|
|
21/01/2023 01:31 AM
Martyrs of Asmara Operation FORTO, 21 January 2013፡
ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡-
Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013. VIDEO-
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
10/01/2023 23:55 PM
ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡ 10 ጥሪ 2023፡
ዓቕሊ-
ጕጅለ ህግደፍ፡ ትማሊ 09 ጥሪ 2023፡ 5ተ ደቀ`ንስትዮ ዝርከበኦም 67 ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ ኣሲሩ ኣሎ። እዞም ጭልቅዓት ቈልዑ፡ መብዛሕተኦም ተማሃሮ 10ይ ክፍሊ ኮይኖም፡ ምኽንያት መእሰሪም ከኣ፡ ጸረ ህግደፍ ውዳበታት ኣካይድኩም፡ ንተማሃሮ ዘለዓዕል ወረቓቕቲ ዘርጊሕኩም፡ ኣብ ቀጽሪ ቤት ትምህርቲ ንመንግስቲ ዝወቅስ ጽሑፋት ሓንጢጥኩም ዝብል ክሲ ከምዝርከቦ ተፈሊጡ ኣሎ።
10/01/2023 23:55 PM
ጉባኤ ምጥርናፋት ሓይሊ ዕማም ሃገር ስዊዘርላንድ።
ብ- ፈላማይ ወግዓዊ ግባኤኡ ኣካይዱ፡፡ ካብ ሓይሊ ዕማም ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣብ ሲዊዝ፡ ናብ ሕጋዉን ግብራዊን ቃልሲ ምስግጋር ዝብል ፍረነገር/ቁምነገር (theme) ሒዙ ፡ ንተስፋ ናብ ክውንነት፣ ንባህጊ ናብ ሕግዋነት ዘልብስን፡ ኣብነት ንምዃን ዝህቅን፣ ሽትኡ ክወቅዕ ቆሪጹን ብዘየማተ መስርሕ ክቃለስ ዝተበገሰ ክባሃል ይካኣል፡፡ Read more
21/01/2023 23:36 PM
ስለምንታይ ኢና ንምሕደራ ኤርትራ ብቀጻሊ ክንቃለሶ እንግደድ?
Why do we have to continue to fight the rule of Eritrea?
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |