Placeholder Picture
Placeholder Picture
VOICE OF ERITREA ድምጺ ኤርትራ - 2017 archive

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

VOICE OF ERITREA (by Naz Yemane)
2017 archive.

VOICE OF ERITREA - by Naz Yemane

Listen Live Every Sunday
( 2 - 5 PM Halifax Time ):-

ወትሩ ሰንበት ካብ 2-PM ክሳብ 5-PM ብኣቆጻጽራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ንሰለስተ (3ተ)ሰዓታት ይፍኖ።
Start Time ዝጅምረሉ ሰዓታት:-
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ንኹሉ ክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።

ቀጥታ ንምስታፍ፡ ብቁጽሪ ቴለፎን፡ direct Tel:-
+1-902-494-2487 ናብ ስቱድዮ ደውሉ።

መደብና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፡-
(Live Show here below:)

LIVE ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ
CKDU 88.1 FM:

ቀጥታዊ ፈነወ ንምስማዕ ላዕለዋይ እንተኣብዩኩም፦
Alternatively, listen live and participate in discussion via፡
CKDU website ኣብዚ ጠውቑ


Past shows
ዝሓለፈ መደባት

ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ወብሳይት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ምረጹ/ጻ፡-
To listen Past shows of Voice of Eritrea on website: Select below:

Browse past shows below:

ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ዩቱበ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ
To listen Past shows of Voice of Eritrea on Youtube: click here.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
Sunday 17 December 2017
ገምጋም 2017 - A Year in Review
ድምጺ ኤርትራ ኣብ ናይ ጽባሕ ሰንበት መደብ፡ ገምጋም ዓመተ-2017 ምስ ዝተፈላለዩ ኣዘናጋዕቲ መደባት ሒዛትልኩም ክትቀርብ ኢያ። ከም ልሙድ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea, Sunday’s show will be, A year 2017 in Review, accompanied by various entertaining music. Stay tune as usual!

VOICE OF ERITREA - by Naz Yemane


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 10 December 2017 Show
Interview with Embe Nkya
ዕላል ምስ ሓው እምቢ ንቅያ
ON HIV Aids ብዛዕባ ሕ/አይድስ
ሰንበት 10-Dec-2017, ሓው እምቢ ንቅያ፡ ኣብ ድምጺ ኤርትራ ቀሪቡ፡ ተመኩሮኡ ብዛዕባ ሕማም አይድስ፡ ሕክምናዊ ኣገባብን ሳዕቤናቱን፡ ከከፍለና ኢዩ። ንሱ፡ ንነዊሕ ዓመታት ነቲ ሕማም ተሰኪሙ ክኸይድ ዝጸንሐ ሓው ኢዩ። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Sunday December 10, 2017, haw Embe Nkya is speaking with voice of Eritrea, sharing his experience on the consequences of HIV medical treatment. Haw Embe Nkya an Eritrean has been an HIV carier for a long years. Tune in via Ckdu and snitna.com. You are all cordially invited to join. 1ይ ክፋል (10-Dec-2017)፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 03 December 2017 Show
Interview with Veteran Abed Tesfay from Holland.
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ
ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ፡ ካብ 1971 -73 ኣብ ተሓኤ፡ ካብኡ ድማ ካብ 1973 ክሳብ ናጽነት ምስ ህግሓኤ ኣብ ንእስነቱ ተጋዲሉ ሰንኪሉ ዓዲ ዝኣተወ ሓርበኛ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት፡ እታ "ጻማከ ለከንቱ" እተሰምየት መጽሓፉ ናብ ኣንበብቲ ዘብቅዐ ኤርትራዊ እውን ኢዩ። ካብ ኣበድ እንመሃሮ ተመኩሮ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራን ድሕሪ ናጽነት ዝተፈትጥረ ኩነታትን፡ ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ ክኸውን። Voice of Eritrea is pleased to hold exclusive interview with Veteran Abed Tesfay from Netherland. Veteran Abed joined the ELF at his younger age in 1971-73 and the EPLF from 1973 until independence of Eritrea. He is author of a book "ጻማከ ለከንቱ" meaning "Sacrifice without reward". Veteran Abed is giving his account as it happened during his time.


1ይ ክፋል (22-Oct-2017)፡   2ይ ክፋል (29-Oct-2017)፡  3ይ ክፋል (05-Nov-2017)፡  4ይ ክፋል (12-Nov-2017)፡  5ይ ክፋል (26-Nov-2017)፡  6ይ ክፋል (03-Dec-2017)
He is author of a book "ጻማከ ለከንቱ" meaning "Sacrifice without reward".


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 19 November 2017 Show
ብጉዳይ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ
ጋሻና፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣቶ ጆርጅ ገብረስላሰ ኢዩ። መዛረቢ ዛዕባና ድማ ብዛዕባ'ቲ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፡ ናብ ዓዶም ንምጥራዝ፡ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፈተነን ምዕባለታቱን ንምፍላጥን፡ ብኹሎም ወገናት ኤርትራውያን ነዚ ንምቅዋም ክውሰድ ዝግብኦ ስጉምቲን ንምዝትይ ኢዩ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 15 October 2017 Show
Interview with Veteran Tesfay Temnewo
ምስ ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ (3ይ ክፋል)
Voice of Eritrea presents Veteran Tesfay Temnewo, on Sunday, 24 September 2017. Tesfay TEMNEWO is a Veteran revolutionist of 1971- 78 with EPLF and the author of the book called "The Hidden Secrets of 40 years". At present Veteran Tesfay lives in exile. All are cordially invited to participate. ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፡ ካብ 1971 - 1978 ኣብ ህግሓኤ ተሰሊፉ ዝተጋደለን፡ ደራሲ ናይታ "ንኣርብዓ ዓመታት ዝተቐብረ ጉድ!" ዘርእስታ፡ ተመኩሮኡ ዝሰነደላ መጽሓፍን ኢዩ። ኣብ ገበር መጽሓፉ፡ "ሕ/ሰብኣዊ ሽግር ብናይ ሓባር ቃልሲ'ዩ ዝፍታሕ" ክብል ገሊጹ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ቀሪቡ’ውን ተመኩሮኡ ኣካፊሉ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ሃገረ-ስደት ዝነብር ተስፋይ ተምነዎ፡ ጽባሕ ሰንበት ኣብቲ ልሙድ ሰዓት ኣብ ራድዮ ቀሪቡ ተመኩሮኡ ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ።


1ይ ክፋል (24-Sep-2017)፡  2ይ ክፋል (01-Oct-2017)፡  3ይ ክፋል (13-Oct-2017)

ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፡ ካብ 1971 - 1978 ኣብ ህግሓኤ ተሰሊፉ ዝተጋደለን፡ ደራሲ ናይታ "ንኣርብዓ ዓመታት ዝተቐብረ ጉድ!" ዘርእስታ፡ ተመኩሮኡ ዝሰነደላ መጽሓፍን ኢዩ።.

ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት፡ ኣብ ካልኦት መራኸቢ ብዙሓን ቀሪቡ’ውን ተመኩሮኡ ኣካፊሉ ኢዩ


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 08 October 2017 Show
Naz - Open Mic with Asmarinos
ክፉት ዕላል ናዝ የማነ - ምስ ደቂ ኣስመራ
Please join and share your reflections, memories and stories of our old days' Asmara. There is a lot to share with our young Eritrean generation and with those all who loved Asmara, our beloved Asmara. Let's remember all notable individuals and share stories about them!
ክፉት ዕላል፡ ተዘክሮታት ኣብታ ናይ ቀደም ኣስመራ። ኣስመራ እወ እታ ኣደ ኹሉ፡ ኣደ ፍቕሪ፡ ሰሓቕን ስኒትን፡ ኣደ ስነጥበብን ጩራ ምዕባለን፡ ሓበን ናይ ኩልና ኤርትራውያንን ኢያ። ኤርትራውያን ከምኡ’ውን እቶም ኣብኣ ዝዓበና፡ ዝዓበናላ፡ ዝሰራሕናላ፡ እንዝክራን ናፍቖታ ዘሎናን፡ ብዙሕ ተዘክሮታትን ዕቑር ዛንታን ከምዘሎና ፍሉጥ ኢዩ። ንኹሎም ሰማዕቲ ከነካፍል ድማ ብኽብሪ ንዕደም ኣሎና። ብዙሓት ክዝከሩ ዝግብኦም ፍሉጣትን ኣብነታዊያንን ግለ-ሰባት፡ ኣዘናጋዕቲ ወዘተ እናዘከርና፡ ነቲ ዝኽሪ ናብዚ ሓድሽ ወለዶ ነመሓላልፎ። 1ይ ክፋል (08-Oct-2017)፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 17 September 2017 Show
Open MIC
ክፉት ናይ ምዝንጋዕን ዕላልን መደብ


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 03 September 2017 Show
Interview with Veteran Abubaker Ali (Wedi Anter) from Sudia
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓሊ ዓንተር)
ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓንተር)፡ ካብ 1965 ኣትሒዙ ሚስጢራዊ ኣባል ተሓኤ ኮይኑ ዘገልገለ፡ ካብ 1973 ድማ ኣብ ሜዳ ተሰሊፉ ዝተቓለሰ ገዲም ኣያና ተጋዳላይ ኢዩ። ካብ እዋን መግዛእታዊ ስርዓት ጣልያን ክሳብ ሕጂ፡ ኣፍልጦኡን ተመኩሮኡን ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ።
Exclusive interview with Veteran Abubaker Ali (Wedi Anter) from Sudia. Veteran Abubeker joined underground movement with ELF in 1965 in Asmara and later joined the front in 1973. He is going to speak from Italian colony up to present administration of Eritrea.


1ይ ክፋል (23 Jul 2017)፡   2ይ ክፋል (30 Jul 2017)፡  3ይ ክፋል (13-Aug-2017)፡   4ይ ክፋል (20-Aug-2017)፡   5ይ ክፋል (27-Aug-2017)፡   6ይ ክፋል (03-Sep-2017)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 06 August 2017 Show
2ይ ዓመት በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ኣብ ስደት።
Eritrean Veterans Day,
Second year celebration, in Diaspora.
ብሓርበኛታትን ግዱሳትን፡ ነዚ መዓልቲ ዘንጸባርቕ ግጥምታት። Poems and memories from veterans.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 16 July 2017 Show
Festival Eritrea Toronto 2017
ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ቶሮንቶ 2017


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 25 June 2017 Show
እቲ መስኪን ሓርበኛ ዓርሞሽሽ ተኽላይ ጸጋይ (ዓብደላ)።
ሓጺር ታሪኽ።
ብሓርበኛ ሃይለ ወልዱ (ወዲ ዳንግሽ)። By Veteran Haile Woldu
ሓርበኛ ሃይለ ወልዱ፡ ሓደ ካብ ገዳይም ተጋደልቲ ተሓኤ፡ ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ ምእንቲ ፍትሒ ከይተሓለለ ዝነጥፍ ዘሎ ኣያና ኢዩ። ኣብዚ ብድምጺ ተቐሪጹ ብድምጺ ኤርትራ ዝፍኖ መልእኽቱ፡ ሓጺት ታሪኽ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ ጀጋኑ ብጾቱ፡ ብፍላይ ንስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ተኽላይ ጸጋይ ኣመልኪቱ ዝኽሩ ኣካፊሉና ኣሎ። Pre-recorded Audio Message by Veteran Haile Woldu, ELF Veteran, shares his memories of his veteran Martyr comrades, and in particular recalls history of Martyr Tekly Tseggay. 1ይ ክፋል (25 June 2017)፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 18 June 2017 Show
ምስ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ With Prof. Araya Debessay
ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ፡ ኣብ እዋን ናጽነታዊ ቃልሲ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ንሃገሩ ኤርትራ ብዓቕሙ ንምብርካት ብተወፋይነት ዝሰርሐ ኢዩ። ኣብ 2001 ድማ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ላዕለዎት መራሕቲ ኤርትራ ንዝተፈጥረ ምፍሕፋሕ፡ ናብ ዝኸፍአ ከይዓረገ፡ ንምእላዩ፡ ብበርሊን ማኒፈስቶ (The Berlin Manifesto) ወይ G-13: ተባሂሉ ዝፍለጥ ሰነድ ካብ ዝፈረሙን፡ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ንዕርቂ ካብ ዝጸዓሩን ሓደ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ፡ ኣባል ዓለም-ለኻዊ ተበግሶ፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (Global Initiative) ብምዃን ዝነጥፍ ዘሎ ኢዩ። ስለዚ ምስኡ ስፍሕ ዝበለ ዕላል ተኻይዱ። Prof. Araya Debessay is an active member of Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM). He is our guest on Sundays show. 1ይ ክፋል (18 June 2017)፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 10 June 2017 Show
ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ (ካብ ስዑዲያ)
Saleh-Aldin Abdela (from Saudia).
ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ፥ ናይ 1965 ተጋዳላይ፥ ናብ ሃገረ ቻይና ንትምህርቲ ምስ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ዝኸደ፥ ምስ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሓደ ቤት-ትምህርቲ መባአታ ዝተማህረን፥ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ፈዳይን ተሓኤ ዝነበረን ጅግና ኢዩ። ታሪኹን ተመኩሮኡን ኣካፊሉና ኣሎ። Saleh -Aldin Abdela from Saudia. On Sunday may the 7 Veteran of ELF Saleh- Aldin Abdela is speaking with voice of Eritrea about his experience with ELF. Saleh-Aldin joined the front in 1965 took a course in China with Harbegna Mesfun Hagos among others and with current president of Eritrea in Damascus. He was also school mate in grade three with P.I.A. Saleh was among the first Fedayn in Asmara.


1ይ ክፋል (07 May 2017)፡   2ይ ክፋል (14 May 2017)፡  3ይ ክፋል (21 May 2017)፡   4ይ ክፋል (28 May 2017)፡   5ይ ክፋል (04 June 2017)፡   6ይ ክፋል (11 June 2017)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 30 April 2017 Show
ዕላል ምስ ዳዊት ኣስገዶም።
ብዛዕባ ስርሒት ምውጻእ 6 ሚልዮን ብር፡ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ።
ዕላል ምስ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 6 ሚልዮን ብር ንምውጻእ ስርሒት ዝወደበን ምስ ተሓኤ ዝተሓባበረን፡ ዳዊት ኣስገዶም፡ ተመኩሮኡ የካፍል።
The 6 million $ Man. The alleged 6million Eth $ (equal to 2.5 million US$) Bank robbery from Comercial Bank of Ethiopia in Asmara by Dawit Asgedom with cooperation with ELF.


1ይ ክፋል (09 Apr 2017)፡   2ይ ክፋል (23 Apr 2017)፡  3ይ ክፋል (30 Apr 2017)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 02 April 2017 Show
ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ዑቕባይ ተስፋይ፡
Veteran Ocbai Tesfay,
ናይ መወዳእታ ኣብ ትግራይ ዝተረፈ ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.፡ ሰፊሕ ገድላዊ ተመኩሮኡ የካፍል።
The last ELF Fedayn in Tigray, share his extensive experience.


1ይ ክፋል (12 Mar 2017)፡   2ይ ክፋል (19 Mar 2017)፡  3ይ ክፋል (26 Mar 2017)፡  4ይ ክፋል (02 Apr 2017)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Sunday 05 March 2017 Show
ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰመረ ፍስሃየ፡ ካብ ሃገረ ፈረንሳ።
Exclusive interview with Veteran Semere Feshaye.


1ይ ክፋል (04 Dec 2016)፡   2ይ ክፋል (11 Dec 2016)፡  3ይ ክፋል (18 Dec 2016)፡  4ይ ክፋል (08 Jan 2017)፡  5ይ ክፋል (22 Jan 2017)፡   6ይ ክፋል (29 Jan 2017)፡  7ይ ክፋል (05 Feb 2017)፡  8ይ ክፋል (12 Feb 2017)፡  9ይ ክፋል (19 Feb 2017)፡   10ይ ክፋል (26 Feb 2017 ኮሮኮን ታህዳይ)፡  11 ክፋል (05 March 2017 ርእይቶ ኣብ ህሉው ኩነታት)

ኣብ 7ይ ክፋል ዝተጠቕሰት መጽሓፍ ‘ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ’ ንምዕዳግ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ጥለቡ፡- Tel፡ +1 617-571-9778 E-mail: bokrila@gmail.com
ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ (ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ)፡ ኣብዚ ጠውቑ




See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: