ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ

Search our site:
 
This free script provided by
JavaScript Kit

08/07/2021 22:53 PM

ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።

Symposium 91 Batch and or 96 Graduates of Asmara University.
03 July 2021

Horn Africa Map

ኣብዚ መጀመሪያ ሰሙን ናይ ወርሒ ሓምለ 2021፡ መበል 91 ከምኡ`ውን 96 ተመረቕቲ ተማሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝወደቡዎ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ "ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።" ዝብል ቴማ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት (Zoom) ዝተኻየደ ሲምፖዝዩም፡ ኣዝዩ መሃሪን ሓደ ካብቲ ዕንቊ ባና ምዕባለና ዝኾነት እንኮ ዩኒቨርሲቲና ኣስመራ፡ ዝሓለፈቶ ህይወት፡ ዝገምገመ እውን ኢዩ ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ`ዚ፡ እቲ ሽዑ ዝተኻየደ ሲምፖዝዩምን፡ ምስ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ኣብ ካልእ መድርኻት መራኸቢ ብዙሓን ዝወሃብ ዝነበረ ገምጋምን ብምውህሃድ፡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ እነሆ። ምስ ኩሉ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን ክንካፈሎ ኸኣ ኣገዳሲ ኢዩ ንብል። ስኒትና.ኮም።

ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።
Symposium 91 Batch &/or 96 Graduates of Asmara University.

ERISAT 08 July 2021:
ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
1ይ ፕረሲደንት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ።
ብምኽንያት መበል 25 ዓመት መመረቕታ ናይ 96 ምሩቓት ዩኒቨርስቲ፡
Interview with Dr. Andebrhan Welde Giorgis,
First President of The University of Asmara, after the independence of Eritrea.
1ይ ክፋል።

2ይ ክፋል።

ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት | ምስ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም ተመራማሪት ስነ ቓንቓ| 1ይ ክፋል

ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት | ምስ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም ተመራማሪት ስነ ቓንቓ| 2ይ ክፋል

ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ | ጉዑዞ 25 ዓመት | ዘተ ምስ ዶ/ር ተሾመ ብርሃነን ዶ/ር ቢንያም ገብረሚካኤልን

ERISAT: ዘተ ምስ ዶ/ር ትካቦ ተስፋሚካኤልን ኣቶ ሚኪኤል ዛይድን ብዛዕባ ተሞኩሩኦም ኣብ ኣስመራ ዩንቨርስቲ| Part 1

ERISAT: ትሞኩሮ መምሃራን ዩንቨርስቲ ኣስመራ| ዶር ትካቦ ተስፋሚካኤልን ኣቶ ሚኪኤል ዛይድን | 2ይ ክፋል

ERISAT: ዘተ ምስ ዶ/ር ጨፈና ሃይለማርያምን ጋዜጠኛ ሮቤል ተኽላይን ብዛዕባ ተሞክሮኦም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣስመራ | 1ይ ክፋል

ERISAT: Interview with former University of Asmara Professor of Law

ERISAT: ተጻብኦታትን ማሕለኻታትን ተመሃሮ ዩንቨርስቲ ኣስመራ | ታሪኽ ጉዑዞ ትምህርተይ ብ ዶር ሞጎስ ያቖብ

ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ቕሉውላው ኤርትራ፥ ብ`ኣቶ በርሀ ፍስሃየ።
(Socio-conomic and-political crisis in Eritrea, Analysis by Mr Berhe Fshaye )

Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ምዕጻው Asmara University
ንኩነታት ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኤርትራን
-
ዶ/ር ጨፈና ሃይለማርያም፡ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ፡
Dr. Chefena Hailemariam and Dr. Tesfamariam Mehari.
ኣብ ኣሰና ቲቪ (ATV) ዝነበረ መደብ ዘቕረቡዎ ገምጋም

ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ፡ ትማሊን ሎሚን።
Higher Education in Eritrea: yesterday and today.
-
ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ፡ ፕሮፈ። መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ፡ ኣቶ ተወልደ ስእለ።
Dr. Tesfamariam Mehari, Prof. Mengsteab Tesfayohannes, Mr. Tewelde Siele.
ኣብ ራድዮ ድምጺ ኤርትራ፡ ናዝ የማነ (at Voice of Eritrea, Naz Yemane) ምስ ናዝ የማነ ዝነበረ መደብ ዘቕረቡዎ ገምጋም
Part-1

Part-2

ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ፡ ትማሊን ሎሚን።
Higher Education in Eritrea: yesterday and today.
-
ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ፡ ፕሮፈ። መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ፡ ኣቶ ተወልደ ስእለ።
Dr. Mogos Yakob, Prof. Mengsteab Tesfayohannes, Mr. Tewelde Siele.
ኣብ ራድዮ ድምጺ ኤርትራ፡ ናዝ የማነ (at Voice of Eritrea, Naz Yemane) ምስ ናዝ የማነ ዝነበረ መደብ ዘቕረቡዎ ገምጋም
Part-3

Share with friends: