|
|
25/02/2023 23:36 PM
ቀዳም Saturday, 25 February 2023
እዚ ወትሩ ተቓላሳይ ህዝብና ዚደልዮ እንታይ ኢዩ?
What is that our ever-
24/02/2023 21:30 PM
ናይ Sunday 26 Feb. 2023 show መደብ
Enemy Atrocities in the Seventies in the Port of Assab.
With our Guest: Ms. Abeba Berhane (Gual Gam'me). ምስ ናይ ክብሪ ጋሻና፡ ወ/ሮ ኣበባ ብርሃነ መድህን (ጓል ጋመ)።
Ms. Abeba Berhane (Gual Gam'me), author of the newly realeased Book called "Enemy Atrocities in the Seventies in the Port of Assab." Ms Abeba was in prison for over 5 years and she witnessed the massacres. ወ/ሮ ኣበባ ብርሃነ መድህን (ጓል ጋመ)፡ ደራሲት ናይታ "ግፍዕታት ስርዓት ደርግ ኣብ ከተማ ዓሰብ።" ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ ኢያ። ወ/ሮ ኣበባ ንልዕሊ 5 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝጸንሓትሉ እዋን፡ ነቲ ህልቂት ብዓይኒ ርእያቶ እያ። ኣብዚ ጠውቑ
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
24/02/2023 21:45 PM Updated
Understanding the Eritrean Constitution.
ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ብንቦት 1997 -ለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution -
20/02/2023 17:30 PM
ዓለም-
20/02/2023 17:30 PM
The Eritrean Political Forces (EPF) are gravely concerned and express their condemnation of the arrogance and disregard for truth by the Eritrean dictator, Isaias Afeworki, in a press conference held with the Kenyan President William Ruto in Nairobi, Kenya, on February 9, 2023. The press statements by President Ruto and
the dictator of Eritrea were followed with questions by three international media reporters from BBC Africa, Washington Post and Associated Press (AP). Read more
19/02/2023 23:55 PM
ናይ Sunday 19 Feb. 2023 show መደብ
ቃልሲ ደምበ ተቓወምቲ ንክዕወት ነዊሕ ግዜ ወሲዱሉ? ከነሕጽሮ ንኽእል'ዶ? እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይ? እንተዘይኮነ'ኸ ስለምንታይ?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/02/2023 10:30 AM
ቃለ-
President Isaias's interview with eritv and his hidden message,
analysis by Global Yiakl, 15 feb 2023.
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ውልቀ-
15/02/2023 12:24 PM
Why permit our country plundered, for lack of our unity!
“እቲ አብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ አብይን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ተባሪዑ ንልዕሊ 17 አዋርሕ ዘቚጸረ አዕናዊን መህለቒን ኲናት፣ አብ ርሑቕ ዘይኮነ እዋን ምዝዛሙ ዘይተርፎ ምዃኑ ምንም ዘጠራጥር አይኮነን። ናይዚ ኲናት'ዚ ቀንዲ መሃንድሳት አብይን ኢሳያስን ክኾኑ ከለዉ ፎርማጆ'ውን ሳልሳይ መሐዛኦም ኢዩ ኔሩ። Read more
13/02/2023 16:58 PM
Author of a book, Black Box, Ms. Sara Belay
“እዚ መንበሪና ጓዻጉዲ ብዙሕ ዘውራሕርሕ ኣዒንቲ ኣሎ፡ ኩቶ ካብዘን ኣዒንቲ እዚኣተን ከተምልጥ ዝከኣል ኣይኮን። Hሰክፍ ዘጨንቕ የብልክን።"
“ንብዓተይ ማንታ ማንታ ኮይኑ ወሓዘ። ንደቀምሓረ ሓንሳብን ንመዳእታ ግዜን ደው ኢለ ጠመትኩዋ። ኩሉ ኣብኣ ዘሕለፍኩዎ እዋናት ቁልዕነተይን ንእስነተይን ድሙቕ ዝኽሪ ኮይኑ ቅጅል በለኒ።"
“ገድሊ ሰባት ብወለንታኦም ፈትዮምን ረድዮምን ዝጽንበርዎ ውተሃደራዊ ህይወት'ዩ። ኣነ ከኣ ብወለንታይ እየ ተጸንቢረዮ። ሰለዚ ወለንተኛታት ብኽብሪ ዝርኣዩ እዩ ዝመሰለኒ ነይሩ፡፡ እቲ ብዛዕባ ገድሊ ዝሓሰቦ ዝነበርኹን፡ ኣብ ብሊቓት ዘጋጠመኒን ፈጺሙ ዘይራኸብ ኮነኒ። ብሊቓት ክጋደል ዘይኩነ ይቕረ ዘይበሃሉ ዓቢ ገበን ፈጺመ ዝኣተኹዎ መቕጽዒ ቦታ ኮይኑ ተሰምዓኒ። Read more
11/02/2023 23:55 PM
Youth Participation in Eritrean Governance.
مشاركة الشباب في إدارة الحكم في إرتريا
Presenter: Dr Thomas Araya, Moderator: Ms Mebrat Deres, Translator: Mr Ghirmai Zemichael
ኣቕራቢ፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/02/2023 23:36 PM
ቀዳም Saturday, 11 February 2023
Ensuring the continuity of the Eritrean people.
ضمان استمرارية الشعب الإريتري.
10/02/2023 00:25 AM
33rd Anniversary of Operation Fenkil, The Liberation of Massawa
መእተዊ፡-
09/02/2023 23:55 PM
1st year anniversary 1ይ ዓመት ዝኽሪ፡
In memory of his holiness Abune Antonios,
3rd Patriarch of the State of Eritrea.
ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና፡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ 3ይ ፓትሪያሪክ ዘሃገረ ኤርትራ፡ ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ናይ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ሮቡዕ ዕለት 9 ለካቲት 2022 ዓሪፎም።
ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ ንምትእትታው መንግስቲ ኣብ ጉዳይ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለ እተቓወሙ፡ ከምኡ`ውን ንፕረሲደንት ሃገረ-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
08/02/2023 21:18 PM Updated
Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2023
التقييمات ورغبات العام الجديد والتحليلات بمناسبة العام الجديد 2023
ዓመተ-
08/02/2023 21:18 PM
New year 2023 message by Mr Abeba Tesfagiorgis Baatai.
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
08/02/2023 21:18 PM
ምእንቲ ዘላቕን ነባራዊን ሰላም ህዝብታት፡ ዶብ ኢትዮጵያ-
ብ'ገብረየሱስ ወልደሚካኤል፡ ካብ ሕ.መ.ኣ (USA)።
ልዕሊ ክልተ ዓመት ዘወሰደ ደማውን ኣዕናውን ብቅርሕንትን ኣረማዊ ጭካኔን፡ ስልጣን ንምብሓትን ንምንዋሓን ዝተኣጎደ ሕድሕዳዊ ኲናት ኢትዮጵያ፣ ዓሪፉ ብምህላዉ ዘይቀሰነ ዜጋ ናይቲ ዞባ እንተሎ፡ ደም ሰትዩ ዝጎስዕ ሰብ ጥራይ እዩ። ነቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ሓርነት ትግራይን ዝተኸተም ውዕል ሰላም፡ ብሓጎስ ካብ ምሉእ ልቢ እቕበሎን እድግፎን። ኣብ ምሉእ ዓወትን ፍጻሜን ከብጽሕዎ ንዝጽዕሩ ፈጸምቲ ኣካላት ኣስልጦን ዓወትን፣ ነተቶም ዕንቅፋት ክፈጥሩ ነገር ዝጽሕቱሩ ሰረ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |