Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

18/09/2018 13:42 PM

Worldwide DEMO
Free Eritrean Prisoners!
ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ:
እሱራትና ይፈትሑ!
18 September 2018

مظاهرة عالمية ، في 18 سبتمبر 2018 ، لاستدعاء إطلاق سراح السجناء الإريتريين.

Eritrean Prisoners

Worldwide DEMO - Free Eritrean Prisoners. ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ: ጻውዒት ንምፍታሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን: 18 September 2018.

مظاهرة عالمية ، في 18 سبتمبر 2018 ، لاستدعاء إطلاق سراح السجناء الإريتريين.

ጸብጻባት ኣብዝበጽሓና እዋን ኣብ ታሕቲ ከነቕርበልኩም ኢና፡ ተማላሊስኩም ናብዚ ገጽ'ዚ ብጽሑ።
ስኒትና www.snitna.com

استمر في زيارة هذه الصفحة للحصول على تقارير جديدة.


Live now እዋናዊ
ብቀጥታ ዝተፈነወ ናይ ተሳተፍቲ ሞባይል ቪድዮታት:-
Live Video clips from individuals: London, UK

How to Share With Just Friends

How to share with just friends.

Posted by Facebook on Friday, December 5, 2014

BBC News Tigrinya ቢቢሲ ትግርኛ


BBC News Tigrinya ቢቢሲ ትግርኛ
መንግስቲ ኤርትራ፡ ሰሉስ 18 መስከረም 2001 ላዕለዎት ሓለፍትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ቀይዲ ዘእተወላን፡ ጋዜጣታት ብሕቲ ዝዓጸወላን

How to Share With Just Friends

How to share with just friends.

Posted by Facebook on Friday, December 5, 2014

ድምጺ ኣመሪካ


Live now እዋናዊ
ብቀጥታ ዝተፈነወ ናይ ተሳተፍቲ ሞባይል ቪድዮታት:-
Live Video clips from individuals: SEMINAR and DISCUSSION On Facebook
ንሎሚ ከን መካትዕ ኣርእስቲ፡ TOPIC:
ብዛዕባ ኣብዛ ዕለት እዚኣ ብፍላይ ግዳያት ዝኮኑ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ብምዝካር ተዋሳኺ ናይ ኣቦና ብርሃኔ በርሄ፡ ብዓቢኡ እዚ ብመንገዲ ሰላም ኣብ ሃገርና ኣንጸላልውና ዘሎ፡ብኸመይ ንሪኦ? ከም ደለይቲ ፍትሒ እንታይ ይመስል ህላዉነትና? እንታይ ከ ክንገብር ኣለና፡ ምክንያቱ ሎሚ ዋላ ደግፍቲ እቲ ስሪኣትች ከይተረፈ ኣብ ድንግርግር ይርከቡ፡ ነዚኦም ኣብ ግምት ብምእታ እነካይዶ ቃልሲ ግዜ ዝህብ ስለ ዘይኮነ፡ ንሕሉፍ ጌጋታትና ገምግምና ህልዉን መጻኢን ኣዋሃህድና እነካይዶብሓያል ቃልስን ጥርናፈን ከመይ ይመስል፡ ዝብሉ እዪም፡ ካብ ትዛረብዎ ድማ ኣብ መንጎ እንዳ ኣተኹ ከማእኽለኩም የ፡ ካብ ህዝቢ ዉን ገለ ሕቶታት ክንቅበል ኢና፡ ንኹሉ ኣብ ግምት ብምእታው ካብ 5 ክሳብ 7 ደቒቕ ንሓደ

Free Eritrean Prisoners


ዕላል ምስ እሱራትናን ስድራቤቶምን - With Prisoners and their families - مع السجناء وعائلاتهم.


See also Related / ምስዚ ዝዛመድ፡-


Share with friends:

Music Selection ዜማታት ደለይቲ ፍትሒ