18/03/2023 03:31 AM Updated
ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2023፡
ምውሓስ ድሕነትን ልዑላውነትን ኤርትራ።
መኽፈቲ መደረ፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
Eritrea Symposium 2023:
Safeguarding Eritrea’s Security and Sovereignty.
Organised by Eri-Platform, 19/02/2023
ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2023፡ ምውሓስ ድሕነትን ልዑላውነትን ኤርትራ - ብ Eri-Platform, 19 February 2023.
መኽፈቲ መደረ፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
Eritrea Symposium 2023: Safeguarding Eritrea’s Security and Sovereignty. Openning by Ambassador Andebrhan Welde Giorgis.
Organised by Eri-Platform, 19 February 2023.
ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2023፡
ሰላም፡ ደሓን ዶ ሓዲርኩም፧ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።
ምዉቕ ሰላምታ ብምቕዳምን፡ 2023 ንዅላትናን ንህዝብናን ዓመተ ጸጋን ራህዋን ኪትኰነልና፡ ዳግም: ሰናይ ትምኒተይ ብምግላጽን፡ ሲምፖዝዩምና ክጅምር እፈቱ። ኣስዒበ፡ ኣብዚ ቍመና ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ወሳኒ ህሞት ዘለወሉ እዋን ዚካየድ ዘሎ ሲምፖዝዩም ንምስታፍ ካብ ካናዳ፡ ኤውሮጳን ኣመሪካን ብምምጻእኩም አመስግን።
እዚ ግሁድን ክፉትን ልዝብ ንምስላጥ ዚዓለመ ሲምፖዝዩም’ዚ ኣብ ሓሙሽተ ዚተዘማመዱን ተመላላእትን ቴማዊ ፓነላት፡ እንተላይ ሓደ ፓነል ናይ ሓፈሻዊ ሕቶን መልስን፡ ዚተወደበ ኢዩ። ነፍሲ ወከፍ ፓነል ብክልተ ኣቕረብትን ሓደ ኣላዛብን ዚቘመ ኢዩ።
● መኽፈቲ መደረ፡ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡
● ወግዓዊ መግለጺ፡ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2023፡ ምውሓስ ድሕነትን ልዑላውነትን ኤርትራ፡
● ፓነል 1: ረቛሒታት ሃገራዊ ድሕነት ሃገረ ኤርትራ፣
● ፓነል 2: መንገዲ ነባሪ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣
● ፓነል 3: ምድራኽ ሃገር-በቈል ስግግር ናብ ቅዋማዊ ምሕደራ፣
● ፓነል 4: መድረኽ ሓፈሻዊ ሕቶን መልስን፡
● ፓነል 5: ጥርናፈ ኣብ ምክልኻል ሃገራዊ ድሕነት፡
See also Related
ምስዚ ዝተኣሳሰር ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)