|
|
‘ UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-
And
POPULAR RESPONSES ’
—-
NEW YORK 28 -
ኒው ዮርክ 28-
Sheila Keetharuth on Human Rights in Eritrea, Third Committee, 32nd Plenary -
28 Oct 2015 -
Statement by Sheila Keetharuth, Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea…Read More.
Third Committee, 32nd meeting – 70th General Assembly
28 Oct 2015 -
Mike Smith on Human Rights in Eritrea, Third Committee, 33rd Plenary -
29 Oct 2015 -
Statement by Mike Smith, Chair on the Commission of Inquiry on Eritrea.
Third Committee, 33rd meeting – 70th General Assembly
29 Oct 2015 -
Mike Smith, Sheila B. Keetharuth and Victor Dankwa (Eritrea) -
29 Oct 2015 -
29/10/2015 2025 PM
Justice-
Related news/ ምስዚ ዝዛመድ ዜና
—-
GENEVE 22 -
ጀነቫ 22-
08/06/2015 17:10 PM
UN Inquiry reports gross human rights violations in Eritrea
ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ጃምላዊ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ፡ ሎሚ 8 June 2015 ብ’ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።
[ www.ohchr.org ]
GENEVA (8 June 2015) -
Full Report and supporting documentation ሙሉእ ጸብጻብን መረጋገጺ ሰነዳትን See here ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ብ’ሺላ ኪታሩት፡ ኣባል መርማሪት ኮሚሽን፡ OHCHR -
Press Release: UN Human Rights Report on Eritrea | ERi-
Commission of inquiry on Eritrea - 29th Regular Session of Human Rights Council -
Commission of inquiry on Eritrea -
Commission of inquiry on Eritrea (Cont'd) -
Commission of Inquiry on Eritrea -Conference (Geneva, 24 June 2015) ጋዜጣዊ ዋዕላ
For the Draft Resolution: See here pdf document
24/06/2015 15:12 PM
Commission of inquiry on Eritrea: Meetings 23 -
ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ኣብ መጋባእያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት:-
[UN Web-
23/06/2015 18:26 PM
ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾኑ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ትማሊ ዕለት 22 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት፡ ደው ብምባል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ድምጺ ኣመሪካ፡ ነዚ ዝምልከት ምስ ኮሚቴ ናይቶም ሰልፈኛታት ቃለመጠይቕ ኣካይዳ ኣላ፡ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ። ብተመሳሳሊ ምስ ኤሪቲቪ ዝተኻየደ ቃለመሕትት ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።
ሎሚ ዕለት 23 ሰነ 2015፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN Human Rights Council)፡ ንጉዳይ ሰበኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣመልኪቱ ብኤርትራን ብካልኦት ሃገራትን ዝቐረበ ጸብጻባትን ርእይቶ ኣባላት ሃገራትን ክሰምዕ ጀሚሩ ኣሎ። ብወኪላት ሃገራት ዝቐረቡ ርእይቶታት፡ ብዘይካ ናይ ቻይና፡ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበ ጸብጻብ ብምድጋፍ፡ ኤርትራ ድማ ምትሕብባርን ምምሕያሽን ክትገብር ዝጸውዐ ኢዩ ነይሩ። እቲ ዛዕባ ቀጻሊ ኮይኑ፡ ዓርቢ ዕለት 26 ሰነ ድማ ውሳኔ ክወሃብ ትጽቢት ይግበር።
Related/ ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
ምስዚ ዝተኣሳሰር / Related:-
25/06/2015 22:41 PM
ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግቶን ዲሲ (19 June 2015)፡ ንደገፍ ጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ። Video Reportage of DC Demonstration (19 June 2015) by Eritreans, in support of The UN Commission of Inquiry in Eritrea Report
[ YouTube -
እዚ ኣብ ዲሲ ዝተካየደ፡ ንጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ደገፎም ንምግላጽ ኮይኑ፡ ድሕሪቲ ናይ ሰልፊ ስነስርዓት፡ ህዝባዊ ኣኼባ እውን ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ሰልፊ’ዚ ብህዝባዊ ምልዕዓል ንፍትሒ -
ናይ ቪድዮ ጸብጻባት ንምርኣይ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቑ፡-
1ይ ክፋል (ሰልፊ)፡ 2ይ ክፋል (ሰልፊ)፡ 3ይ ክፋል (ሰሚናር)፡ 4ይ ክፋል (ሰሚናር)
25/06/2015 22:41 PM
ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፡ ንደገፍ ጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ። [ASSENNA NEWS]
26/06/2015 15:20 PM
ሳላኻ’ዩ ደላይ ፍትሒ!
Highlights of Geneva Demonstration, 26 June 2015, in support of UN Commission of Enquiry Human Rights Eritrea.
ሰላማዊ ሰልፍታት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ።
See also Related:
26/06/2015 08:27 AM
Eritrean Justic-
ሎሚ ዓርቢ ዕለት 26 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣሽሓት ደለይቲ-
። ተሳተፍቲ፡ ካብ መላእ ኤውሮጳ: ከምኡ’ውን ካናዳን ኣመሪካን ዝመጹ ነይሮም።
ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት፡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ማእከል ኣዲስ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |