|
|
27/02/2021 15:10 PM updated
Veteran Ambassador Adhanom Ghebremariam, passes away, 19 Feb 2021 (1945 -
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ብምኽኒያት ሓጺር ሕማም ትማሊ ዓርቢ ዕለት 19 የካቲት 2021 ዓ.ም፡ ብመስዋእቲ ሓሊፉ ኣሎ፡፡
በዚ ኣጋጣሚ፡ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ንስዉእ ክቡር ተቓላሳይ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም መንግስተ ሰማያት፡ ንመላእ ቤተሰቡን መቓልስቱን ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል። Read more
27/02/2021 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
"ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእን፡ ኣብ ሃገርና ዘስዕቦ ማሕበራውን ቁጠባውን ሃስያታትን
The ongoing conflict in Ethiopia; subsequent socio-
Guest: Prof. Mengsteab Tesfayohannes (Part-
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 27 February 2021፡ መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእን፡ ኣብ ሃገርና ዘስዕቦ ማሕበራውን ቁጠባውን ሃስያታትን" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ ኢዩ። On Saturday, 27 February 2021, our discussion topic is “The ongoing conflict in Ethiopia; subsequent socio-
Part-
ዝሓለፈኩም ንምስማዕ ኣብ ስኒትና፡ ኣብዚ ጠውቑ።
20/02/2021 23:14 PM
ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ብምኽኒያት ሓጺር ሕማም ትማሊ ዓርቢ ዕለት 19 የካቲት 2021 ዓ.ም፡ ብመስዋእቲ ተፈሊዩና`ሎ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ንስዉእ ክቡር ተቓላሳይ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም መንግስተ ሰማያት፡ ንክብርቲ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን መላእ ቤተ-
ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ።
19/02/2021 22:32 PM
መበል 46 ዓመት ዝኽሪ ምውጻእ እሱራት ካብ ሆስፒታል
ካልኣይ መስተንክራዊ ስርሒት ደባይ ፊዳኢን ተ.ሓ.ኤ. ብ 19/02/1975 ሓራ ምዉጻእ እሱራት ካብ ማእከል ሆስፒታል ኣስመራ።
እዚ ስርሒት ዚ ብተጋደልቲ ሕሩይ ተድላን ዓብደልቃድር ሮሞዳንን፡ ኣብ ሃዘጋ ኮይኖም ዝወደቡዎ ብጾት ናይ ምድሓን ህጹጽን ዕዉትን ስርሒት ኢዩ ነይሩ።
ብድሕሪ ሓደ ሰሙን ናይ’ቲ ኣብ ሃገርና ተወዳዳሪ ዘይነበሮ ስርሒት ምስባር ቤት ማእሰርቲ ሰምበልን ዓዲ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/02/2021 11:54 AM
ንድርኺታቱ ከመይ ነሔይሎን ቀጻልነቱ ነረጋግጽን?
Moderator: Dr. Amanuel M. Ghebremedhin, Keynote speaker: Mr Dawit Gebremeskel
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/02/2021 11:54 AM
ቅድሚ 46 ዓመት ልክዕ ከምዛ ሎሚ፡ ብ 12 ለካቲት 1975፡ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን እሱራት ካብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ-
ተጋዳላይ ተሓኤ ነበር ወልደየሱስ ዓማር፡ “እቲ ብጀጋኑ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ዝተፈጸመ ዓቢ ታሪኽ ንድሕሪት ተመሊሰ ክዝክሮ እንከለኹ ሕልሚ ኮይኑ ይስመዓኒ” ብምባል ዝኽሪ እቲ ፍጻሜ የዘንቱ። ...Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/02/2021 11:35 AM
Reflections on the 31 st Operation of Fenkil,
ዝኸበርኩም ደቂ ኤርትራ!
ዕለት 9 ክሳብ 10 ለካቲት 2021፡ መበል 31 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ምሕራር ከተማና ምጽዋዕ፡ ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከተማ ምጽዋዕ ብጸላኢ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ናይ ሓይሊ ኣየር መቕዘፍቲ፡ እንዝክረሉ መዓልታት ኢዩ። እዚ መስተንክራዊ ጅግንነትን መስዋእቲን ናይ ተጋደልቲ ኤርትራ ዝተራእየሉ ስርሒት`ዚ፡ እቲ ጨካን መግዛእታዊ ጸላኢና ስርዓት ደርግ (ኢትዮጵያ)፡ ካባ ስዕረቱ ክእመን ዝተገደደሉ ስርሒት ኢዩ ነይሩ። ስርዓት መግዛእቲ፡ ከም መርኣያ ቅብጸቱ፡ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ከተማ ምጽዋዕ፡ ጃምላዊ ናይ ኣየር መቕዘፍቲ ኣካይዱ። ነዚ ዘንጸባርቕ ዝኽሪታት፡ ኣብዚ ዝስዕብ መላግቦ (ሊንክ) ብምጥዋቕ ክትሰምዑን ከተንብቡን ትኽእሉ። ...Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/02/2021 21:27 PM
ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጂንያ
ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጂንያ -
እቲ ኣኼባ፣ ቅዋም ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ፣ ቭርጂንያ ምርኩስ ብምግባር፣ ኣብ ህልው ኩነታት ኤርትራን ከባቢናን፣ ኣብ እቲ ብናህሪ ዝቕጽል ዘሎ ህልቀታዊ ኩናትን ብዕምቆት ዘትዩ። ነቲ ብ14 ሕዳር 2020 ዝገበሮ ገምጋምን ዝወሰዶ መርገጽን ደጊሙ ብምርግጋጽ፣ ነቲ ብልዑል ናህሪ ዝቕጽል ዘሎ ኩናትን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን፣ መንእሰያቱን ዝወርዱ ዘለዉ ቅዝፈታትን፣ ኣብ ጎረቤት ትግራይ ዝርከቡ፣ ከባቢ 100 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዝወርድ ዘሎ ኣስካሕካሒ ገበናትን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሰላማውያን ሲቪላውያን ዝወርድ ዘሎ ዘስካሕክሕ ግፍዕታትን ዘትዩ። Read more
03/02/2021 06:35 AM
Peace Building and Reconciliation
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፡ ንህንጸት ሰላምን ዕርቂን -tion፡ ዝምልከት ኣርባዕተ (4ተ) ተኻታታሊ ሰሚናራት ኣብ Snitna ስኒትና Network ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ዝተኻየደ ኣገደስቲ ሰሚናራት ብቪድዮ ተቐሪጹ ቀሪቡልኩም ኣሎ።
`Snitna ስኒትና Network` has been conducting a series of seminars on 'Peace Building and Reconciliation' in the past two months. Video recordings of these important seminars is provided here. Read more
نظمت شبكة سنيتنا سلسلة من الندوات حول "بناء السلام والمصالحة" في الشهرين الماضيين.
يوجد أدناه تسجيل فيديو لهذه الندوات الهامة.
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |