May 2022 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





31/05/2022 23:55 PM Updated

ርሑስ መበል 31 በዓል ናጽነት ኤርትራ

Happy 31st Eritrea Independence Day!

بمناسبة الذكرى 31 لاستقلال إريتريا عيد استقلال سعيد

Reflections and memories, on the occasion of 31st Eritrea independence day.

ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ብኣጋጣሚ መበል 31 ዓመተ-ናጽነትና!

تأملات وذكريات بمناسبة عيد استقلال إريتريا الحادي والثلاثين.

Read more


31/05/2022 23:55 PM

THE PROGRAMMATIC PROPOSALS:

 FURTHER ELABORATION

by Dr. Herui Tedla Bairu

The following article shall focus on the following aspects of the 97 Constitution. This article is piece is intended to throw light on the discussion that took twenty-two years ago, as a preparation for a debate with the key formulators of the said document and the signee of this study. I hope the leaders of the opposition media arrange such a debate in order to raise the bar of Eritrean politics. opposition.  Read more


31/05/2022 23:55 PM

ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ 24 ግንቦት 2022 ምኽንያት ብምግባር፡ ንምቅስቅስ ይኣክል ስያትልን ከባቢኣን (Seattle and its environs, USA) ሰፊሕ ህዝባዊ ኣስተምህሮ ይህብ። ንሱ፡ ምኽባር ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መሰል ከምዝኾነ ብምዝኽካር፡ ህዝቢ ኤርትራ ንማዓልቲ ናትጽነት፡ ነቶም ህዝቢ ኤርትራ ክበጽሖምን ክጭብጦምን ዝነበሮ ናይ ሓርነት፣ ቅሳነትን ብልጽግናን ጸጋታት፡ ግን ካኣ ብሰንኪ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ኢሳይስ ክሳብ ሕጂ ዘይረኽቦም ዘሎ፡ እንዳዘከረ ከብዕሎ ከምዝግባእ ኣስሚርሉ።  Read more


22/05/2022 23:36 PM

ምንቅስቓስ ንፍትሒ ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ (ም.ንፍ.ኤ.ዲ)

Eritrean movement for justice in Diaspora.

الحركة الارترية للعدالة في المهجر

ዝኽርን ክብርን 24 ግንቦት፡ መዓልቲ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ

ሰላም ኩቡራት ኩቡራትን

ሰላም ኣሓትን ኣሕዋትን ደቂ እቶም ምእንቲ ህዝቦም ሂወቶም በጃ ዝኾኑ ጀጋኑ ሓርበኛታት ሰላም ኣሓትን ኣሕዋትን ደቂ እቶም ምእንቲ ነጻነት ሃገሮም ቅያ ሰሪሖም ዝሓለፉ ጀጋኑ ደቂ እዛ ብጽእቲ ሃገር፤ ሎሚ መበል 30 ዓመታዊ ዝኽሪን ክብርን መዓልቲ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ እዩ። እዛ ክብርቲ መዓልቲ እዚኣ ሩሑቁን ቀረባን ኣኻኺባትና ኣላ። ሎሚ ንመዓልቲ ናጽነት ከነኽብራ ኮሎና ብዝተሓዋወሰ ስሚዒት እዩ።  Read more


22/05/2022 23:36 PM Updated

ዕድመ ንጽምብል 24 ግንቦት፣

ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

ሓባራዊ መደብ፡ ግሎባል ይኣክል ምስ ፖለቲካዉያን ሓይልታት ኤርትራ።

ዕለት፡ ቀዳም Saturday, 21 May 2022.

7:00 PM Berlin, 1፡00 PM New York.

Join Zoom ዙም ኣብዚ ጠውቑ.

Meeting ID: 892 9695 5659 Password: 803917

ክቡራትን ክቡራን ተቓለስቲ ኤርትራውያን!

ዝዓዘዘ ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፣ ኣብ እተካይድዎ ሃገራውን ህዝባውን ቃልሲታት ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ንምንየልኩም። ነዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ መዓልቲ ንምብዓል ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምስ ምንቅስቓስ ግሎባል ይኣክል ብሓደ ጸሚዶም  ን21 ግንቦት 2022 ሓቢሮም ንምጽንባል መደባት ሰሪዖምሉ ከም ዘሎዉ ድሕሪ ምሕባር ከም ኣባላትና መጠን በርኪትኩምን ሰሲንኩምን ብምክፋል ነዚ ክቡር መዓልቲ ከተማዕርጉ/ከተማዕርጋ ብኽብሪ ንዕድም። Read more

دعوة للمشلركة للاحتفال بعيد.الاستقلال

المناضلون والمناضلات

تحية وطنية متنمينا لكم التوفيق في مهامكم النضالية بالاشارة الى الاعلان اعلاه والمتعلق ب ٢٤ مايو، يوم استقلال ارتريا، تقيم القوى السياسية الارترية بالمشاركة مع حركة كفاية العالمية احتفالا مشتركا عبر وسيلة الزووم.

Read more


21/05/2022 15:06 PM Updated

ቅዋም 1997፡

ኢሰያስ ኣይኮነን ጽሒፍዎ፡

ቅዋም ኤርትራ ንብረት ህዝቢ እዩ።

መንእሰይ በረኸት ሃይለ።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


14/05/2022 03:07 AM

Eritrean youth and their perceptions on Eritrean nationalism and national identity.

መንእሰያት ኤርትራ፡

ኣብ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ሃገራዊ መንነትን

 ዘለዎም ኣረኣእያ።

الشباب الإرتري وتصوراتهم للقومية الإرترية والهوية الوطنية

Presenter: Mr. Samuel Emaha, Moderator: Dr. Mebrahtu Ateweberhan, Translator: Mr. Ghirmai Zemichael

Date: Saturday, 14 May 2022.

Join Zoom Meeting (here)  Live on: FaceBook.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


01/05/2022 13:18 PM

Happy Eid Al Ramadan to All!

ርሑስ ዒድ ሮሞዳን ይግበረልና!

بمناسبة قدوم عيد الفطر المبارك نتقدم بأحر التهاني والتبريكات للشعب الارتري عامة وللمسلمين خاصة وكل عام وانتم بالف خير

መዓየዲን መሳለሚን፡ ዓረፋ ኬር ወበርከት!

Read more







Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe