መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንምዝካር

ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘداﻣﻰ - ن دﻋوة ﻟﻛﻞ اﻻر ﺗر ﯾ

Eritrean Veterans Day


Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LiveJournal Share via e-mail Print
The Martyr has spoken ስዉእ ተዛሪቡ

1


Design: Yohannes Berhe

Powered by: snitna.com

Home መእተዊ  About us ብዛዕባና Events መደባት  Documentary ሰነዳት  Archives ከብሒ 

July 2016 articles


14/08/2016 16:36 PM

Eritrean Veterans Day 2016 London Celebration

ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ቀዳም 13 ነሓሰ ፈላሚት ሃገራዊ በዓል ሓርበኛታቶም  ጸምቢሎም።

ኤርትራውያን ነበርቲ ለንEritrean Veterans Day 2016 London Celebrationደን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንፈላሚት ሃገራዊ በዓል ሓርበኛታቶም፡  ትማሊ ቀዳም 13 ነሓሰ 2016 ኣብ ኣደራሽ ተበግሶ ንለውጢ (Initiative of change) ጸምቢሎምዋ ውዒሎም።  ኣብቲ ገዳይም ሓርበኛታት ተቓለስቲ፡ ኣባላት ጀብሃን ሻዕቢያን ነበር፡ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን፡ ከምኡ እውን ግዱሳት ሃገራውያን ዜጋታት ተሳቲፎም። ኣባል ናይቶም መዓልቲ ሓርበኛታት ንክትህልወና ሓሳብ ዘንቀሉን ዘሀብተሙን፡ ከምኡ እውን ነዛ ዕለት ዝወደቡን ግዱሳት ሃገራውያን፡ ተጋዳላይ ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ንኣጀማምራን ኣመዓባብላን እቲ "መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ" ክህልወና ኣለዎ ዝብል ሓሳብን ኣገዳስነቱን፡ ብዝርዝር ኣቕሪቡ። Read more




12/08/2016 22:55 PM

"መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ" ንምቕም ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ዝምልከት፡ ቃለመሕትት -

[ ራድዮ መድርኽ ]

   ቀዳማይ ክፋል (09.08.16):     ካልኣይ ክፋል (12.08.16):



06/08/2016 23:45 PM

We remembered the past time and discussed the hope for the future.

By Kiki Tzeggai

Today my family and friends celebrated the 1st Eritrean Veterans' Day. The young generation created this image with the names of 2 great Tegadeltys:

Berhane (my husband) and Bokrezion  Mehari ( an ELF fedayin arrested and killed by the enemy  in Asmara and member of Hidray's group).

We remembered the past time and discussed the hope for the future.

Kiki Tzeggai



05/08/2016 21:56 PM

"መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ክህሉ ተበጊስና"

ይብሉ ኣንቀልቲ ናይቲ ሓሳብ

SBS Radio: ቃለመሕትት ምስ ዑቕባይ ተስፋይ

[ SBS Radio ]

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ ከምቲ ኣብ ካልእ ሃገራት ዝግበር ኣብ ኤርትራ'ውን፡ ነቶም ንኤርትራ ኣበርክቶ ዝገበሩላ ንምኽባርን ንምዝካርን፡ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝዝከር በዓል ክህሉ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። እዚ ሓሳብ ብከመይ ነቐለ?ሃገራዊ በዓል እንተኾይኑ ናይ መንግስቲ ሓላፍነትዶ ኣይኮነን? እዚ መዓልቲ ንምንታይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክኸውን ተመሪጹ ንዝብልን ካልእ ሕቶታትን መልሲ ካብ ኣንቀልቲ እቲ ሓሳብ....Read more



24/07/2016 21:49 PM

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ

ብሳሙኤል ገብረሂወት


ኣብዚ ቕንያት እዚ ኣብ መርበባት ሓበሬታን ሬድዮ ደለይቲ ፍትሕን ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ምህላው መዓልቲ ሓርበኛታት ብዝምልከት ቅዱስ ሓሳብ  ክዝረብ ቀንዩ ኣሎ።  እቲ መንቀሊኡ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ሓያሎ ኣዋርሕ ይገብር ሰይቲ ስዉእ ውፍይቲ ተቓላሲት ኪኪ ጸጋይ፡  "ንሓርበኛታትና ካብ 365 ዕለታት ዓመት: ሓንቲ መዓልቲ መሪጽና ክንዝክሮም ኣለና!" ዝብል ሓሳብ ኣንቂላ ምስ ሓደ ሓደ ተቓለስቲ ክትዘራረብ ጀሚራ።  እቲ ሓሳብ ኣብ ብዙሓት ብሓርበኛታቶም ዝግደሱ ደቂ ሃገር ስለዝጸንሐ፡ ነዚ ቅዱስ ሓሳብ እዚ ዝኣመኑሉ ግዱሳት ሃገራውያን አሕዋት፡ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን መዓልቲ ሓርበኛታት ንንውሕ ዝበለ እዋን ብምዝርራብ፡ ክሳብ ዳሕራይ እዋን ህዝቢ ብሰፊሕ ተሳትፎ ዘትዩን መኺሩን ዝሓሸት ዝብላ ዕለት ዝመርጽ፡ ቀዳመይቲ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ  ምስናይ ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታኣ ግዚያዊት ሃገራዊት መዓልቲ ሓርበኛታት ክትከውን ኣሚሞም። ስለዝኾነ እትመጽእ ዘላ ቀዳም ሽዱሽተ ነሓሰ ቀዳመይቲ ሃገራዊት መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራውያን ኮይና ክትበዓል እያ። Read more




19/07/2016 17:11 PM

ዳግመ ርኽክብ ሓርበኛታት ኤርትራ  2016


ዕለት፡-   ቀዳም 6 ነሓሰ 2016

ቦታ፡-    ኣብቲ እትነብሩሉ ከተማ ወይ ከባቢ

ሰዓት፡-   በቲ ናይ ከባቢኹም ኣወሃሃዲ ዝውሰን

መወከሲ ኢመይል፡- Eritreanvets@gmail.com

(ክትውከሱና ከለኹም፡ ብኽብረትኩም፡ ኢመይልኩም፡ ወይ’ውን ተለፎንኩም  ከምኡ’ውን እትነብሩሉ ከተማ ክትሕብሩና ንላቦ። ኣድላዪ ሓበሬታ ክንሰደልኩም ስለዝሕግዘና።)

ዝኸበርኩም ኤርትራውያን

ንሕና ኣብ ወጻኢ እንርከብ ኤርትራውያን ንቀዳም ዕለት 6 ነሓሰ 2016 ናይ " ሓርበኛታት መዓልቲ " ከነኽብር ንዳሎ ኣሎና።

ኣብዚ እዋንዚ ድሕሪ 25 ዓመታት ናጽነትና ዝረኸብናሉ፡ ንሓርበኛታትና ከነመስግን እዋኑ ኣኺሉ እዩ። ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣበየናይ ውድብ ምንባሮም ብዘየገድስ፡ ከምኡ’ውን ልዑላውነትና ዘውሓሱን  እቶም  ኣብ ምክልኻል ልዑላውነት ዘለዉን፡  ኩሎም ሓርበኛታትና፡ ንዘልዓለም ኣዕኑድ ናጽነትና እዮም ኢልና ንኣምን። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ክዝከሩ ይንበሩ። Read more


19/07/2016 17:11 PM

لمٌ شمل المحاربين الارتريين القدماء 2016

التاريخ: 6 أغسطس 2016
المكان: المدينه التي يعيش فيها
الوقت: يتم تقريره مع ممثل و منسق المدينه أو الولاية
للاتصال:
eritreanvets@gmail.com
( يرجى كتابة بريدك الإلكتروني، رقم الهاتف، و مكان الإقامة).


أعزائي الارتريين؛


نحن حالياً ندعوا للاحتفال بيوم قدامى المحاربين الارتريين. و جميع الارتريين الذين يعيشون في الشتات مدعويين للحضور للاحتفال بيوم المحارب.

في هذه المرحلة الحاسمة من حياتنا و بعد مرور 25 عاماً من استقلال ارتريا قد حان الوقت أن نقول شكرا لقدامى محاربيننا بغض النظر عن الفصائل التي كانوا ينتمون إليها أبان مرحلةالنضال؛ منذ البداية مرورا حتى تحقيق الاستقلال إلى الابد و دعما لحريتنا.

Read more


19/07/2016 17:11 PM

ERITREAN VETERANS’ REUNION 2016


Date:    August 6/2016 Saturday

Location:   Any city you live in

Time:    To be Determined with Your Area Coordinator

Contact us:  Eritreanvets@gmail.com

(When you contact us, please provide your e-mail and/or phone number and city of residence, so that we could send you necessary information.)

Dear Eritreans:

We are currently assembling together to celebrate the “Eritrean Veterans’ Day” as a reunion among us – Eritreans living throughout the diaspora.

We ask you to come in numbers and celebrate our Veterans.

At this juncture of our life - and 25 years after our Independence - the time has come to say “Thank you” to our Veterans.matter to which group they belonged during our struggle.all are the beginning, the in-between and theof our Independence.the pillar of our freedom. Read more



01/06/2016 19:03 PM

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ERITREAN VETERANS DAY ንምዝካር ህዝባዊ ጻዊዒት


ኩሉ ኤርትራዊ፡ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ክህልወና ይግባእ ኔሩ እንዳበለ ብውልቁ ኮነ ብእኩብ ክዘራረብ ዓመታት ሓሊፉ። ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ግን ሓንቲ ሓፍቲ ብመራኸቢ ብዙሓት ንሓርበኛታትና እንዝክረሉ ሓንቲ መዓልቲ መሪጽና ከነኽብር ኢላ ለበዋ ምስ ኣቕረበት፡ ነንበይኑ መዓልትን ወርሕን ክዝተየሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓደ ሓው መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ብታሪኻዊነታ ብቕዕቲ ክትከውን ትኽእልያ ዝብል ርእይቶ ኣቕረበ። እወ፡ ወርሒ ነሓሰ ጀማሪት ናይ ኣወንታዊ ምዕባሌታት ወርሒ እያ። Read more



01/06/2016 19:03 PM

ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘداﻣﻰ - ن دﻋوة ﻟﻛﻞ اﻻر ﺗر ﯾ

Eritrean ﯾﺗطﻠﻊ اﻻر ﺗر ون أن   ون ﻟﻬم ﯾوم  ﺣﺗﻔﻠون ﻓ ﻪ  ﺎﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻟﻘدﻣﺎء و طﻠ  ﻋﻠ ﻪ:  ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗﯾر ﯾن اﻟﻘدﻣﺎء Veterans’ Day   ﺳﺗﻣرت ﺑﯾن اﻟﻌدﯾد ﻣن اﻹر ﺗر ﯾن ﺳرا وﻋﻼﻧ ﺔ وﻟﺳﻧوات طو ﻠﺔ دون أن ﺗﺣرز ﺷﯾﺋﺎ إﻟﻰ أن ﺟﺎءت إﻣرأة إر ﺗر ﺔ ﻓﻲ ٕ ... وﻟﻘد ﺑدأت اﻟﻣﻧﺎﻗﺷﺎت وا وﻗت ﻣ  ر ﻣن ﻫذا اﻟﻌﺎم..  وﺗﺳﺎءﻟت ﻋن ﺳﺑب ﻋدم وﺟود ﯾوم ﻟﻠﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘدﻣﺎء  ﺣﺗﻔﻠون  ﻪ أﺳوة  ﺎﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻟﻘدﻣﺎء ﻓﻲ  ﻞ ﻣ ﺎن ﻓﻲ اﻟﻌﺎﻟم  .. وﻗد ﻧﺗﺞ ﻋن ﻫذا اﻟﺣوار أن إﻗﺗرح أﺣد اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻟﻘدﻣﺎء إﺧﺗ ﺎر ﯾوم  ﻓﻲ اﻷﺳﺑوع اﻷول ﻣن ﺷﻬر أﻏﺳطس  ﻟ  ون ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘدﻣ ﺎء Eritrean Veterans’ Day .   ﻣﺣﻔورة ﻟﻬم ﻓﻲ اﻟﺗﺎر ﺦ اﻹر ﺗر  ..وأن  ون ﺷﻬر أﻏﺳطس  ﻣﺛﺎ ﺔ ذ ر

Read more



01/06/2016 19:03 PM

Eritrean Veterans’ Day  -  A call to all Eritreans

Eritreans have been looking forward to have a day called “Eritrean Veterans’ Day”.  Discussions have been going on among many or in private. Earlier this year, an Eritrean woman approached some Eritrean Veterans and asked the reason there was not a day called “Eritrean Veterans’ Day”.  One of the Veterans suggested the 1st week of August as the best timing for that day.

Read more



30/04/2016 23:21 PM

Ignore them not:

Eritrean Veterans

By Kiki Tzeggai


Many of our Veterans came to a foreign country after they were d20160429_Ignore_them_not_Eritrean_Veterans_by_Kiki_Tzeggai.pdfeceived by what surrounded them.


Some left when their group was dissolved for reasons they still do not understand (ELF). Some left our liberated country when the conditions surrounding them did not fit what they expected and did not testify to the reasons they left their families and joined the armed fight (EPLF).

     Some others, a younger generation, left because – they say – the system crashed them instead of helping and respect them (Warsay – Ykaalo)...Read more