Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), Workshop

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

14/08/2021 16:03 PM

Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), Workshop.

ዓውደ-መጽናዕቲ፡
ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን
Saturday, 14 August 2021

Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), Workshop.


ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን / Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ኪኢላታት ሰብ ሞያን ዝተሳተፉዎ፡ ሰፊሕ ዓውደ መጽናዕቲ (Workshop)፡ ኣብ ዕለት 14 August 2021፡ ኣካይዱ።

ERIPS፡ ኣማኢታት ምሁራትን ኪኢላታት ሰብ ሞያን ኤርትራውያን ዝሓቖፈ፡ ህሉውን መጻኢትን ኤርትራን ምዕባለኣን ንምድህሳስን ኣብ ኩሉ መዳያት ንምዕባለኣ ዘድሊ መጽናዕትታት ንምክያድን፡ በዚ መንገዲ ዚ ሃገራዊ እጃሙ ንምብርካት ዝነቐለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃገራዊ ትካል ኢዩ። ኣብዚ ናይ ዕለት 14 August 2021 ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ነዚ ብግቡእ ንምግንዛብ ይከኣል። ዕላማታት ናይዚ ዓውደ-መጽናዕቲ`ዚ፡ (1) ኤርትራውያን ኣብ ሓደ መኣዲ ኣራኺብካ፡ ኣብ እዋናዊ ብድሆታት ምዝታይን መፍትሒታት ምእማምን፡ (2) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም፡ ጸጥታን ምርግጋእን ንምምጻእ ዝሕግዝ መቓን ንምምዕባል ምዝታይ፡ ከምኡ`ውን (3) ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ምሁራትን ኪኢላታትን፡ ሓባራዊ ናይ ስራሕ ዝምድናታት ንምምዕባልን፡ ኢዮም።

WORKSHOP GOALS

"  Bring together Eritreans to discuss current challenges and propose solutions.

"  Discuss a framework for bringing peace, security and stability in the Horn of Africa.

"  Develop a working relationship among Eritrean scholars and professionals.

ካብዚ ቀጺሉ እምበኣር፡ ብቀጥታ ዝተማሓላለፈ ጸብጻብን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ትሕዝቶን ቃለ-ምልልሳትን፡ ቀሪብናልኩም ኣሎና። ሰናይ ምክትታል!


Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS) Workshop, Saturday, 14 August 2021
ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን፡ Saturday, 14 August 2021
Part 1 of 2:


Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS) Workshop, Saturday, 14 August 2021
ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን፡ Saturday, 14 August 2021
Part 2 of 2:



Erips ሕጂ ኸ ናበይ?
ቃለ መሕተት ምስ ቶማስ ሶሎሞንን ዮናስ ሓጎስን
Interview with Thomas Solomon and Yonas Hagaos


Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: