|
|
30/11/2020 23:26 PM
አዚ ኣብ ከባቢ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካኣ ብፍላይ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፡ ን’ኤርትራ ከም ል’ዕላዊት ሃገርን ህዝቢን ናብ ክትቅጽለሉ ዘይትኽእል መድረኽ ኣሳጋጊርዋ ይርከብ ኣሎ። ድሮ ልዕላውነት ኤርትራ ተደፊሩ፡ መሬት ኤርትራ፣ ሰማያት ኤርትራን ባሕሪ ኤርትራን መዐንደሪ ጦር ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብዝኸውን ካብ ሰሙናት ና ኣዋርሕ ይሳጋገር ኣሎ። ሰራዊት ኤርትራን ኤርትራዊ ሰብን ንዋትን ንዓሌት ማእከል ዝገብረ ሕድሕዳዊ ውግእ ኢትዮጵያ ማዓላ ኮይኖም፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ዘይምልከቶ ውግእ ተጠቢሱ ብዘስኻሕክሕ መንገዲ ከምዝሃልቕ ይግበር ኣሎ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ሕሙማት፣ ስንኩላትን ዓበይትን ከይተረፈ ከካብ ዓዶም እንዳለቐመ፡ ናብ ናይ ኲናት መጋርያ ሓዊ ብ’ኣስገዳድ አንዳእተወ ከጨርሶም ጀሚሩ ኣሎ። Read more
See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦
30/11/2020 23:26 PM
From Eritrea’s Ona Massacre of 1970
to Mai-
Child-
30/11/2020 23:26 PM
እቲ ቀጺሉ፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን መሰረታውን፡ ሃገራዊ ዓንዲ-
30/11/2020 23:26 PM
Abiy and Isaias’s war has drifted into Looting and killing civilians in Tigray:
The Tragic situation of Eritrean Refugees.
[Assenna]
In this war the flaw of Isaias is as fascinating as the tragic flaw of Abiy Ahmed for involving Isaias. The war is planned and executed by both Abiy Ahmed of Ethiopia and Isaias Afeworki of Eritrea. This war is an Ethiopian internal war and it is illegal for any foreign country to intervene militarily or logistically. Isaias’s intervention has become a serious divisive issue in Ethiopia and gave rise to protests by several politicians. For example the popular Amhara politician Lidetu Ayalew has protested saying that Ethiopia is a sovereign country and Isaias has no right to interfere. Read more
28/11/2020 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
Narrowing the Gap Among the Eritrean Opposition due to the current situation.
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 28 November 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ብሰንኪ ህልዊ ኩነታ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ተፈጢሩ ዘሎ ጋግ ብከመይ ይጻበብ?" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሳልሕ ዕጄል ካብ ኣውስትራልያ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 28 November 2020, our discussion topic is “Narrowing the Gap Among the Eritrean Opposition due to the current situation.” Our guest is Mr Salah Ejil, from Perth, Australia. You are all cordially invited. ኣብዚ ጠውቑ፡
27/11/2020 23:55 PM
GLOBAL YIAKL INITIATIVE, HAS ELECTED AN EMERGENCY LEADERSHIP COUNCIL.
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/11/2020 00:31 PM
رابطة أبناء المنخفضات اإلرترية
المؤتمر العام األول -
The Eritrean Lowlanders League (ELL), 1st General Conference, Press release, November 21, 2020
عقدت رابطة أبناء المنخفضات اإلرترية مؤتمرها العام األول تحت شعار )على عهد الشهداء باقون
وعلى نفس الدرب سائرون( واختتم اعماله في 21 نوفمبر 2020م
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
24/11/2020 23:12 PM
መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝዀነ ሃገር፡ ኣብ ጎረቤቱ ካብ ዝፍጠር ኣሉታዊ ይኹን ኣወንታዊ ምዕባለታት ጽልዋ፡ ናጻ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ጎረቤት ሃገር፡ ኢትዮጵያ፡ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ንዂሎም ጎረባብቱ፡ ኣውራ ከኣ ንሃገርና፡ ፈጢሩሉ ዘሎ ቅጽበታዊ … Read more
24/11/2020 23:12 PM
الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي
تصريح صادر عن الإجتماع الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي
أيها الشعب الإرتري المناضل
من المعروف والطبيعي أن أي دولة في هذا العالم تتأثر وتؤثر سلبًا أو إيجابًا من أي تطور يحدث في داخلها أو في جوارها، ولا يمكنها البتة، أن تسلم من انعكاسات ذلك. عليه فإن الحرب الداخلية التي اندلعت في الجارة إثيوبيا قد تركت ظلالها الفورية السالبة والملاحظة على كل دول الجوار وبخاصة بلادنا.
24/11/2020 23:12 PM
ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ውግእ ብዕቱብ ንምምዛን ብዕለት 21 ሕዳር 2020 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ።
ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ፡ እቲ ብ2019 ዓ.ም ዝተኻየደ 3ይን ሓድነታውን ጕባኤ ሰዲህኤ፡ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ጕዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ብምእታው፡ ነቲ ኣብ መንጎ ክልላትን ብሄራትን ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ግርጭታት ንምብላሕ ዝኽተሎ ዘሎ ሻራዊ ፖሊሲ ኰኒኑ ምንባሩ ተመልከተ። ከምኡ’ውን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝገብሮ ዝነበረ ስዉር ውዕላትን ስምምዓትን ንዝሓለፍናዮ መሪር ተመኵሮ ዝደግም ከይከውን ጕባኤ ስግኣት ከምዘለዎን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጐድኒ ልዑላውነቱ ደው ክብል ጸዊዑ ምንባሩን ዘኪሩ። Read more
24/11/2020 23:12 PM
ሰላም ኩቡራት ተካታተልቲ ወይብ ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ‘’ እንታይ እዩ ወሪዱና’’ ዝብል ክኸዉን ዝደረኸና ፣ እዚ እንርእዮ እንሰምዖን ዘሎና ሃዋሁው ዝነቐለ ኮይኑ ነቶም ብስቕታ ንልእላውነት ሃገር ንሓድነት ህዝብን፣ፍትሕን፣ዲሞክራስን፣ግዝኣተ-
24/11/2020 23:12 PM
መንግስቲ ሃይለስላሴ ብፈደረሽን ምኽንያት ኣብ ኤርትራ ኣትዩ ቀስ ብቐስ እግሩ ኣደልዲሉ ምስ ረገጸ ብሐይሊ ኣብ ልዕሌና ጎበጣ ፈጺሙ። ኤርትራዊ ድማ ገድሊ መስሪቱ ኣንጻሩ ተላዒሉ፣ ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ፣ ህዝቢ ተቐቲሉ ካብ መነባብራኡ ተመዛቢሉ፡ ተሰዲዱ፡ ዓዱ ዓንዩ፡ ብዙሕ መሰናኽላት ሐሊፉ፡ ዓቦይቲ ዕጥቅታት ኣጥሪዩ፡ ልዕሊ ጸላኢ ሐይሉ፡ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ደም ደቁ ከፊሉ ነጻነት ኣምጺኡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብረፈረንዱም ኣድሚጹ ሃገሩ ማዕረ ካልኦት ሃገራት ዓለም ከም እትስራዕ ገይሩ። Read more
22/11/2020 23:55 PM
ኣብዞም ዝሓለፉ ሳላሳ ዓመታት፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ኣምሓራ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እናሰፍሐን እናዓሞቐን ይመጽእ ምንባሩ ዝዝከር እዩ። እዚ ከኣ ምስ ነጻነት ኤርትራ ዝተታሓዘ ከምዝነበረ ዝፍለጥ እዩ፣ እቶም ጽልኢ ዝዘርኡን ዝዝርግሑን ዝነበሩ፡ መነሊካውያን፡ ደርጋውያንን ትምክሕተኛታትን፡ እቲ ኣብ ኤርትራ ንሳላሳ ዓመታት ዝፈስስ ዝነበረ ደም፡ ዝበርስ ዝነበረ ንብረት፡ ዝስደድ ዝነበረ ህዝቢ ኤርትራ ከይኣሕዘኖም፡ ነጻነት ኤርትራን ከም ሳዕቤን ምጥፋእ ወደባታን`ዩ መሪርዎም። እዚ ነቲ `ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ኣየድልየናን` ንዝብል መትከሎም የረግግጸልና። Read more
22/11/2020 23:55 PM
ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ብርጂንያ
ብህሉው ኩነታትን ኣግጢሙና ዘሎ ኣጽናቲ ጸረ ልዑላውነትና ኩናትን
1. ኣብ ማንም ግዜ ንላዕሊ፣ ኤርትራን ሰፊሕ ህዝባን ኣብ ወሳኒ ሓደገኛን መድረኽ ኣትዮም ኣለዉ። ብመሪርን ነዊሕን
ቃልስና ዘረጋገጽናዮ ነጻነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ንምቕልባስን፣ ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ብልዑል ናህሪ ይሰርሑ እለዉ። እቲ ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ተሓዚሉ፣ ኣስመራ ዝኣተወ፣ ንኹሉ ሂወት ኤርትራ በብንእሽቶ ዝተቖጻጸረ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ፣ ብዝተራቐቐ ኣገባብ ፣ ኣብ ውሽጥና ተጸፍዩ፣ ሕድሕድና እናዋቐዐ ድሕሪ ምጽናሑ፣ ሶውር መደባቱ ብቕሉዕ ክትግብረሉ ናብ ዝኽእል ደፈጃ በጺሑ። Read more
22/11/2020 23:55 PM
መልእኽተይ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኣብ ኤርትራ ካኣ ብፍላይ ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ውግእ ኩነታት ኢዩ።
መቸስ፡ ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ኮይነ ናብ ህዝቢ ኤርትራ መልእኽቲ ከማሓላልፍ ከለኹ ዝስማዓኒ ሓዘን ዓሚቕ ኢዩ። እቱይ ምንታይሲ፡ እዛ ማዓልቲ እዚኣ መታን ከትመጽእ፡ ንዝሓለፉ ዳርጋ 15 ዓመታት ብሓፈሻ፡ ንዝሓለፉ 3 ዓመታት ካኣ ብፍላይ፡ ብዓቅመይ ሓኾት ክብል ስለዝጸናሕኹ’ሞ፡ ካብቲ ዝፈራሕክዎ ስለዘይወጻኹ። እታ ዝፈርሓ ዝነበርኩ ማዓልቲ መጺኣ፡ ነቲ ዝፈርሖ መዋእል መፈለምታ ከይትኸውን’ውን ኣዝየ ኣዝየ እየ ዝሰግእ። Read more
See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦
22/11/2020 23:55 PM
[Radio Saeyob]
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/11/2020 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
THE WAR IN ETHIOPIA AND ITS EFFECTS IN OUR COUNTRY?
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 21 November 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእን ጽልዋኡ ንሃገርናን" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ዑስማን ኢዩ። On Saturday, 21 November 2020, our discussion topic is “The war in Ethiopia and its effects in our country” Our guest ኢስ ምር Abubeker Ali Osman, from Melbourne, Australia. ኣብዚ ጠውቑ፡
20/11/2020 23:55 PM
ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ፡ ሕጂ’ውን ንሰላም ንስዓባ!
ኣብ ጎረቤት ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ዘሻቀሎም ካቶሊካውያን ጳጳጳሳት ኤርትራ ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ፡ ሕጂ’ውን ንሰላም ንስዓባ! ብዝብል ኣርእሽቲ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰላም እዚ ዚስዕብ እዩ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
جماهبر الشعب الارتري الابي وقوات دفاع الشعب البواسل
ብ`Snitna ስኒትና Network Group (4 Nov 2020)
20/11/2020 23:55 PM
Bayto Yiakl London public meeting
اجتماع عام لحراك كفاية فرع لندن
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/11/2020 23:55 PM
ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ወያነ ክቱር ጽልኢ ዘሕደሩ ኣሎዉ። ገለሞኽኣ ወያነን ህዝቢ ትግራይን ብዘይኣፈላላይ ኢዮም ጽልኦም ዝገልጽዎ። እዚ ስምዒት እዚ ግና ካብ ምንታይ ዝነቐለ ኰንዩ?
ዓሌታዊ ምትእስሳር ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘይክሓድ ሓቂ ኢዩ። ከም ሓደ ዓሌት (ኣግእዝያን -
20/11/2020 23:55 PM
ቅሉዕ መግለጺ መሰረታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
رسالة مفتوحة من قواعد تنظيم جبهة الانقاذ الوطني الارتري
ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 11 ክሳብ 17/10/2017 ከም እተኻየደ ዝዝከር እዩ። ካብዚ ጉባኤ እዚ ዝተመርጸ መሪሕነት ንውድብና ካብ ዝነበሮ ናብ ዝማዕበለ ናይ ስራሕ መድረኽ ንኽሰጋግሮ ዝነበረና ትጽቢት ዕዙዝ እዩ ነይሩ። ይኹን እንበር፡ ይሰረሓሉ ዝነበር ሓበራዊ ኣሰራርሓን ግሉጽነትን መሰረታት ከም ልሙድ ስልቲ ወሲዱዎ ዝጸንሐ፣ መሪሕነቱ ናብ ዘይብሩህን ኣሰካፍን ኣንፈት ይመርሖ ከምዘሎ በብግዜኡ እናበርሃሉ መጸ። Read more
عندما عقدة جبهة الانقاذ الوطني الارتري مؤتمرها الثالث بتاريخ 11 الي 17 – 10 – 2017م انتخبت فيه قيادة التي كان يؤمل منها ان
تنتقل بالتنظيم الي مرحلة جديدة لبناء تنظيم قوي ولكن قواعد التنظيم التي كانت تتمتع بممارسة العمل الجماعي والشفافية سرعان ما تبدد
امالها واتضح لها لاحقا ان التنظيم اخذ يتجه نحو الضبابية والغموض تدريجيا والقيادة التي كنا نثق فيها كقواعد التنظيم نشطة في ممارسة
15/11/2020 23:49 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
15/11/2020 23:49 PM
ዓለም-ውሎስ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ (Constitutional Lawyer) ኣካይዱ። ኣቶ ጳውሎስ፡ መስራቲ ኤራ (ማሕበር ረድኤት ኤርትራ)፡ ኣባል ፈጻሚ ኮሚተ ኮምሽን ቅዋምን፡ ኮምሽን ምርጫን፡ G-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/11/2020 13:36 PM
الى اين تسير الاوضاع في اثيوبيا؟!!!
Where is the situation in Ethiopia heading?
من المؤسف حقا ان تشهد اثيوبيا هذا الاقتتال الداخلي والذي كان بالامكان تفاديه باحكام العقل والجلوس في مائدة الحوار السياسي بين الفرقاء المتصارعين مهما كانت حدته وطبيعة وان طال الزمن ، لأنهم ابناء وطن واحد ومن حق الجميع ان يعيش في وطنه بكرامة متساون في الحقوق والواجبات ، لان اللجؤ الى وسيلة الحرب والاقتتال عملية غير اخلاقية ، وان محاولة فرض الرأى بقوة السلاح امر مستهجن خاصة في عصرنا هذا .
12/11/2020 22:54 PM
from Citizens of the Horn of Africa, 11 November 2020
We, the undersigned citizens of countries of the Horn of Africa, condemn in the strongest possible terms the outbreak and escalation of open warfare in Ethiopia. We are saddened by the attendant losses of life, property, infrastructure and opportunities. We deplore in equally strong terms further stoking of the conflict. Read more
11/11/2020 18:43 PM
ብ`Snitna ስኒትና Network Group (4 Nov 2020)
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
08/11/2020 19:45 PM
Berhane Woldegabriel's Funeral
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/11/2020 22:21 PM
Bayto Yiakl Canada in progress
ዓመታዊ ጉባኤ ባይቶ ጽላል ይኣል ካናዳ፡ ሎሚ ዕለት 07 2020 ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። እዚ ብቀጥታ ንመላእ ዓለም ዘሎ ተኻታታሊ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት ይመሓላለፍ ኣሎ። ኣብዚ ጉባኤ ዚ፡ ብዘይካ ተወከልቲ ኣባላት ካናዳ፡ ካብ መላእ ዓለም ዝተዓደሙ፡ ዓበይቲ፡ ከምኡውን ሙኩራትን ምሁራትን ተዓዲሞም ይሳተፉ ኣለዉ። ሙሉእ ትሕዝቶ ብቀጥታ ዝማሓላለፍ ዘሎ ንምክትታል ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትዕዘቡዎን ክትሰምዑዎን ትኽእሉ ኢኹም። ስኒትና.ኮም፡ ዕዉት ጉባኤ ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒታ ትገልጽ።
DAY-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/11/2020 00:57 AM
LIBERTY: Bi-
NEW UN RAPPORTEUR FOR ERITREA:
WILL HE SUCCEED WHERE OTHERS FAILED?
The first UN Special Rapporteur for Human Rights in Eritrea, Ms Sheila Keetharuth of Mauritius, ended her six- the mandate (2012-
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/11/2020 00:57 AM
ብስጋ ዝምድና ዘይብሎም ጓኖት፣ ባህሪኦም ፍሉይ ዝኾነ ምስ ናትና ዘይመሳሰል ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ሃገርና ኣትዮም ንደቂ ዓዲ ኣጥፊኦም መሬትና ወሪሶም ናቶም ናይ ብሕቶም ጥቕምን መነባብሮን ክትከውን ዋኒኖም ክገብሩ ዝጽዕሩ ዝነበሩ ኩሎም ብምብራቕ፣ ብምዕራብ፣ ብሰምየን ይኹን ብደቡብ ዝመጽኡ ናይ ደገ ጸላእቲ ተባሪሮም ንሕና ደቂ ሃገር ብሰላም ክንነብር መንነትናን ክብረትና ክሕሎ ብሐደ ሐሲብና፣ ብሐደ ተሰሊፍና፣ ብሐደ ዓጢቕና ኣንጻሮም ተዋጊእና ደም ንጹሃት መንእሰያትና ከፊልና ልዕላውነት ሃገርና ማዕረ ካልኦት ናይ ዓለምና ሃገራት ተሰሪዓ ከም እትነብር ጌርና። Read more
03/11/2018 17:15 PM
ወየ!!!ወየ!!!ወየ!!!
ወየ ኣነ!!!!!ወየ ኣነ!!!ወየኣነ!!!
መምህር ብርሃነ አንታይ ረኸቦ
ወዲ መኳንንቲ ብዓል ኣደጎልቦ
“ወዲ ኣባደርብ ብዓል ወርቂ ዘቦ
ንዝቐረበ ብሕጊ ዘልዝቦ Read more
03/11/2018 17:15 PM
Current affairs of Students and Teachers of Eritrean schools in Sudan, by Mr Hanetse Kahsay Hagos.
ናይ ሰንበት Sunday, 01 November 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ሃነጸ ካሕሳይ ሓጎስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
ነቲ ቤትትምህርቲ ደገፍኩም ንምውፋይ To make your donation to the school: ኣብዚ ጠውቑ (click here)።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/11/2018 17:15 PM
ናይ ቀዳም Saturday, 31 October 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት) ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |