06/11/2017 05:05 AM
ኣማኑኤል ሳህለ፡ ውሩይ ጸሓፋይን መምህርን ኢዩ። በቲ ኣብ ባህሊ፡ ታሪኽን ስነልቦናን፡ ዘቕርቦ ተኸታታሊ ኣስተምህሮታት ድማ ይልለ። ኣብ መርበብ ኣሰና.ኮም (www.assenna.com)ን ካልኦትን: ተኻታታሊ ኣገደስቲ ኣስተምህሮታት የቕርበልና ኣሎ። ገለ ካብዚ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-
See also Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
• Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን