|
|
28/09/2022 20:40 PM
Seminar to ALL Eritrean in United Kingdom.
ሰሚናር ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ።
Sunday, 02 October 2022 -
ኣዳለውቲ፦ ካቶሊካውያን ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን።
Organised by Eritrean Catholics in London and its Environs.
ኣድራሻ (address)፦ Harrow Club, 187 Frestone road, London, W10 6DY. Nearest train Station: Latimer Road St.
ሰዓት (Time):-
See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/09/2022 20:39 PM
Introduction
The summer of 2022 saw an unprecedented challenge to the grip that the Eritrean ruling party, the inaptly named “People’s Front for Democracy and Justice” [or PFDJ] exercises over the Eritrean population dispersed around the world. Perhaps as many as a quarter of all Eritreans currently live in exile, having fled the intense repression that has blighted the nation that won its independence from Ethiopia in 1993. No-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/09/2022 23:30 PM
18/09/2022 23:30 PM
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይምልከቶ ናይ ጎረቤት ሃገር ሕድሕዳዊ ትርምስ ንኻልኣይ ግዜ ምእታዉ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ። ናይ ትግራይ ሚድያታት ኰነ ተሓባበርቲ ናይ ኤርትራውያን ሚድያታት ከይተረፋ ነቲ ኣብ ሰራዊት ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ህልቂት ብሓጎስ ከቃልሕኦ ምስማዕ፥ ሕልና ንዘሎዎስ ነብሰ-
See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/09/2022 00:30 AM
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተሳተፍቲ 2ይ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2022 (2022-
ምዉቕ ሰላምታ ብምቕዳም፡ እንኳዕ ናብዚ ኣብ ብራሰልስ፡ በልጁም፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ንካልኣይ ግዜ ዚሰላሰል ዘሎ ኤርትራ ሲምፖዝዩም ብደሓን መጻእኩም።
እዚ፡ ኣብዚ ሃገርናን ዞባናን ኣብ ተቐያያሪ ርሱንን ዝሑልን ተጻብኦታት ተጸሚዱሉ ዘሎ ቅልውላዋዊ ህሞት ዚካየድ ዘሎ እዋናዊ ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ፍሉይ ኣገዳስነት ኣለዎ። ኣብዚ ኣገዳስን እዋናውን ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ንካልኣይ እዋን፡ ንምስታፍ፡ ብሕታዊ ዋኒንኩም ኣወንዚፍኩም፡ ካብ ኤውሮጳ፡ ካናዳን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን (ሕመኣ) ብምምጻእኩም ብልቢ አመስግን። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/09/2022 00:30 AM
ብ`ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ ኣባላት ም.ንፍ.ኤ.ዲ.
ኣብዚ እዋን’ዚ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ጉዕዞ-ርእስቲ ብምዃን፣ መድረኽ ክትዕን ዘተን ኮይኑ ኣሎ። ነቲ ፈኸም ዝብል ዝነበረ ደምበ ፍትሒ፡ ምብርባርን መስርሐ ለውጢ፣ ግብኡ ሒዙ ቁልጡፉን መስርዑ ዝተኸተለ ንምዃን፣ ህርድግ ክብል ክትርኢ ከሎኻ ተስፋ ይህብን ግዴኻ ንምግባር ክኣ ይጽውዕ። Read more Read more
11//09/2022 14:19 PM
ርሑስ በዓል
ቅዱስ ዮውሃንስን፡
ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።
Happy holiday
& Happy Geez New Year!
08/09/2022 23:30 PM
ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ከምዝዓረፋ ቤተንግስነት ባኪንግሃም ኣፍሊጡ [BBC]
See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:
04/09/2022 23:45 PM
*ካልኣይ ጉባኤ ባይቶ ዓለም-
Global Yiakl Council 2nd Congress.
المؤتمر الثاني لحركة كفاية الشعبية العالمية الارترية
See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:
01/09/2022 00:41 AM
الذكرى الستون لبداية النضال من أجل التحرر المسلح للشعوب الإريترية ، 1 سبتمبر 1961.
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |