Placeholder Picture
Placeholder Picture
ገምጋማት፡ ትምንኒታትን መልእኽትታትን፡ ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2024።

01/01/2023 00:05 AM

ገምጋማት፡ ትምንኒታትን መልእኽትታትን፡
ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2024።

ERITREA: Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2024.

التقييمات ورغبات العام الجديد والتحليلات بمناسبة العام الجديد 2024

Eritrea: Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2024.

Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2024.
ገምጋማት፡ ትምንኒታትን መልእኽትታትን፡
ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2024

ዝኸበርካ ደላይ ሰላምን ፍትሒን ህዝቢ ኤርትራ!
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና!
ርሑስ ቅንያት በዓለ ልደትን ሓድሽ ዓመት 2024`ን ይግበረልና!
እንቋዕ ከኣ ናብዛ ሓዳስ ዓመት 2024 ኣሰጋገረና!

ብምቕጻል፡
ህዝብና ነዛ ዝተፋነናያ ዓመተ 2023 ብኸመይ ኣሕሊፉዋ? ብኸመይ'ከ የስተንትና? ኣብዛ እንኣትዋ ዘሎና ሓዳስ ዓመት 2024'ከ እንታይ ተስፋታት ሒዝናላ ኣሎና? ንለውጢ ዝኸውን መቐይሮ መደባት እንታይ ኣሎ? ኣብ ዝብል ዘተኮረ፡ ካብ ዝተፋላለዩ ምንጪታት ዝመረጽናዮም መግለጺታትን ኣጋጣሚታትን፡ ኣብ ታሕቲ ነቕርበልኩም። ሓጋዚ ክኸውን ድማ ተስፋ ንገብር። ብቐጻሊ ትሕዝቶ እናወሰኽናሉ ስለእንኸይድ፡ ተማላሊስኩም ነዚ ገጽ`ዚ ክትበጽሑዎ ኸኣ ንላቦ።

ነዚ ዘሀብትም ትሕዝቶ ምስዝህሉ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ፡ ሓበሬታ ክትሰዱልናን ክትተሓባበሩናን ብትሕትና ንሓትት።

ስኒትና.ኮም
www.snitna.com


"Snitna Network: Discussion Topic (መዛተዩ ዛዕባ)፡-
Our current situation and future scenarios, as justice seekers, how do we face the possible challenges?
ህሉው ኩነታትናን ኣንፈታት መጻኢናን ክመጸና ዝኽእል ብድሆታትን፡ ከም ደለይቲ ፍትሒ ከመይ ንገጥሞ?
وضعنا الحالي والسيناريوهات المستقبلية، كباحثين عن العدالة، كيف نواجه التحديات المحتملة؟

Part-1 of 3:    Part-2 of 3:    Part-3 of 3:


Happy New Year to All! ሩሑስ ሓድሽ ዓመት! ቃል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል።


ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2024፡
Eritrean Council For Democratic Change (ENCDC) New Year Message:
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2024፡ Eritrean Council For Democratic Change (ENCDC) New Year Message
ኣብዚ ጠውቑ።


ባህግና፣ Bagna Media 183,
ቃለ መሕተት ምስ ኣቦ መንበር ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣
ኣቶ ገረዝጊሔር ተወልደ፡ Mr Gerezghiher Tewelde (1ይ ክፋል)

Part-1/3:    Part-2/3:    Part-3/3:   


ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2024 ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2024 ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ

ዓመተ 2023 ተዛዚሙ ዓመተ 2024 ሓደ ኢሉ ይጅመር ኣሎ። ዓመት ናይ ግዜን ስራሕን መልክዒ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት እንታይ ክንሰርሕ ውጥን ነይሩና፡ እንታይ ኣዐዊትና፡ እንታይ ተሪፉና፡ መገምገሚ ውጽኢት ስራሕ ድማ’ዩ። ኤርትራውያን ከም ውልቀ-ሰብ ዘይኮነ ከም ህዝቢ ን50 ዓመት ብእምቢታ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ጸኒዕና ተቓሊስና። ኣብ ወርሒ ጉንበት 1991 ብሓይሊ፡ ብ1993 ብሕጊ ወነንቲ ሃገርና ብምዃን ሓደ ክፋል ካብ መሰረታዊ ሕቶና ስለ ዝመለስና ከም ነጥበ መቐይሮ ዝውሰድ’ዩ። ካብ ባዕዳዊ መግዘእቲ፡ ናብ ወነንቲ ሃገር ስለ ዝተሰጋገርና፡ ኣብ መድረኹ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እንቋዕ ኣብጸሓና ምብህሃል ግቡእ ነይሩ። ምኽንያቱ ጭቡጥ ናይ ምስግጋር ለውጢ ስለ ዝገበርና። Read more:


"Fanus NetWork:
"2023 ብስግኣት ትውዳእ ኣላ"
ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ፡ Interview with Mr. Paulos Tesfagiorgis Baatay


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2024
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡
ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡
ኣብዚ 2023 ዛዚምና ናብ 2024 እንሰጋገረሉ ዘለና እዋን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡ እንቋዕ ብደሓን ኣብጸሓና እብል። 2024 ዓመት ሰላምን ስኒትን፡ ፍትሕን ራህዋን ኪትኰነልና ድማ፡ ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ።
መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2024 ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
ኣብዚ ጠውቑ።


ERISAT: ሕልና ኣልቦነት ኣወጊድና ፍታሕ ነምጽአ ንድሕነት ሃገርና፡፡
ኣቶ በርሀ ደስታ ሕ.መ.ኣ | እዋናዊ ጉዳያት


EPSM_for_justice
ምፍናው 2023


Atv Asena Live : ገምጋም 2023 ኣመታት 2024


Dehay Eritrea ንዓመተ 2024 ብኸመይ ክንቅበላ ኢና? ደሃይ ኤርትራ


See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ገምጋማት፡ ትምንኒታትን መልእኽትታትን፡ ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2023
Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2023
التقييمات ورغبات العام الجديد والتحليلات بمناسبة العام الجديد 2023




See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: