|
|
30/12/2020 23:55 PM
30/12/2020 23:55 PM
ቀደም ቆልዓ ኮይነ ከብቲ እንዳሓለኹ ከለኹ፡ “ናትካ ብላዕ” ትባሃል በትሪ ነይራትኒ። እታ በትሪ፡ ቁሩብ ርጉድ ዝበለትን መጠነኛ ቁመት ዘለውን ኮይና፡ ተራር ዘይትስበርን ሃሪማ ዘይትምሕርን ኢያ ነይራ። ጎድኒ ጎድኒ ምሕላውም ከብቲ፡ አቶም ሓለውቲ ከብቲ ብሓደ ኮይና፡ ስርኒሓት፣ ቆቛሕቲ፣ ደርሆ ማንቓታት፣ ዘጋሩ፣ ወዝተ ብዙሕ ጊዜ ንሃድን ነይርና። ሃደን ናቱ ዝኾነ ወግዕታትን ሕግትትን ዘለዎ ኮይኑ፡ ሓደ ካብ ያታዊ ትካላት (Endogenous Institutions) ሕብረተ-
See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦
30/12/2020 23:55 PM
6ይ ወራር ኣዝዩ ጽንኩርን ሓያልን ብምንባሩ፡ ንኡ ንምፍሻል ጥራይ ኣስታት 2700 ተጋደልቲ ተሰውኡ። 5000 ዝኾኑ ድማ ብኸቢድን ብፈኲስን ቆሰሉ። ካብቶም ነቲ ወራር ዝመከቱ ጠቕላላ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ድማ 5300 ዝኾኑ ተጋደልቲ ጥራይ ብዘይጉድኣት ወጹ። ቊጽሪ እቶም ንሓገዝ ዝመጹ ስውኣት ወያነ ኣብዚ ጸብጻብ ኣይኣተወን። እዚ ሰማሚ ጋዝ ዝተሓወሶ ፈታኒ ወራር’ዚ ብርግጽ ኣዝዩ ጽንኩር’ዩ ነይሩ። በዚ መሰረት ከኣ እቲ ብዕለት 22 መጋቢት 1945 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ ዝተመስረተ ማሕበር ሃገራት ዓረብ እውን ብእኩብ ብዕለት 26/2/1982 ዓ.ም. ነቲ ወራር ዝኹንን መግለጺ ከም ዘውጽአ ይዝከር። ...Read more
28/12/2020 23:55 PM
ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦ ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን
ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዚተደርሰት ኣገዳሲት መጽሓፍ፡ ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ፡ ኣብ ክልተ ክፋላት ተሓቲማ ንዝርጋሐ ተዳልያ ከም ዘላ ነበስር ። ንዝርዝር ሓበሬታ፡ ኣብዚ ተወከሱ Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
28/12/2020 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
"ሃገራዊ ጉዳይና ንከነሰላስል ሕጂ እውን ግድን ንጋባእ"
“Once again, We must Engage to each other, to carry on with our national issues.”
Guests: Mr. Tzegai Negash, Mrs. Elsa Mesfin and Mr. Mahmud Noor
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 19 December 2020፡ መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ሃገራዊ ጉዳይና ንከነሰላስል ሕጂ እውን ግድን ንጋባእ።" ዝብል ኢዩ። ዕዱማት ኣጋይሽና 1) ጸጋይ ነጋሽ 2) ኤልሳ መስፍን 3) ማሕሙድ ኑር፡ ኢዮም። On Saturday, 19 December 2020, our discussion topic is “Once again, We must Engage to each other, to carry on with our national issues.” Our guests are 1) Mr. Tzegai Negash 2) Mrs. Elsa Mesfin 3) Mr. Mahmud Noor. ኣብዚ ጠውቑ፡
21/12/2020 18:10 PM
ገዲም ተጋዳላይ ሰብዓታት ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት) ብዝሓደሮ ሕማም ካንሰር ብ26 ሕዳር ኣብ ሆስፒታል ስዊዘርላንድ ዓሪፉ -ሕሳስ ኣብ ትውልዲ ዓዱ ሓሬነ ገደለ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ፡፡ ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ብ1957 ካብ ኣቦኡ ግራዥማት ዑቕባልደት ቀሺ ኪዳነን ካብ ወላዲቱ ወይዘሮ መብራት መንግስቱን ኣብ ሓሬነ ገደለ፡ መረታ ቀይሕ ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ (ዞባ-
ዝኸበርኩም ፈተውቲን መቓልስቲን፡ ዝኽርታትኩምን መጸናንዒ መልእኽትኹምን ንምሃብ ኣብዚ ጠውቑ።
18/12/2020 23:26 PM
On behalf of the undersigned Eritrean Political Forces (EPF), we are writing this open letter to you to express our grave concerns about the physical security, dignity and the wellbeing of Eritrean refugees and asylum-
18/12/2020 23:26 PM
ERISAT: ትንታነ ፖለቲካ፡ ተራ ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ግጭት ኢትዮጵያን ዕድሎት ኤርትራውያን ስደተኛታትን
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/12/2020 23:26 PM
ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ሃገረ-ጸውዒ እዩ። ከመይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ከም ሓደ ባዕዳዊ ጸላኢ ኮይኑ፡ ህዝባውን ሃገራውን ገበናት፡ ክፍጽም ዝጸንሐን ዝፍጽም ዘሎን፡ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ኤርትራን ሰላምን`ምበር፡ ውልቀ-
18/12/2020 23:26 PM
(The Mystery of Capital, By Hernando De Soto)
"ስለምንታይ እዩ ርእሰማልነት ኣብ ምዕራብ ሃገራት ተዓዊቱ፣ ኣብ ካልእ ኩሉ ቦታ ግን ፈሺሉ"
እዚ መጽሓፍ`ዚ ኣገደስቲ ነጥብታት ዝሓዘለ ኮይኑ፣ እቲ ወዲ ፐሩ ጸሓፋይ ምስ ካልኦት ተመራመርቲ ኮይኑ ንይ ዝገበሮ መጽናዕቲ ውጽኢት ኣዩ። ኣነ ቀንዲ ዝሰሓበኒ ምኽንያት፡ ብዛዕባ ዋንነት መሬትን ገዛን ብርቱዕ ተገዳስነት ስለዘሎኒ እሞ ኸኣ ስለምንታይ ኢና ካብ ሓሳርን ጥሜትን ክንገላገል ዘይከኣልና (ዓይነት ስርዓት ገዲፍካ ማለት እዩ) ፡ እዚ መጽሓፍ`ዚ መፍትሒ ዝረኸብኩሉ ይመስል።
እዚ ጸሓፋይ ቀንዲ ነጥቡ፡ ንብረት( ገዛ ይኹን መሬት ወይ ትካል) ብሒጊ ዋንነቱ እንተዘይተረጋጊጹ ርእሰማል ምድላብ ይኹን ልቓሕ ረኺብካ ክትምዕብል የጸግም ይብል። Read more
14/12/2020 18:35 PM
ቃለ-
HANDLING OF RELIGION VS. POLITICS
Discussion with Rev. Daniel Habtey, Rev. Ogbasselassie Haile and Dr. Berhane Asmelash
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/12/2020 18:28 PM
Tempo Afric TV: Eritrean Affairs Program
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/12/2020 21:15 PM
Yemane:
your silence said it all and your eyes are still questioning us! So often, you forced our six millions pair of eyes turn towards our own conscience!
You saw the crimes that would take us to a brink as a nation, while we were still dancing to the euphoria of independence!
You feared and fought the barbaric scenes of trucks loaded with our people fleeing a dictatorship in the making. Read more
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |