14/04/2022 18:32 PM
ዓምዲ ስነ-ጽሑፍ:
ክልተ መጻሕፍቲ (1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን (2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን
ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝኛን፡ ብፋርማሲስትን ደራሲን፡ ተስፋይ መንግስ፡ ተቐሪበናልኩም ኣለዋ።
Here comes to you Two books, (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh, both in Two-Languages (Tigrinya and English), from Pharmacist and book author,
Mr Tesfay Menghis.
ዓምዲ ስነ-ጽሑፍ-
ክልተ መጻሕፍቲ (1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን (2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን
ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝኛን፡ ብፋርማሲስትን ደራሲን፡ ተስፋይ መንግስ፡ ተቐሪበናልኩም ኣለዋ።
Here comes to you Two books, (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh, both in Two-Languages (Tigrinya and English), from Pharmacist and book author, Mr Tesfay Menghis.
ኣቶ ተስፋይ መንግስ፡ በዓል ሞያ ስነ-መድሃኒት (ፋርማሲስት)፡ ክልተ መጻሕፍቲ፡ ነፍሲወከፈን፡ ብቋንቋ ትግርኛን እንግሊዝኛን ጽሒፉ፡ ቀሪቡልና ኣሎ። ኣርእስቲ መጻሕፍቱ፡-
(1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን
(RIVALRY: between Tesfom and Habtom)
(2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን፡
(Covenant between Medhn and Alganesh)
ዝብላ ኾይነን፡ ዳርጋ ንሰለስተ-ወለዶታት ዝሓለፈ ህይወት ሕብረተሰብና፡ ክሳብ ሕጂ ዘሎናዮ እዋን፡ ህዝብና ዝሓልፎ ዝነበረ ኩነታት፡ ዝነበረ ባህሊ ናይ ሕብረተሰብና፡ ካብ ናቱ ተሞኩሮ፡ ትዕዝብቱ፡ ካብ ሕብረተሰብናን ካብ ዓበይቲ መቕርቡን ለባማትን ዝቐሰሞ ፍልጠትን ልቦናን፡ ብስነ-ጥበባዊ መልክዕ ኣቀናቢሩ ኣብ መጻሕፍቱ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። ስለምንታይ ነዚ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝወሰደ ስራሕ ብመጽሓፍ ከዳልዎ ወሲኑ? ኣገዳስነት ናይዚ መጽሓፍ ንህሉውን መጻኢን ወለዶታት'ከ ብኸመይ ከገልግል ይኽእል? ናብ ቋንቋ እንግሊዝኛ ተርጒሙ ከዳልዎ ዝወሰነሉ ምኽንያ'ከ እንታይ ኢዩ? ወዘተ ንዝብሉ ዝርዝራት፡ ካብቲ ሰፊሕን ሃብታምን ዕላላቱ ንስማዓዮ፡-
Mosaic Bahli: መደብ ድርሳን፡ ደርዘን ሕቶታትን ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ ፋማርሲስት ተስፋይ መንግስ። 13 Nov 2022
Here comes to you Two books, both in Two-Languages (Tigrinya and English), from Pharmacist and book author, Mr Tesfay Menghis. The titles of the books are: (1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን (RIVALRY: between Tesfom and Habtom) (2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን፡ (Covenant between Medhn and Alganesh).
Author Tesfay Menghis, gives a very detailed interview with Mosaic Bahli (Mekonnen Tesfay).
All four books are available on Amazon, Barnes and Nobles, Semayat, Yonatan Se, Harboy enterprise and other sites. You can also contact the author through email and messenger to arrange for a delivery to your mailing address.
Author Tesfay Menghis, Facebook page:
https://www.facebook.com/tesfay.menghis.5
Happy Holidays!
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)