|
|
29/01/2022 22:55 PM
ስነ-
ሕጂውን ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ከብሒ ሰማያት
ኣብዚ ሓጺር ግዜ 6ይቲ መጽሓፉ'ዩ ትኸውን ዘላ ንእምነቱ ተስፋይ። ታሪኽ ክልተ ሓርበኛታት ካብ ሓደ ስድራ። ታሪኽ ሓጋጊ ደግያት መሓርን ታሪኽ እቲ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ብስነጥበባዊ ክእለቱ ጸበለል ዝብልን ዝነበረን ብዙሓት ስነጥበበኛታት ዘፍረየን ዝጸለወን ስነጥበበኛ ሃይለ ወልደሚካኤል ዝሓዘት መጽሓፍ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት 2022 ኣብ ሰማያት ካብ ዝኣተዋ ሰለስተ ኣገደስቲ መጻሕፍቲ ሓንቲ'ያ ትኸውን ዘላ። መጽሓፍ ንምእዛዝ ኣብዚ ፈለግ ጠውቑ። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
23/01/2022 22:55 PM
ናይ Sunday 23 January 2022 show መደብ
ብዛዕባ ምዕባለታት ንጥፈታት ምንቅስቓስ ንጋባእ፡ ከምኡ`ውን ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡
ዕለት Sunday, 23 January 2022፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ኢዩ ክኸውን። ኣርእዝቲ ዘተና፡ ብዛዕባ ምዕባለታት ንጥፈታት ምንቅስቓስ ንጋባእ፡ ከምኡ`ውን ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ዝብል ኢዩ ክኸውን። መምህር ዘርኡ፡ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣደናቒ ዛንታ ጅግንነት ፈዳይን ዝሓዘት መጽሓፍ ዝደረሰ ኢዩ።
Our Voice of Eritrea guest, on Sunday, 23 January 2022 is, Veteran Zeru Gebreyesus, book author of "Mezekerna ente Nghinsil". We will discuss on The progress of the grass root movement of NGABAE, the current conflict in Ethiopia and its impact to Eritrea.
Part-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
22/01/2022 23:55 PM
The right of access to the sea
UN Convention on the Law of the Sea.
حق الوصول إلى البحر للدول غير الساحلية -
Keynote speaker: Mr. Teame Teweldebrhan
Moderator: Dr. Mebrahtu Ateweberhan
Join Zoom Meeting:
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/01/2022 21:06 PM
The importance of transitional justice አገዳስነት መሰጋገሪ ፍትሒ أهمية العدالة الانتقالية
ኣቶ/ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ Mr. Paulos Tesfagiorgis
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/01/2022 02:53 AM
ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡-
Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013. VIDEO-
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
18/01/2022 01:27 AM
Society of Eritrean Think Tank
1. ስም፡-
2. ዕላማ፡
ማሕበር፡ መጽናዕትን ምርምርን ንህንጸት ሕብረትሰብ፡ ማሕበረሰብን ደውላን የተኲር። መጽናዕትታት ማሕበር ንመሰረታት ደሞክራሳዊት ብልጽግትን ሰላማዊትን ኤርትራ ምንጺ ፍልጠትን ሓገዝ ክኸውን ትጽቢት ይግበረሉ። መጽናዕትን ምርመራን መንኰርኰር ስለ ዘድልዮ ርእይቶን ዳግመ ርእይቶን (View and Review) ዝተስምየ መጽሄት ከቕውም እዩ። Read more:
18/01/2022 01:27 AM
መቕድም
ኣብ ኣጋ መፈጸምታ 2002 ዓ.ም.ፈ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን ከምኡ’ውን የመን፡ ንኤርትራውያን ተቛወምቲ ውድባት ብደረጃ መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ዝሕግዝዎም ኣበሰሩ። ብሸነኾም ተቛወምቲ ሓይልታት ዳርጋ ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ኣኼባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምስልሳል፡ ኣብ Eritrean National Alliance ዝተባህል ጽላል ተጠርነፉ። ድሕሪኡ ዝተጠቕሱ ሃገራት ኣብ ከመዘልማድ ሰንዓ ፎሩም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስምምዕ ተፈራረሙ። Read more:
16/01/2022 22:55 PM
ናይ Sunday 16 January 2022 show መደብ
ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ከምኡውን መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ኣማራጺ መፍትሒን።
ኣቶ ከማል ኢብራሂም Mr. Kamal Ibrahim.
ዕለት Sunday, 09 January 2022፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም ኢዩ ክኸውን። ኣርእዝቲ ዘተና፡ "ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ከምኡውን መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ኣማራጺ መፍትሒን።" ዝብል ኢዩ። Our Voice of Eritrea guest, on Sunday, 09 January 2022 is, Veteran Kamal Ibrahim. He will discuss the current issue in Ethiopia and it’s impact to Eritrea, and a democratic government in Diaspora as a possible solution.
Part 1 (09 Jan 2022)፡ Part 2/A (16 Jan 2022)፡
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/01/2022 19:55 PM
ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ 11 ጥሪ 2022።
البيان الختامي لأعمال الاجتماع الدوري الثاني للقيادة المركزية
للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي
08/01/2022 12:15 PM
National reconciliation through shared understanding of history.
المصالحة الوطنية من خلال الفهم المشترك للتاريخ
Keynote speaker: Dr. Chefena Hailemariam
Snitna Network Seminar 08 Jan. 2022
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/01/2022 20:25 PM updated
ንጥፈታት ክፍሊ ጽምዶን መስርሕ ምምስራት ሃገራዊ ሓይሊን።
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/01/2022 20:25 PM updated
ብዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ዝቐረበ እማመ ንምቛም ሕጋውን ምሩጽን ወኪል ዲያስፖራ ኤርትራውያን።
GI-
مقترح تشكيل ممثلين منتخبين شرعياً لإلرتريين في المهجر
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية اإلريترية )GI)
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/01/2022 20:25 PM Updated
by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).
ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሒ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንካልኦት ክትሕብሩን ትምሕጸን። Read more
1ይ ክፋል (04-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/01/2022 20:25 PM
November – December 2021 Issue # 72
Bi-
YEAR 2021 ENDED BUT NOT TAKING WITH IT THE AGONIES OF THE HORN.
All wars finally end because of one or multiple factors. Some of the factors can be new weapons like the Atomic bomb or other smaller weaponry turned deadly when the means of its delivery is sharpened by new inventions like the drones, be they Chinese, Turkish, Iranian or whoever possessed them because of newfound wealth like that of UAE. The avoidable war still raging for no good reason in northern Ethiopia has already cost hugely in terms of human lives and the suffering of millions. Like the year just ended, the war in Eritrea’s southern neighborhood will also end one day but without reassuring the peoples of the region that it will NOT resume in a decade or two. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/01/2022 20:25 PM
Ngabae: New year's message to our people.
07/01/2022 20:25 PM
to the besieged nation of Eritrea and its people.
by: Berhe Desta / Seattle, Washington, USA
May the New Year 2022 finally release the nation of Eritrea and Eritreans from the 30-
The nation of Eritrea cheerfully gained its independence after an arduous and costly armed struggle of 30 years against Ethiopian army of occupation, in 1991. Read more.
01/01/2022 22:55 PM
Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2022
ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ! ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትናን! ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት 2022`ን ርሑስ በዓለ ልደትን ይግበረልና! እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና! Read more
01/01/2022 00:05 PM
ERIPS December 1, 2021 Eritrean involvement in the war and its impact on the security of the region Introduction The Horn of Africa is riddled with deadly political conflicts, ethnic strife and poverty. This is often exacerbated by the undemocratic, sometimes brutal authoritarian rule that is all too common across the Horn. For much of the region, the foundations of democratic institutions necessary to sustain good governance have been eroded. In such circumstances, autocratic leaders take complete control over all …Read more
01/01/2022 00:05 PM
ብዝተፈላለዩ ስነጥበባዊያን ዝቐረቡ፡ ንፍትሒን ንሓርነትን ዝጽውዑ፡ ብድምጺን ቪድዮን እተዋደዱ። A collection of poetry by various poets, audio-
01/01/2022 00:05 PM
ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም፡ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ሊቀ ጳጳስ ዴስሞንድ ቱቱ ኣብ መበል 90 ዓመት ዕድሚኦም ከም ዝዓረፉን ቢቢሲን ካለኦት ዓበይቲ ማዕከናትን ሓቢረን። እዞም ኣብ 90 ዓመት ዕድሚኦም ዝዓረፉ ዴዝሞንድ ቱቱ እቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነበረ ብውሑዳት ጸዓዱ ዝተዓብለለ ስርዓት ኣፓርታይድ ንምውጋድ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ካብ ዘበርከቱ ሓደ ነይሮም። ድሕሪ ውድቀት ምምሕዳር ኣፓርታይድ ከኣ ኣብ ክንዲ ኣብ ልዕሊ እቶም ወጻዕቲ ኣብ ክንዲ ሕነ ምፍዳይ እቲ ኩነታት ብዕርቅን ይቕረ ይቕረ ምብህሃልን ንክውዳእ ዝለዓል ግደ ዝነብሮም ኮይኖም፡ ነዚ ኣበርክተኦም ናይ ኖበል ሰላልም ኖበል ዝተሸለሙ ሎሬት እዮም ነይሮም። …Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/01/2022 00:05 PM
عيد ميلاد مجيد وسنة جديدة سعيدة 2022!
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |