|
|
27/04/2021 15:15 PM
ካብ ዝሓለፉ ሒደት ሰሙናት ጀሚሩ፡ መንግስቲ ኣብ ስደት ዝጠልቡ ካብ ደምበ ደለይቲ ፍትሒ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ጉጀለታትን ወል-፡ ሓዲሽ ኣምር፡ ስለዝኾነ ክኣ፡ ብዙሕ ሕቶታትን ስክፍታን ክቀላቐሉ ነስተብህል። ግድን ድዩ መንግስቲ ኣብ ስደት ክቐውም ? ንኩሎም ደለቲ ፍትሒ ተቓወምቲ ዝውክል ስሙር ግንባር ወይ ላዕለዋይ ጽላል ብምርጫ ዘይትከል? ዝብሉ ሕቶታትን ኣማራጺታትን ብዛዕባ ዓይነትን ቅርጽን ክቐውም ዘልዎ ላዕለዋይ ውኪል ህዝቢ ይልዓሉ ኣለዉ። ደገፍ ወይ ተቐባልነት ሓፋሽ ህዝቢ ይረክብዶ? መንግስቲ ኣብ ስደት ምቛም ሕጋውን ምኽኑይን ድዩ? ካብ 5 ክፍለ-
26/04/2021 20:45 PM
ሓውናን ብጻይናን፥ ገብሩ ተኽለ፡ ብሃንደበት፡ ዓሪፉ ኣሎ።
ስነ-
ስድራቤትን ፈተውቱን
ዝኽርታትኩምን መጸናንዒ ቃላትኩምን ንምሃብ፡ ናብዚ ናይ ፌስቡክ ሊንክ ጠውቑ።
22/04/2021 17:08 PM
HOW IRONIC THAT WE SAY NOTHING ABOUT THE RETURN OF THE ETHIOPIAN PERPETRATORS TO ERITREA?
April 6, 2021 marked the 46th anniversary of the 1975 tragic massacre of Hargigo, in which about
300 residents were brutally slaughtered by the Ethiopian army, and their houses burned to ashes.
For those who are not quite familiar with the geography and political history of our coastal region, Hargigo is a town about eight kilometers north of the Port city of Massawa. Read more
22/04/2021 17:08 PM
ናይ Sunday 25 Apr 2021 show መደብ
ብምኽንያት ሓድሽ ጥዕናዊ መምርሒ፡ ስቱድዮ ንዝቕጽል 4 ሰሙናትን ኪኖኡን ተዕእጽዩ ኣሎ። ይቕሬታ ተኻታተልትና።
ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?
Our past history and its impact on the current issues of Eritrea?
Dr. Mussie Tesfagiorgis ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡
ዕለት Sunday, 25 April 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ ፕሮፈሶር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማኒቶባ፡ ኢዩ ክኸውን። ናይ ዘተ ኣርእስትና፦ "ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?" ዝብል ኢዩ። ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ።
Our Voice of Eritrea guest on Sunday, 25 April 2021 is Dr. Mussie Tesfagiorgis. Our discussion topic is: "How much impact does it have our past history to the current issue of Eritrea?" Dr. Mussie Tesfagiorgis is a professor at the University of Manitoba. All welcome to participate.
22/04/2021 17:08 PM
Eritrean Renaissance Party for Justice
(ERPJ) 4 th Congress Press Release
ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ ንፍትሒ ካብ 26 መጋቢት ክሳብ 10 ሚያዝያ 2021 4ይ ጉባኤኡ ብልዑል ወኒን ሓድነትን፡ ሓያል ውድባዊ ስጥመትን ኣብ ዝዓሰሎ ሃዋሁ “ቅድም ቀዳድም፡ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ’’ ብ ዝብል ቴማ ጉባኤኡ ኣቓኒዑ።
ሰልፊ፥ ኣብዚ ጽንኩርን በዳህን ኩነታት፣ ኣብ ከባቢና ዝካየድ ዘሎ ቅልጡፍ ፖሊቲካውን ኢኮኖሚያውን ለውጢ፣ ሕማም ኮቪድ-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
15/04/2021 12:45 PM Updated
Peace Building and Reconciliation
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፡ ንህንጸት ሰላምን ዕርቂን -tion፡ ዝምልከት ኣርባዕተ (4ተ) ተኻታታሊ ሰሚናራት ኣብ Snitna ስኒትና Network ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ዝተኻየደ ኣገደስቲ ሰሚናራት ብቪድዮ ተቐሪጹ ቀሪቡልኩም ኣሎ።
`Snitna ስኒትና Network` has been conducting a series of seminars on 'Peace Building and Reconciliation' in the past two months. Video recordings of these important seminars is provided here. Read more
نظمت شبكة سنيتنا سلسلة من الندوات حول "بناء السلام والمصالحة" في الشهرين الماضيين.
يوجد أدناه تسجيل فيديو لهذه الندوات الهامة.
14/04/2021 16:27 PM
The economic development and social progress of any country usually depend upon the development and availability of abundant natural resources together with the development and availability of human resources in the form of productive labor force. The family structure, the social fabrics, the political stability, the community formation, the religious institution, and the status of public service, particularly the education and health care services, play the most important roles in determining the supply of skilled workforce for the economic development and social progress of a country. Read more
14/04/2021 16:27 PM Updated
ብመጀመርያ ብዛዕባ ታሪኽ ቛንቋ ዓረብ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ክዛረብ ዝደረኸኒ ምኽንያት፡ ብዛዕባ ምትእስሳር ቛንቋ ዓረብ ምስ ኤርትራ ብዙሓት በብዝጣዓሞም ክትንትኑ ይርኣዩ ብምህላዎም፡ ኣነ ድማ ምስቲ ናይ ዕድመ ተሞክሮይን ካብ ቀዳሞት ኣቦታት ዝወረስኩዎ ሓቅታትን ከምኡ ውን ካብቲ ሃብታም ኣርካይቭ ታሪኽ ኤርትራን ቃንቃታታን ካብ ዝተፈላለዩ ተረኽቲ ቱርኪ፡ጥልያንን እንግሊዝን ዘንበብኩዎ ትሕዝቶ ከካፍለኩም መሪጸ ኣለኹ። Read more
ዝሓለፈኩም ክፋላት፦
13/04/2021 14:56 PM
Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea
See Also Related ምስዚ ዝዛመድ ተወሳኺ ሓበሬታ:
13/04/2021 14:56 PM
ህዝቢ ኤርትራን ሃገረ ኤርትራን፣ ብንሁር መንገዲ ልዑላውነቶምን ሃገራዊ መንነቶምን ንገዚፍ ሓደጋ ተሳጢሑ ይርክብ። እቲ ድሕሪ መሪር ቃልስን ከቢድ መስዋእትን ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ልዑላውነትን፣ ኤርትራዊኢ ሃገራዊ መንነትን፣ ንምስራዝ ዝካየድ፣ ዝተወሃሃደ ሽርሒ፣ ጉጅለ ኢሳያስን፣ መግዛእታዊ ናይ ምስፍሕፋሕ ጉጅለታትን፣ ካብቲ ዝነበሮ፣ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ተሰጋጊሩ እነሆ። Read more
13/04/2021 14:56 PM
• ቦታ፡ Zoom-
Meeting-
Password: 499369
ብድሓን ምጹ!!
ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ጀርመን Read more
13/04/2021 14:56 PM
Current Eritrea and its regional situation.
Seminar by Dr Gebre Gebremariam.
At Merbeb Eritrean Network for Justice Room
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ብዛዕባ ህልው ኩነታት ኤርትራ ሃገርናን ከባቢና ሰፊሕ ትንተናዊ ኣስተምህሮ ንህዝቢ ይህብ። ንሱ፡ ሕጂ ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ናይ ምቕሃም ወዲቃ ምህላዋን ጊዜ ዘይህብ ናይ ህጹጽ ኩነታት ተፍጢሩ ከምዘሎ ኣስሚሩሉ ኣሎ። ኤርትራ ንምድሓን ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢሩ ንምቃለስ ናይ ሓባር ናይ መቃለሲ ባይት ዋዓል ሕደር ከይበለ፡ ኩሉ ዓቕሙ ዝፍቕዶ ቃልሲ ከካይድ፡ ዶር. ገብረ ይጽውዕ።
Part-
Part-
Part-
13/04/2021 14:56 PM
من أجل إنقاذ الشعب الإرتري والسيادة الوطنية
المجلس الإرتري -
إن سيادة الدول الإرترية وهوية الشعب الإرتري تتعرض لخطر جسيم. إن المخطط المنسق للقضاء على الدولة القومية الإرترية يتجه نحو مرحلة التنفيذ. عندما أطلق أسياس وشريكه أبي أحمد المخطط الصارخ للتواطؤ وخطط الحرب تحت ستار ما يسمى باتفاقية السلام ، انتفض الشعب الإرتري في الشتات بشدة ضد المخطط بإعلانه -
13/04/2021 14:56 PM
ነዚ ኣርእስቲ ክንመርጽ ከሎና፡ ደወል ንኽንባራበርን ፍትሓዊ ቃልሲ መስርዑ ከነትሕዞ፣ መሰል ወዲሰብ ክሕሎ፣ ስርዓተ-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/04/2021 14:56 PM
ኣዚና እነፍቅሮን እነክብሮን ኣቦናን ሓውናን ተስፋይ ገብረወልዲ፣ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ፣ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 5 ሚያዝያ 2021 ልክዕ ሰዓት 8:10 ድሕሪ ቀትሪ፣ ኣብ መበል 71 ዓመቱ ብሰላም ዓሪፉ።
ስድራ-
ብዛዕባ ቀጻሊ ሓበሬታ ንስነ-
ንዝኾነ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ ኣብዚ ዝስዕብ ተሌፎናት ተወከሱ።
ተሌፎን 0739578255 ወይ 0762596564
ኩሉ መታሓዝንትና፣ ነቲ ኩነታትን መግለጺናን ብግቡእ ክርዳኣና ንትስፎ። Read more
12/04/2021 20:04 PM
ናይ Sunday 11 Apr 2021 show መደብ
Remembering Martyr Fedayn of ELF,
ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ብዛዕባ ጅግና ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ። ክፉት ዘተ። ዝኽርታትኩም ንምክፋል፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። OPEN MIC. The history and courage of Eritrean fighters, Martyr Fedayn of ELF, veteran Abrham Tecle. Please come forward to share your recollections and reflections.
Part-
Part-
Part-
09/04/2021 23:55 PM
Prince Philip has died aged 99, Buckingham Palace announces
Prince Philip, Queen Elizabeth II's husband, has died aged 99, Buckingham Palace has announced.
A statement issued by the palace just after midday spoke of the Queen's "deep sorrow" following his death at Windsor Castle on Friday morning.
The Duke of Edinburgh, the longest-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/04/2021 23:55 PM
Content piracy in Social Media, that should be condemned.
መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ኣብ 2013 ዝቖመ፡ ሃገራዊነትና ንምዕዛዝን፡ ስኒት ህዝብና ንምኹስኳስን፡ ንሓድሕድና ንምምዕዓድን ንምምህሃርን፡ ንኹሉ ኤርትራዊ መርበብ ሓበሬታታት ዝምልከት መላግቦታት ኣብ ሓደ ብምምጻእ፡ ኣበይ እንታይ ኣሎ ንህዝብና ንምእማትን ንምሕጋዝን ክሰርሕ ዝጸንሐን ዘሎን መርበብ ሓበሬታ ኢዩ። Read more
04/04/2021 23:55 PM
The ELF Mass Prison Break Operation
ታሪኽ ምፍታሕ እሱራት ሰምበል (ኣስመራ)ን ዓዲዃላን፡
Discussion with Veteran Freedom Fighter
at Eritrean Network for Justice Paltalk Room.
Part-
Part-
04/04/2021 23:55 PM
Eritrea's current and future affairs.
with Professor Mengstab Tesfayohannes
On Sunday, 4th April 2021, we are inviting Professor Mengstab Tesfayohannes; we will be discussing about Eritrea's current and future affairs. You are all cordially invited to participate. ሰንበት ዕለት 4th April 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈ። መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና፡ ብዛዕባ ህሉውን መጻኢን ኤርትራ ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
Part-
04/04/2021 23:55 PM
ኣብዚ ሎማ-ል ኣቐባሊ፡ “ኤርትራውያን እንተዝሕተቱ፡ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈለዩላ ማዓልቲ ኣይኽብርዋን ኢዮም፣ ኣይፈትውዋን ኢዮም” ኢሉ ብምዝራቡ፡ ኣብ ኤርትራውያን ቑጠዐ ዝመልኦ ናይ ማሕበራዊ መድያ ክትዓት ኣስዒቡ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ዲና ሙፍቲ ዝበሎ ካብቲ ቡዙሓት ኢትዮጵያውን ብፍላይ ካኣ ኣምሓሩ ብቐጻሊ ዝብልዎ ዝተፈልይ ነገር የብሉን። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ካኣ፡ ካብቶም ኢስያስን ተላኣኣኽቱን ካብ ክብልዎምን ክገብርዎምን ዝጸንሑ ንልዕላውነት ኤርትራ ዝጓነጹ ወስታት ዝተፈልየ ኣይኮነን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብኡ መሰረት ዝገበረን መቐጸልትኡ’ውን ኢዩ። Read more
See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦
01/04/2021 21:35 PM
In memory of Martyr Veteran Ahmed Nasser
ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ታሪኽ ሓርበኛታት ጀጋኑ ኤርትራዊያን፡ ንዓለም ዘደነቐን ብዙሓት ዝመስከሩሉን ይኹን`ምበር፡ ከምቲ ክኾኖ ዝግባእ ይትረፍ፡ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ`ኳ፡ ኣይተሰነደን። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ከኣ፡ ብዙሓት ሓርበኛታትና፡ ነቲ ቅያ ጅግንነቶምን ታሪኾምን ከየዘንተዉሉ፡ ወይ`ውን ጽሑፍ ከይገደፉ፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ ተማራሪሖምም ብመስዋእቲ ይፍለዩና ምህላዎም ኢዩ።
01/04/2021 21:35 PM
ተናገር፣ ተኻራኸር፣ ተማጎት፣ መሰልካ ንምሕላውን፣ እተወሰደካ ንምምላስ፣ ኣብ ልዕለኻ ክፍጸም ንዘይ-፡
እዋኑ እዋን-
ተንስእ-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/04/2021 21:35 PM Updated
ኣብ ጥሩፍ ኣተሓሳስባ እንተ ኲንካ ወይ’ውን ብክቱር ጽልኢ እንተተዋሒጥካ ንዝፍጠር ተረኽቦታት ሚዛናውነት ብዘለዎ ክትግምግሞ ኣጸጋሚ ኢዩ። እዚ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ተረኽቦ ኣብ ምምዛኑን ኣብ ኣተሓሕዛኡን ኣብ ኤርትራውያን ፍልልይ ዝፈጠረሉ ዘሎ ምኽኒያት’ውን ብዛዕባቲ ኩነታትን ተዋሳእቱን ቅኑዕ መረዳእታን ሚዛንን ዘይምህላው ምዃኑ ክንግንዘቦ ዝከኣል ኢዩ።
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ረርእሶም ዝኸኣሉ ክልተ ናጻ ህዝብታት ኢዮም። ንርእሶም ጥራይ ዘገድሶም፡ ማንም ክኣትዎ ዘይክእል ናይ ባዕላቶም ልዑላውነትን ክብርን ኣለዎም። Read more
ዝሓለፈኩም ክፋላት፦
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡
01/04/2021 21:35 PM
Identity and the Contradictions of Dual Nationality: A Personal Perspective
I am a dual Eritrean and British national having become a British national by naturalisation in 1987. I was also an Ethiopian national at one stage by an accident of history when Eritrea was united with Ethiopia under a United Nations imposed federal arrangement. Eritrea had to pass
through a thirty-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |