/09/2020 22:51 PM Updated
Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE -
(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)
ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster
In response to the pandemic Covid 19 Global Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
16/09/2020 22:51 PM
ሰላም ከመይ ቀኒኹም የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ- ህዝቢ ኣይዕገትን’ ዝብል ኣርእስቲ ሒዝና፣ ሓሳብና ከነካፍል ምምጻእና፡ መስከረም ወርሒ ናይ ባዕዲ-
16/09/2020 22:51 PM
እዚ ኣቲናዮ ዘሎ ናይ ስቓይን ጭኮናን ዓዝቕቲ በቶም መጸውዒ ስም እናቐያየሩ፡ ብውልቃውን ጉጅላውን ረብሓታት ዝተኣሳሰሩ ውሑዳት ምልካውያን ውልቀ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
16/09/2020 22:51 PM
Testimonies: Family and friends of
his wife veteran Aster Yohannes
ናይ ሰንበት Sunday, 13 September 2020፡ ናይ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰሎሞንን በዓልቲ-ማሕዩር ዝርከቡ ኢዮም። ዛዕባ ናይ ዘተና፦ "19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዘሕልፍዎ ዘለዉ ስድራቤት ጴጥሮስ ሰለሙን ሓራ ሰባት ነይሮም እንተዝኾኑ፡ ንበዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ምስ ደቆም ኣብ ማሙቕ ቤቶም ብኸመይ የብዕልዎ ምሃለዉ?" ዝብል ኢዩ። On Sunday, 13 September 2020, our invited guest Family and friends of Minster Petros Solomon and his wife veteran Aster Yohannes. They are both in incommunicado prison, for 19 years. Our discussion topic is "How would the Petros' family celebrated this holiday month, if their parents were released from prison?".
1ይ ክፋል (13 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (13 Sep 2020)፡
3ይ ክፋል (13 Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (13 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/09/2020 13:12 PM
Testimonies: families and friends of Eritrean
ናይ ሰንበት Sunday, 06 September 2020፡ ዕዱማትና፡ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ዝርከብ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣስራት፡ ኢዮም። ኣርእስትና፦ "እሱራትና እቶም ናይ መጀመርያ ናይ ፍትሒ ግዳያትና፡ ኣብ መስከረም ኾይና ጓሂና ብቓልስና ንደብስ!!" ዝብል ኢዩ። On Sunday, 06 September 2020, our invited guests are families and friends of Eritrean Journalist veteran, Amanuel Asrat. Our discussion topic is "Our prisoners first victims of justice, in September let heal our grievance through our struggle."
1ይ ክፋል (06 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (06 Sep 2020)፡
3ይ ክፋል (06 Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (06 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/09/2020 13:12 PM
Policy of PFDJ from self reliance to famine as instrument for human right violence.
ናይ ቀዳም Saturday, 25 July 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፥-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/09/2020 13:12 PM
The death of a friend of Eritrea
[Eritrea Hub]
Professor Roy Pateman, who wrote the seminal book: “Even the stones are burning”, published by The Red Sea Press in 1990, has died. A former chair of the Eritrean Studies Association, he will be long remembered by his many friends.
ሮይ ፓትማን፡ ደራሲ ናይታ Even the stones are burning (እቶም ኣእማን እውን ይነድዱ ኣለዉ) ዘርእስታ መጽሓፍ ብዛዕባ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝጸሓፈ ዝጸሓፈ፡ ከምኡ ውን ኣቦ ወንበር `ማሕበር ረድኤት ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ` ኮይኑ (1988-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
11/09/2020 23:55 PM
Chairman of the Congress Party
Prior to the election of the Eritrean Transitional Parliament (ETM), the identity-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
11/09/2020 23:55 PM
ርሑስ ቅዱስ ዮሓንስ!
ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና!
09/09/2020 03:28 AM
We Have Met the Enemy and it is Us!
ናይ ሰንበት Sunday, 12 July 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ተስፋሚካኤል ገብረሂወት ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፥-
1ይ ክፋል (12 July 2020)፡ 2ይ ክፋል (12 July 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/09/2020 03:28 AM
In the interest of Justice-
ናይ ሰንበት Sunday, 14 June 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ገዲም ተጋዳላይ ጎይትኦም መብራህቱ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፥-
1ይ ክፋል (14 June 2020)፡ 2ይ ክፋል (14 June 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
05/09/2020 02:25 AM
ስነ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
05/09/2020 02:25 AM Updated
veteran Osman Idris Ali (Kaalay)፡
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል (21 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (28 Aug 2020)፡
3ይ ክፋል (04 Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (11 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
05/09/2020 02:25 AM
እታ ተወሊድና ዝዓበናላ መሬትና ኣብ ጊዜ ንእስነትና ዝመረጽናዮ ዓይነት ጸወታ ኣብ ምድሪ ክንጻወት፣ ከብቲ ከነጓሲ፣ ተመሃሮ ካብ ናብ ቤት ትምህርቲ ክንመላልስ፣ እቶም ኣብ ከባቢ ባሕሪ እንነብር ኣብ ባሕሪ ክንሕንብስ ዓሳ ክንገፍፍ፣ ምስቲ ጽቡቅ ኩነታት ኣየር ኣብ ጊዜ ክረምቲ ማይ ዝሃርመሉ: ማሕረስ ብበዓል ጨላይ ኩሒል ዝሕረሰሉ: ሳዕሪ ለምለም መሊኡ ኩሉ እንስሳ በሊዑ ዝጸግበሉ ኣሓ ብዓል ሐምራ ጽለል ጸባ ዝሕለባሉ፣ ጽድያ ሐረስታይ እኽሊ ዝዘርኣሉ፣ ቀውዒ ሸዊት ዕፉን ድንሽ ዝብላዓሉ: እኽሊ ዝእከበሉ፣ ሓጋይ ዝናብ ዘቛረጸሉ: መገሻ ናብ መርዓ ንግደት ዝበዝሓሉ ካብ ቀረባን ርሑቕን ገሽካ ብሰላም እትምለሰሉ ዝተዓደልናዮ ጽቡቕ ጊዜ ኢዩ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/09/2020 23:55 PM
ሓደ መስከረም ጀማሪት ባና ሓርነት
ንብረታዊ ቃልስና፡ በሪ ዝኸፈተት
ኣብ ዓዳል ዝተባህለ፡ ኣጻምእ በረኻታት
ፈላሚ መቓልሕ፡ ብዓዋተ ኣድመጸት። Read more
01/09/2020 23:55 PM
ሎሚ ግዜ ንዓለምና እቲ ዘይምሕር ኮቪዳ 19 ቢሕትዋ ምህላው ካብ ህዝቢ ዓለም እተኸውለ ኣይኮነን ብጀካ ንፍላይ ማንትኡ ስርዓት ህግደፍ ገዲፍካ ማለት እየ። እዚ ማለት ድማ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ንህዝብና ንምጽናት ማንትኡ ኮቪድ 19 ምርካቡ ጽብቅ ኣጋጥሚ ኮይንሉ ኣሎ። ምስኪን ህዝብናን ሃገርናን ድማ ግዳይ ናይ ዚ ማንታ ቨይረስ ኮሮና19ን 91ን ኮይኑ ይርከብ ኣሎ። ንኹሎም በዚ ማንታ ኮሮና ቨይረስ 19ን ኮሮና ህግደፍ-
01/09/2020 23:55 PM
ዋሳ ብርፍ ለመለም ስላሑዂ ግርጋ ላዂ እረረትሪ-
ሰልፋ አርባ እረረትሪ 59 አመሪ ጃብ ሕርየት መታን እንሽኽድ ለመለም ብርፍ ዪነሪ ግርጋ ግን፡፡ እና ግርጋ ንሂቲ ቋላዂድ ፈርዕ እክባ ምርቛ ብሊኑኽ ኤርትርያ/ሆደር ስጝድ ዋሳ ሽፍሽፋ ግን።
ናውክ ኮልኽር ዲያስፖሪልኽር፡ መንደርትናኽር ሆደ ይነሪት ሓሸምድነሪ ለበዉዲ ድደዉዲ ከዉታትሲ ኣኽን ሓዉየው ይና ልጝንትዲ ይና ከረምዲት ሚኽርጝኒ ንደንቢ ኒሰና ዕምጭ ገምጚን ለብኪስረሪ ኣኽቶ ጉድነሪ ብሀሪ ባሕሮ ግን። ኮዉታት ኤረትሪዉ እና ሆደትል ብርዲ ማልዲ ኡኖዉ ባሕ ከብተጚን ፈተሽነሪ ግርጋ ኽር ግን። ክብተዉሲ መልእድነሪ ጃብራ ፈር ደርብሲ ዓለምረሪ ኽር ግን።
01/09/2020 20:55 PM
1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን፡ ድሕረ ባይትኡን
ህዝቢ ኤርትራ፣ ድሕሪ እቲ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ዘሕለፎ ፈታኒን፣ ክብርታቱ ዝባሕጎገን ኣተሓሕዛ ባዕዲ፣ ምስ ምምጻእ እንግሊዝ ፍታሕ ክረክብን ዓዱ ባዕሉ ከመሓድርን ተስፋ ኣሕዲሩ ነበረ፤፤ ይኹን እምበር: ምምሕዳር እንግሊዝ: እግሩ ከይኣተወ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሓደገኛ መስመሩ ብምኽታል: ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ተስፋ ዝገበረሉ ሓዲሽ ክስተት ክጠልም ደኣ ተራእየ። ነቶም ኣብ ግዜ ፋሽሽታዊ ስርዓት ጥልያን ኣብ ኤርትራ ኣማሓደርቲን ሰበስልጣናትን ዝነበሩ ኢጣልያውያን: ኣብ ስልጣኖም ከምዝቅጽሉ ብምግባር: ንሕብረተሰብ ኤርትራ ፍጹም ብዘዋርድ መንገዲ ኣጓነይዎ። Read more
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/09/2020 20:55 PM
LIBERTY: Bi-
Eritrean People’s Democratic Party -
TIME FOR WORLD DEMOCRACIES TO HEED THE CRY OF A COLLECTIVE VOICE OF ERITREAN ACTORS.
The world is well aware of the proud role of peace-
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/09/2020 10:00 AM
Commemorating September, 1st 1961
(01 September 2020 at Hdri Jeganuna)
With: Dr Karar Hamid Idris Awate &
ዕዱማት ኣጋይሽ፦ (1) ገዲም ተጋዳላይ ኣያና መሓመድ ብርሃን ብላታ (2) ዶ/ር ከራር ሓምድ እድሪስ ዓዋተ፡
Invited Guests: (1) Veteran Mohammed B. Blata (2) Dr Karar Hamid Idris Awate
1ይ ክፋል (01 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (01 Sep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/09/2020 23:55 PM
[Eri-
01/09/2020 23:55 PM
ሰላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/09/2020 20:55 PM
ዕለት፡ 05 መስከረም 2020 ሰዓት 03፡30 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ፡ Trumstr. 3, 50733 Köln
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!!
ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወት ንምነ።
ኩልና ከምንፈልጦ፡ ብዕለት 18 ጥሪ 2020 ኣብ ዝገበርናዮ ኣኼባ ምንቅስቃስና፡ ንኩነታትን ንጥፈታትን ህዝባዊ ምንቅስቃስናን ከምኡ ውን ብደረጃ ጀርመን ንዝወዳደብ ዝነበረ ምትእኽኻብ ናይተን ምንቅስቃሳትን ዘጋጠመ ብድሆታትን ኣመልኪትና ዘቲና ኔርና። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |