|
|
25/03/2021 22:44 PM
(ከለን፡ ዳርምሽታት፡ ሞንሽንግላድባኽን ዶርትሞንድን)
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ብጾት ተቓለስቲ!
ብቐዳምነት ካብ‘ዚ ብኣካል ተራኺብና ማሕበራዊ ርክባትና ንኸይነደልድልን ኢሂን-
23/03/2021 17:52 PM
እዚ ቅንያት’ዚ፡ ናብ 1984 ተመሊስና መዝገብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምስ እንድህስስ፡ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ውቃው እዝ ኢና ንዝክር። ኣብዚ ንሓይልታት መግዛአቲ ካብ ግንባር ሰሜናዊ-
እምበኣር፡ ንድሕሪት ናብ ዝኽርታት ምልስ ኢልና ምጥማት፡ ካብ ቃላት ናይቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ክንሰምዖ ከሎና፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ክሳብ ክንደይ ዘሐብን ታሪኽ ክምዘሎናን በዚ ድማ ክንኮርዕ ጥራይ ዘይኮነ፡ ክንዕቅቦን ሕጂ'ውን ኣብ እዋን ጥልመተ-
21/03/2021 23:55 PM
ናይ Sunday 21 Mar 2021 show መደብ
ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ዝኽሪ ስዉእ ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ኣብርሃም ተኽለ።
Remembering Martyr Fedayn of ELF,
ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ብዛዕባ ጅግና ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ። ክፉት ዘተ። ዝኽርታትኩም ንምክፋል፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። OPEN MIC. The history and courage of Eritrean fighters, Martyr Fedayn of ELF, veteran Abrham Tecle. Please come forward to share your recollections and reflections.
20/03/2021 18:15 PM
"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡
ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ኢለን ዓንደማሪያም ሃይለ።
Special program, on the occasion of International Women's day,
discussion with veteran Ellen Andemariam Haile.
Part-
19/03/2021 20:14 PM Updated
ኣብ ጥሩፍ ኣተሓሳስባ እንተ ኲንካ ወይ’ውን ብክቱር ጽልኢ እንተተዋሒጥካ ንዝፍጠር ተረኽቦታት ሚዛናውነት ብዘለዎ ክትግምግሞ ኣጸጋሚ ኢዩ። እዚ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ተረኽቦ ኣብ ምምዛኑን ኣብ ኣተሓሕዛኡን ኣብ ኤርትራውያን ፍልልይ ዝፈጠረሉ ዘሎ ምኽኒያት’ውን ብዛዕባቲ ኩነታትን ተዋሳእቱን ቅኑዕ መረዳእታን ሚዛንን ዘይምህላው ምዃኑ ክንግንዘቦ ዝከኣል ኢዩ።
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ረርእሶም ዝኸኣሉ ክልተ ናጻ ህዝብታት ኢዮም። ንርእሶም ጥራይ ዘገድሶም፡ ማንም ክኣትዎ ዘይክእል ናይ ባዕላቶም ልዑላውነትን ክብርን ኣለዎም። Read more
ዝሓለፈኩም ክፋላት፦
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡
19/03/2021 20:14 PM
ኣብ ህሉው ኩነታት ትግራይን ሳዕበናቱ ኣብ ኤርትራ
ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ፡ ነዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩናትን ነቲ ኩናት ስዒቡ ዝበጽሕ ዘሎ ጥፍኣት ሰለማውያን ሰባትን ብርሰትን ኣመልኪቱ ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት መግለጺ ከውጽእ ጸኒሑ ኣሎ። ይኹን እምበር እቲ ኩናት ቀጻልን፡ ጠንቂ ህልቂትን ምምዝባልን ሰላማውያን ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ። ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ ኣብ'ዚ ኩነታት'ዚ ዘለዋ መትከላዊ መርገጺ ብከምዚ ዝስዕብ ትገልጽ። Read more
19/03/2021 20:14 PM
The Movement for Eritrean People’s Sovereignty (EPS) and One Nation Eritrea.
Resolving the Conflict in Ethiopia’s Tigray Region
War, like all man-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/03/2021 20:14 PM updated
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!
ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ። ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more
ተበግሶ ዓለምለኸ ወፍሪ፡ ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ጻውዒት ንወፈያ፡ ኣብዚ ጠውቑ። Fundraising campaign, to help Eritrean Covid-
19/03/2021 20:14 PM
ተቓዉሞ ብዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-
ወዲ ሰብ ንብጻዩ እንተኪሒዱ፣ ንሕልናኡ እንተዘይተገዚኡ፣ ካብ እንስሳ ንላዕሊ ጨካን ክኸዉን ከም ዝኽእል ብተግባር ዝርኤ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ። ንጎረባብትና ንጭካኔ እዚ ሰብ ክንግልጽ ከሎና ክርድኡና ይኽእሉ ኣይነበሩን። ብፍላይ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣዲስኣበባ ልቡ ክሃርምን፣ ካባ ክኽደን፣ ካትም ክመልስን ምስ ተዓዘብና ለይቲ ኢትዮጵያ ከም ለይቲ ኤርትራ ክትጽልምት’ያ ኢልና ጺሕፍና ኔርና። ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብኽንደይ ቓልሲ ንዓለም ኣረዲእና ዓለም’ውን ብናቱ መንገዲ መርሚሩ ንህዝቢ ኤርትራ ክጣበቕ ምስ ጀመረ፣ Read more
19/03/2021 20:14 PM
መእተዊ
ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “<መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ> እዩ።ነይዚ ኣኼባ መሪሕ ስነ-
19/03/2021 01:24 AM
ምሕጽንታ ባይቶ ኤርትራውያን ዳርምሽታትን ከባቢኡን
ንሕና እዞም ብባይቶ ዳርምሽታትን ከባቢኡን እንልለ ምንቅስቓስ፣ ኤርትራውያንን ኤርትራውያ ጀርመናውያንን ኢና። ምንቅስቓስና ኣብ ኤርትራ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ክህሉን መሰል ደቂ ሰባት ንምኽባርን ቀንዲ ዕላምኡ ዝገበረ እዩ። ምእንትዚ ኣብ ሃገር ጀርመን ክካየዱ ኣብዝጸንሑ ኤርትራዊ ናይ ሰላምን ለውጥን ህዝባዊ ምቅስቓሳት ሓቢርና ክንስርሕ ጸኒሕና። Read more
17/03/2021 18:15 PM
ብዝተረኽበ ሓዲሽ ሓበሬታ ካብ ናይ ቤት- ዕለት 19 መጋቢት (March) 2021 ካብ ሰዓት 08:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ።
ጸሎተ-
ኣድራሻ -
60320 Frankfurt am Main,
ብመሰረት ለበዳ ሕማም ክሮና ቫይረስ፣ ዝወጸ ቀጥዒ ሃገረ ጀርመን፡ ኣብ ምቅባር´ውን ብዝሒ ቀበርቲ ድሩት ክኸውን ስለዝግድድ፡ ከምቲ ኣቀዲሙ ዝተሓበረ፡ ንቡር ሓዘን´ውን ክንገብር ኣይከኣልናን። ስለዚ ኣብ ስነ፡ስርዓት ሓመድ-
ሙሉእ ስድራ-
17/03/2021 18:15 PM
ዕለት 15 መጋቢት 2021፡ መበል 57 ታሪኻዊ ዝኽሪ ስርሒት ተጎሩባ ዝብዓለሉ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1964 ናይ መጀመርያ ኣሃዱታት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ጀንገሬን ብምቅልቃሎም ንጸላኢ ዓብይ ራዕዲ ፈጠሩ።
ጸላኢ ነዚ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣሃዱ ንምድምሳስ ሓይልታቱ ኣገዲሙ እንኮላይ ኣባላት ፖሊስ ዝርከብዎ ዓርሞሸሽ ሓይሊ ኣዳልዩ ኣብቲ ከባቢ ኣዋፊሩ፡ እንተኾነ ግን ብ ዕለት 8 መጋቢት 1964 ሓይልታት ተ ሓ ኤ ድብያ ብምግባር ነቲ ናይ ጸላኢ ሓይሊ ጠቅሊሉ ደምሲሱዎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ነቲ ዝመርሖ ዝነበረ ካፒተን ዕቅባሚኪኤል ክፍላይ ውን ኣብቲ ኩናት ቀቲሉ። Read more
17/03/2021 18:15 PM
ናይ Sunday 14 Mar 2021 show መደብ
ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ሕሉፍን ህሉውን ቃልሲ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ፡ ዝድህስስ፡ ክፉት ዘተ።
Voice of Eritrea Naz Yemane was absent for the last 8 months due the pandemic of COVID 19. But now we are back for few weeks for trial. Our topic is, On International Women's Day, Past and Current struggle of Eritrean Women, Open Mic.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-
Part-
17/03/2021 18:15 PM
"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡
ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ኢለን ዓንደማሪያም ሃይለ።
Special program, on the occasion of International Women's day,
discussion with veteran Ellen Andemariam Haile.
12/03/2021 17:19 PM
On the occasion of Togoruba fighting (15 March 1964) Anniversary.
Interview with Veteran Idris Humad.
[Radio Saeyob]
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
بقلم المناضل: علي محمد صالح شوم -
11/03/2021 19:25 PM
ሰረበ፡ ማለት ደበና ጻዕቂ ፈጢሩ ማይ ክዘንብ ጀሚሩ ማለት እዩ። ብስነ ሞጎት ባህርያት ተፈጥሮ ኣናባብራ ወይ ተፈጥራዊ ሕጊ ምልውዋጥ ኣብ ኣርባዕተ ወቅቲታት ይመቕልወን፡ ን-
See also other articles ካልእ ጽሑፋት፦
11/03/2021 19:25 PM
The Eritrean National Alliance,
Identifying the Dictator’s Strategy
The Eritrean dictator has reverted to the strategy of the people’s war -is outright incongruent to an already independent state. It is this incongruity that testifies that Eritrea is a failed state -
11/03/2021 19:25 PM
ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ፖለቲካውያን ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ሲቪላዊ ማሕበራት፣ ምንቕስቓስ ይኣክል፣ ኣዴታት፣ ናይ ሓበሬታ ማዕከናት ተሳተፍቲ ወዘተ ትሰርሑ ዘሎኹም፦
ኣብ ስደት እንነብር ኩልና ብሓባር ኣብ ዘዘሎናዮ ሃገራት ኮንና ኣንጻር እዚ ጨካን ጨፍጫፊ ስርዓት ህግደፍ ሒዝናዮ ዘሎና ቃልሲ ቅኑዕ ዕላማ ከሎ ተቓውሞና ወሲድዎ ዘሎ ንውሓት ዓመታትን በጺሕናዮ ዘሎና ሃለዋትን ጸብጺብና ገምጊምና ክንርእዮ ክሎና ግን ምስቲ ኣብ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ህልቂትን ዕንወትን ዝመዛዘን ቃልሲ ተቓሊስና ኣሎና ክንብል ዘይኮነስ ኣብ መጃመርታ ናይ ቃልሲ ስነሓሳብ ኣቲና ብስራሕ ክንትግብሮ እታ ቀጣን ቅንዕቲ መበገሲት መገዲ ጠፊኣትና ከም ንፋስ ማንጥልሽ ሓንሳእ ንየማን ሓንሳእ ድማ ንጸጋም ዕግንግን ንብል ምህላውና ኢዩ እቲ ሓቂ። በብጊዜኡ ኣኼባታት፣ ሰሚናራት፣ ስለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። Read more
ዝሓለፈኩም ክፋላት፦
09/03/2021 22:10 PM
to Aggreko Plc, Glasgow, 09 March 2021.
Dear Investor Relations, Media & Sustainability Team,
We are writing to you on behalf of Freedom United, the world’s largest anti-
08/03/2021 00:15 AM
International Women`s day (March 8, 2021)
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንዘልኣለም ተኸቢራን ደሚቓን ትንበር!
እወ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንመላእ ደቀንስትዮ ዓለም፡ ዝጸንሐንን ዘለወንን ማሕበራዊን ጾታዊን ጭቆና፡ እናዘከርና እነስተንትነላን መዓልቲ፡ ከምኡ`ውን እቲ ካብዚ ድርብ ወጽዓ`ዚ ሓራ ንምዃን ዘካየድኦ ቃልሲ፡ ኣልዒልና እነስተንትነሉን ክቡር ዕለት ኢዩ።
08/03/2021 00:15 AM updated
Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE -
(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)
ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster
In response to the pandemic Covid 19 Global Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
06/03/2021 23:55 PM
"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡
ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ገነት ኣብራሃ ከፈይ።
Special program, on the occasion of International Women's day,
discussion with veteran Ghenet Abraha Kefey.
06/03/2021 18:20 PM
ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣
ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣
ኣስመራ 15 ለካቲት 1947 -
ክቡር ሓውና ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣ ካብ ነዊሕ እዋን ብዝሓደሮ ሕማም ብዕለት 21 ለካቲት 2021 ወጋሕታ ብሰላም ዓሪፉ። ሓውና ወልዱ ዕድመ ንእስነቱ ከይበቐቐ ብሓባር ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱ ኣብ ምምስራት "ኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ" ዓቢ እጃም ከም ዝነበሮ ዝዝከር እዩ፡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ድማ ብቀሊል ዘይግመት ተወፋይነት ዘበርከተ ሃገራዊ እዩ። ንሓውና ወልዱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተሰቡን መቃልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃብ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታ ክፍጽም እዩ፡
መካነ መቃብር -
ዕለት -
ኣድራሻ -
መተሓሳሰቢ Read more
06/03/2021 02:20 AM
Response to Sal Younis’s article, “It’s Time for Unity Government in Exile”
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI), March 3, 2021
—-
“ምቛም ሓድነታዊ መንግስቲ ኣብ ስደት እዋኑ ሕጂ’ዩ” ዝብል ዓንቀጽ ሓው ሳልሕ ዮኑስ
ርእይቶ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
—-
رداً على مقال الأخ صالح يونس ، "حان وقت حكومة الوحدة في المنفى"
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية (GI) ، 3 مارس 2021
—-
05/03/2021 01:10 AM
The Making of the Absolute Dictator
First Part
The following is a digest of chapter 13 of my book: Eritrea and Ethiopia: …Issues of Conflict…And Peaceful Resolution. The Red Sea Press, Copy Right 2016. This chapter is intended as a framework of a forthcoming book.
The First Decade of Independence: 1991-
03/03/2021 15:35 PM
ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ሃይማነታዊ፡ ስነ ልቦናውን ፖለቲካውን ማህሰይቲ ህዝቢ ኤርትራ
The suffering of Eritrean people explained.
ቁጠባዊ ኩነታት
ሓደ ሕብረተሰብ፡ ብፍላይ ከኣ ከምዚ ናትና ናይ ኤርትራ ዝኣመሰለ፡ 80 ሚእታዊት ህዝብና ኣብ ሕርሻን መጓሰን ዝምርኮስ ብምዃኑ፡ ናብራኡ ናብራ ዓዃይ ኢዩ። ብኻልእ ኣገላልጻ፡ ነፍሲወከፍ ስድራቤት፡ ንክትነብር፡ ናይ ሙሉኣት ኣባላት ስድራቤት ተሳትፎ ኣብ ማእቶታዊ ንጥፈታት ናይታ ስድራቤት ይሓትት። ክዉንነት ህዝቢ ኤርትራ እንተተመልከትና ግን፡ ነፍሲወከፍ ስድራቤት፡ ወላድ-
02/03/2021 15:40 PM
The Unity of Three Eritrean Political Movements
تصريح عن وحدة ثالثة تنظيمات إرترية
ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከቢድ ኩሉ መዳያዊ ጸገም ኣትያ ከም ዘላ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ዝዀነ ይኹን መባእታዊ ቀረብ ክረክብ ዘይተዓደለ፣ ፖለቲካ ንውሑዳት ኣካላት ጥራት ዝምልከት ኰይኑ ንኻልኦት ኤርትራውያን ገበን ዝዀነሉ፣ መሰረታዊ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላቱ ዘይተኸብረሉ፣ ብዘይሕግን ፍርድን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጐነሉ፡ ብሕጽር ዝበለ ፍርሒ፡ ጥመት፡ ድንቁርና ወዘተ ዓብሊሎም ንህዝብና ከሳቕዩ ይርኣዩ ኣለዉ። ንሱ ከይኣክል እዚ ቋንቋ ውግእ ወረ ውግእ እምበር ቋንቋ ዲፕሎማሲ ዘይፈልጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነጸብራቕ ውሽጣዊ ፖሊስኡ፣ ወግሐ ጸብሐ ነጋሪት ናይ ውግእ ኣዋጅ እንዳሃረመ ምስ ኩለን ዝዳወባና ሃገራት ውግእ ከፊቱ፣ ንህዝብና ኣብ ዘይረብሓሉ ውግኣት ክኣቱ ክስዋእን ክስንክል ክስደድን ክበታተንን ይርአ ኣሎ። Read more
01/03/2021 15:17 PM
THE LEAGUE OF ERITREAN DEMOCRATIC FORCES
July 24, 2007/Frankfurt (First Congress)
ኣብ ዘሎናዮ መድረኽ ተባዕን ኣዐዋትን ውሳነ ይጠልብ። ኣብ ዝመጹ ሳምንትታ ሕሉፋት ጽሑፋት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ከም ድሕረባይታ ነቶም ዝጽበዩና ዘለዉ ዕማማት ክገልግሉ ከነሰኒ ኢና። ጽሑፋት ሰልፍና ኣብ ክልተ ወይ ዝያዳ መጽሓፍቲ ክጥርነፉ ስለ ዝኾኑ፡ ብዓለመለኻዊ ሕጊ ቅድሓ ሕልዋት ምኽዋኖም ንሕበር። Read more
01/03/2021 15:17 PM
ኣብዛ እዋን ዚኣ ተርኣ ብኸመይ ይግምገም? ንቡርን ሃናጺን ተግባራታ ንክትጻወት`ከ እንታይ ክግበር ኣለዎ?
Moderator: Mr Goitom Mebrahtu, Keynote speakers: Dr Mussie Tesfagiorgis & Dr Amanuel Mehreteab
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |