10/01/2023 23:55 PM
እዋናዊ መግለጺ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡
10 ጥሪ 2023
ዓቕሊ-ጽበታዊ ጨካን ስጉምቲ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ተመሃሮ
እዋናዊ መግለጺ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡
10 ጥሪ 2023
ዓቕሊ-ጽበታዊ ጨካን ስጉምቲ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ተመሃሮ።
ጕጅለ ህግደፍ፡ ትማሊ 09 ጥሪ 2023፡ 5ተ ደቀ`ንስትዮ ዝርከበኦም 67 ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ ኣሲሩ ኣሎ። እዞም ጭልቅዓት ቈልዑ፡ መብዛሕተኦም ተማሃሮ 10ይ ክፍሊ ኮይኖም፡ ምኽንያት መእሰሪም ከኣ፡ ጸረ ህግደፍ ውዳበታት ኣካይድኩም፡ ንተማሃሮ ዘለዓዕል ወረቓቕቲ ዘርጊሕኩም፡ ኣብ ቀጽሪ ቤት ትምህርቲ ንመንግስቲ ዝወቅስ ጽሑፋት ሓንጢጥኩም ዝብል ክሲ ከምዝርከቦ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ከባቢ ፎርብያ ኣብ ዝርከብ ናይ መመርመሪ ቤት ማእሰርቲ ተሓይሮም ከኣ ይርከቡ። እዚ ቤት-ማእሰርቲ’ዚ ብትካል ክፍሊ ስለያ ሃገራዊ ድሕነት ዝመሓደር፡ ኣቐዲሙ መንበሪ ናይ ጓል ሰናባራ መሓመድ ደበና ዝነበረን፡ ድሕሪ ናጽነት ግን ብስርዓት ህግደፍ ስለዝተወርሰ ብፍላይ ካብ 1997 ኣትሒዙ ሃገራዊ ድሕነት ንፍሉይ መርመራ ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ቤት ማእሰርቲ ኢዩ። ነዚ ኢሰብኣዊ ምእሳር ናይዞም ትሕቲ ዕድመ ተመሃሮ ሓላፍነት ወሲዱ ዝመረሐ ተለንተ ሃብተኣብ በራኺ ዝበሃል ኣባል ክፍሊ ስለያ ሃገራዊ ድሕነት ምክትታል ክፍሊ ግብረ ሽበራ ዝነበረ ኮይኑ መርመርቶም ከኣ ካፕቴን መሓሪ ገብረኣምላኽን (ወዲ ቀሺ)፡ ምክትል ተለንተ አስቲፋኖስ በራኺን (ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ማእከላይ በጽሕፈት) አዮም። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
• መትከላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡
• PRINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)
• مبادئ الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)