ገምጋማት፡ ትምንኒታትን ትንታነታትን፡ ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2021

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

03/01/2021 22:55 PM

ገምጋማት፡ ትምንኒታትን ትንታነታትን፡
ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2021

Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2021

New Year Reflections

ገምጋማት፡ ትምንኒታትን ትንታነታትን፡ ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2021
Assessments, New year wishes and Analyses, on the ocasion of New year 2021

ሰላም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታና!
ርሑስ ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመት 2021 ተሕልፉ ክትህልዉ እናተመነና፡ በዚ ኣጋጣሚ ዚ፡ እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና! ዓመተ-2021 ከኣ መኸተምታ ናይ ኩሉ ሕሰምን መከራን ህዝቢ ኤርትራ ክትከውን፡ ሰላምን ፍትሒን ኣብ ሃገርና ክሰፍን፡ ተባታቲኑ ዘሎ ስድራቤታት ኤርትራ ዝተሓቛቐፈላ ዓመት ክትኮነልናን፡ ትምኒትና ወሰን የብሉን። እታ ብኩናት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፡ ከምኡውን ጎረባብትና ሃገራት ከኣ፡ ሰላም ክወርደን፡ ኩሎም ዝምልከቶም ንሰላም ክጽዕሩን፡ ዞባና ናብ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ዞባ ተለዊጡ፡ ህዝብታትና ብሩህ መጻኢኡ ከስተማቕር፡ ዕድላት ንምፍጣር ዝለዓለ እጃምኩም ከተበርክቱ ንጽውዕ። ውግእን ወረ ውግእን ዝበሃል፡ ካብ ሃገራትና የርሕቆ። ኣምላኽ ከኣ ንምርረትና ይእከል ይበሎ፡ ምሕረቱ የውርደልና።

እምበኣር ካብዚ ቀጺልና፡ ህዝብና ነዛ ዝተፋነናያ ዓመት ብኸመይ የሰንትና? ነዛ ሓዳሽ ዓመት 2021 ከ ብኸመይ ዝበለ ባህግታት ይገልጻን ይጽበያን ኣሎ? ኣብ ዝብል ዘተኮረ፡ ካብ ዝተፋላለዩ ምንጪታት ዝመረጽናዮም መግለጺታትን ኣጋጣሚታትን፡ ኣብዚ ገጽ`ዚ ነቕርበልኩም ኣሎና። ሓጋዚ ክኸውን ድማ ተስፋ ንገብር። ንእትህቡና ርእይቶታት፡ ሓንጎፋይ ኢልና ንምቕባል ከኣ ድሉዋት ኢና።

እግዚኣብሔር፡ ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ!

ሓውኹም፡ ዮውሃንስ ጸጋይ
ኣብ ክንዲ www.snitna.com
(03 January 2021)


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ፕረሲደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ
Eri-TV: 31 December 2020.


ብአጋጣሚ ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን መልእኽቲ አቦ ወንበር ፈጻሚ አካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ አቶ ነጋሽ ዑስማን
ERI-Adal TV: 27 December 2020.


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ሓርበኛ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ
ERISAT: 01 January 2021.


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2021፡ ልዕላውነት ህዝቢ ኤርትራ
31 December 2020.


መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት 2021 "ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ"
4/ጥሪ/2021


መልእኽቲ ኣቦ ወምበር ባይቶ ይኣክል ሕ/መ/ኣ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት 2021
01 January 2021.


Radio Dimtsi Harnnet Sweden 02.01.2021


ራብዓይ ጥልመት ኢሳያስ ኣብ ርእሲ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት 2021 ዓ/ም ናብ ህዝቢ ኤርትራ - ዶር ገብረ ገ/ማርያም
ATV: ቀዳም 02 ጥሪ 2021.


መልእኽታትኩም ናብ ህዝቢ ኤርትራ
Radio Erena: ቀዳም 02 ጥሪ 2021.


ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ተስፋሂወት ኪዳነ ሓላፊ ዓንዲ ሕግን ስትራተጂካዊ ውጥንን ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ. ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ተስፋሂወት ኪዳነ ሓላፊ ዓንዲ ሕግን ስትራተጂካዊ ውጥንን ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ.
ERISAT: 03 January 2021.



Share with friends:

Fundraising campaign for Eritrean Disabled Veteransin Kassala (Sudan) / ናይ ደገፍ ጻውዒት ንኣካለ-ጽጉማን ሓርበኛታት
An appeal for support! Eritrean Disabled Veterans in Kassala (Sudan)
ናይ ደገፍ ጻውዒት! ኤርትራዊያን ኣካለ-ጽጉማን ሓርበኛታት፡ ኣብ ከሰላ (ሱዳን).
We thank you a lot for your donation.
ንዝገበርኩምልና ሓገዝ ልዑል ምስጋናና ይብጻሕኩም።
Association of Disabled Eritreans
Please share the link to all friends and groups.
ንኹሉ ሼር ክትገብሩዎ፡ ብትሕትና ንምሕጸን

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
Here is information on how to make a Donation ወፈያ ንምግባር፡ ኣብዚ ሓበሬታ ኣሎኩም


See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: