|
|
27/06/2022 12:25 PM
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/06/2022 12:25 PM Updated
Reflections and Press Releases.
ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ 20 ሰነ 2022
يوم شهداء إريتريا 20 يونيو 2022: تأملات وبيانات صحفية.
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን!
እነሆ እምበኣር፡ ነቲ ሃገርና ዝኸፈለቶ ኣዝዩ ረዚን መስዋእቲ ሓርበኛታት ንምዝካር ዝቖመት መዓልቲ፡ 20 ሰነ፡ ኣቲናያ ንርከብ ኣሎና። ኣብዛ ወርሒ`ዚኣ፡ ነቶም ምሳና እናተቓለሱ ዝሓለፉ ሰማእታት እንዝክረላ፡ ንሶም ዝሓደጉልና ሕድሪን ለበዋን ገምጊምና፡ ነቲ ዘይተመልአ ናብ ሸቶኡ ንምብጻሕ መብጽዓና እነሓድሰላ ዕለት ኢያ። Read more
27/06/2022 12:25 PM
Interview with B/G Tekeste Haile
Host (ኣአንጋዲ): Tv Sened Eritra.
27/06/2022 12:25 PM
ባሻይ ነስረዲን ስዒድ ዚበሃል ወዲ ማይ ደሪሰ ንጡፍ መራሒ ማሕበር ምስልምና (አልራቢጣ አልኢስላሚያ) ብ20 ለካቲት አብቲ ኣብ ኢምባ ደርሆ ኣካያዲ መደበር ባቡር ኰይኑ ዚዓየሉ ዝነበረ ብሸፋቱ ናይ ሰልፊ ሕብረት (አንድነት) ተቐትለ ። ብመሰረት እቲ ሙፊቲ ሺክ ኢብራሂም ኣል ሙኽታር ዝጸሓፎ ጸብጻብ ሰኑይ ምሸት ሰዓት 07:30 5 ሸፋቱ መጺኦም ኣብ ዕዮኡ ኸሎ ሓያሎ ጠያይት ተኰሰሉ ከቢድ ጕድኣት ወሪድዎ ብኡንብኡ ናብ ኣስማራ ተወስደ ኣብ መንገዲ ግን ሞተ። Read more
27/06/2022 12:25 PM
in Neurodegenerative Diseases.
ተራ ቫይታሚን ዲ ኣብ ምክልኻል ሕማም ነርቭታት።
[EHPN -
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
25/06/2022 16:15 PM Updated
Understanding the Eritrean Constitution.
ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ብንቦት 1997 -ለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution -
25/06/2022 16:15 PM
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ! ክቡራት ኣሓተይ! ኣሕዋተይ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ!
እዛ ትስዕብ መልእኽተይ ብ15 ሰነ ጀሚረ ዳርጋ ወዲኤያ ከብቅዕ፡ ብገለ ገለ ምኽንያያት ኣተማላኣትለይን። ሕጂ ከም ዝነበረታ የቕርባ’ሎኹ።
ሎሚ መዓልቲ ንሚድያ ERISAT ከመስግንን፡ ክላቦን’የ ተበጊሰ። ብዕለት 11 ሰነ, 2022 “ነጻ ፕረስ ኣብ መስርሕ ደሞክራሲ ዘለዎ ዓቢ ተራ” ዘርእስቱ ብ`ERISAT ዝተኻየደ ዋዕላ (ERISAT Symposium) ኮይኑ፡ ነቲ ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ኣእዝኑ ጸሚሙ ፍጊዕ ኢልዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቂ ሓበሬታት ክረክብን፡ ሓሳቡ ብነጻ ክገልጽን፡ ካብ ካብቲ ምውሳኣት’ቲ ክምሃርን፡ ክመራመረን፡ ክውስንን ዝሕግዝ ዓለማ’ዩ ዝብል ነይሩ። Read more
23/06/2022 23:56 PM
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
23/06/2022 23:56 PM
02:00 PM Eastern Time (US and Canada)
ኣቕራቢ፡ ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ሃብተጊዮርጊስ ኣብራሃ።
Meeting ID: 815 7440 2616 Passcode: 082647
23/06/2022 23:56 PM
ኩቡራት የሕዋት፡ ነዚ ኣርእስቲ ማለት “ መሰረታዊ ለውጢ-ጽሕፍ ዝተደረኽኩ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ብስም “ ዓቀብቲ ቁዋም ” ኢሎም ዝንቃሳቐሱ ዘለዉ ኣሕዋትን/ኣሓትን ብዛዕባ ምትርጓም ቁዋም 97 ዓቢ ዘመተን፣ነቶም ብ-
23/06/2022 23:56 PM
"ንምልኪ ህግደፍን ንዕንቅፋታት ሓባራዊ ቃልሲ ተቓውሞን፡ ብከመይ ንገጥሞም?"
18/06/2022 23:42 PM
Model for identifying problems and healing process, after Dictatorship.
ብልሓት ምልልይ ጸገማትን፡ ሕውየት ካብ መጉዳእቲን፡ ድሕሪ ዲክታተራዊነት።
نموذج تحديد المشاكل وعملية التعافي بعد الديكتاتورية.
Join Zoom Meeting (here) Live on: FaceBook.
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/06/2022 23:41 PM
ID: SR on Human Rights in Eritrea -
ጸብጻብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ብፍሉይ ጸብጻቢ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሚስተር መሓመድ ዓብደልሳልም ባቢኬር
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/06/2022 23:41 PM
ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዘሎ 1ይ ዋዕላ ኤሪሳት 2022
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/06/2022 23:55 PM
ዝኸበርኩም ዶ/ር ደብረጽየን
ኣቐዲመ ኣነ ከም ሓደ ኤርትራዊ ዜጋ በቲ ብሰራዊት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ከቢድ ግፍዒ ልባዊ ሓዘነይ ክገልጽ ከሎኹ ሕፍረት እንዳተሰምዓኒ ከምዝዀነ ክሕብረኩም እፈቱ። እቲ ዝተፈጸመ ሰይጣናዊ ተግባራት ግና ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ እምበር ብህዝቢ ኤርትራ ከምዝተፈጸመ ተገይሩ ከይውሰድ ክስመረሉ ይግባእ። ካብ ትግራይ ዝተወርሰ ንብረት ኣብ ኤርትራ ከይሽየጥ ኣብ ቤተ ክርስትያናት ንምእመናን ዝገዘቱ ተብዓት ካህናት፡ ከምኡውን ኣብ መሳጊድ ዝተሰርቀ ንብረት ምግዛእ ሓራም ምዃኑ ዓው ኢሎም ዝዀነኑ መሻይኽ ነይሮም እዮም። እቲ ዝተፈጸመን ዝቕጽል ዘሎን ግፍዒ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘይውክል ምልካዊ ስርዓት.. Read more
04/06/2022 23:55 PM
Interview with Eng. Hamid Selim.
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/06/2022 23:55 PM
By Mebrahtu Ateweberhan and Petros Tesfagiorgis
Rwanda cannot be a viable home for asylum seekers from the UK.
The British and Rwandan governments have reached an agreement to send asylum seekers to Rwanda. The flights are meant to begin on 14 June, although legal challenges might delay these. Some of those facing this forcible deportation are so worried they have gone on hunger strike. Read more
04/06/2022 20:28 PM
in the Context of Eritrea and Ethiopia
Introduction
Access to the sea is currently a topic of discussion among Eritreans and Ethiopians in the mass media primarily due to continuous assertions of access to the Red Sea by Ethiopian individuals and groups, including Tigrayans. Ethiopian assertions of access to the sea can be placed into two categories: (1) ownership of the Red Sea, the Eritrean port of Asseb in particular; and (2) the right of access to the sea and freedom of transit. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |