|
|
31/08/2020 23:55 PM
[Eri-
31/08/2020 23:55 PM
ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ ቭርጂንያ ተመስሪቱ
ንንውሕ ዝበለ እዋን ሰፊሕ መጽናዕትን፣ ልዝብን፣ ምድላዋትን ክግበረሉ ዝጸንሐ -ርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድን ቭርጂንያን፣ ኣብ ድሮ ታሪኻዊ መዓልቲ ባሕቲ መስከረም -
እቲ ብተክኖሎጃዊ ናይ ጉባኤ መሳርሒታት ተጠቒሙ ዝተኻየደ መስራቲ ጉባኤ፣ ኩሎም ስራሓቱ ብምሉእ ግሉጽነትን ዲሞክራስያዊ ኣገባብን ብኸምዚ ዝስዕብ ኣሰላሲሉ፦ Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
31/08/2020 22:35 PM
ግጉይ ኣመለኻኽታ ሕብረተሰብን መንግስትን ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ስንኩላን።
Eritrean Society and Government's wrong outlook, on the issue of people with disabilities.?
ናይ ሰንበት Sunday, 30 August 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፡ ወ/ሮ ሩማና ቡርሃኑ ኢያ። ሒዛቶ ትመጸና ዘላ መዛተዪ ኣርእስቲ፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/08/2020 22:35 PM
History of Eritrean football during 60s & 70s.
ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ መርበብ ኤርትራውያን ንፍትሒ.
By Mr Yohannes Woldetsion (Joker)
ሰንበት Sunday, 30 August 2020፡ ናይ ክብሪ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ተጋዳላይን ገዲምን ውሩይን ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ ኤርትራ ዝነበረ፡ ኣቶ ዮውሃንስ ወልደጽዮን (ጆኬር) ኢዩ። ዛዕባ ድማ፡ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ጊዜ 60 / 70 ታት ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 30 August 2020, our distinguished guest is Veteran fighter and Eritrean Legendary Football player, Mr Yohannes Woldetsion (joker). Our seminar Topic is: History of Eritrean football during 60s / 70s era.
1ይ ክፋል (30 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (30 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/08/2020 22:40 PM
Unity of Eritrean Political Forces
& The Situation of our Country.
ቀዳም Saturday, 29 August 2020፡ ኣባላት መሪሕነት ፖለቲካዊያን ውድባት ኤርትራ፥ (1) ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ENCDC (2) ኣቶ ተስፋይ ወ/ሚካኤል (ደጊጋ) EPDP (3) ኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ UDC (4) ኣቶ ኣፍወርቂ ኪዳነ UEJ (5) ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ ENF፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ኢዮም። ኣርእስቲ ሰሚናርና " ውህደት ፓለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራን ህልዊ ኩነታት ሃገርናን!!" ዝብል ኢዩ። On Saturday, 29 August 2020, our invited guests are leaders of Eritrean political organisations: (1) Mr Negash Osman ENCDC (2) Mr Tesfay Woldemichael (Degiga) EPDP (3) Mr Tesfamichael Yohannes UDC (4) Mr Afewerki Kidane UEJ (5) Mr Ogbazghi Debus ENF. Our Seminar Topic is: "Unity of Eritrean Political Forces & The Situation of our Country."
1ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡
3ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡ 4ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/08/2020 22:40 PM
ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ
ኮሚሽነር ኮሚሽን መርጻ ክልል ባቶን መንግስትን ትግራይ፣ መ/ም ሙሉውርቂ ኪዳነ ማርያም ምስ ሙሉኣት ናይ ስራሕ ብጾቱ ታሪኻዉን በዳህን መረጫ፣ ክመርሑ ዝተዋህቦም ሓደራ ብሰላምን ብዓወትን ክድምድሙ እናተተምኔና፣ ህዝብታትን ፖሎቲካዊ ዉድባትን ክልል ትግራይ እንቛዕ ኣብ’ዚ ሓምሻይ ህዝባዊ መርጻ ኣብጻሓኩም፣ እናበልና፣ ብሰላምን ዓወትን ከም ትድምድምዎ እናተኣማመና፣ ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ነዚ ህዝባዉን ፖሎቲካዉን ምርጫ ደገፍና ንገልጽ። Read more
29/08/2020 22:40 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
“ምህናጽ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ምህናጽ ሓድነት ምስ ብዙሕነት ኢዩ።
Building One Eritrean National Force is
Guests: Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 29 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ምህናጽ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ምህናጽ ሓድነት ምስ ብዙሕነት ኢዩ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 29 August 2020, our discussion topic is “Building One Eritrean National Force is Building Unity in Diversity.” Our guests are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited.
29/08/2020 22:40 PM
The obstacles hindering achievement,
ናይ ሰንበት Sunday, 23 August 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፡ ወ/ሮ ኤደን ኢያሱ ኢያ። ሒዛቶ ትመጸና ዘላ መዛተዪ ኣርእስቲ፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/08/2020 00:45 PM
[Mereb TV መረብ ቲቪ]
1ይ ክፋል (25 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (25 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
27/08/2020 14:30 PM
ኣባል ዓለምለኻዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዓርቢ ሓርነት
[Radio Fithi]
27/08/2020 14:30 PM
ሓውናን ብጻይናን ተቓላሳይ ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ዘይሕለል ሉዕል ሃገራዊነት ወኒኑ፡ ንግዝኣተ ሕጊ፡ ፍትሕን ደሞክራሲያዊ ስርዓት ንኽትከልን ክዕምብብን፡ ከይታሓለለ ክቃለስ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ደንጒዩ ብዝተነገሮ ሕማም፡ ንሓጺር አዋን ሕክምናዊ ረድኤት እኳ እንተተገብረሉ፡ ብዕለት 24 ነሓሰ 2020፡ አብ መበል 68 ዕድሚኡ፡ ክነብረላ አብ ዝጸንሔ ከተማ ሰይንት ፓውል፣ ክፍለግዝኣት ሚነሶታ፡ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና’ሎ። ወሪዱ ብዘሎ መስዋአቲ፡ መሪር ሓዘን አንዳተሰማዓና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ክህቦም፡ ንስዉእ ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ ድማ ፈጣሪ አብ የማኑ ክቅበሎ አንዳጸሎና፡ ፍትሓትን ስነ-
26/08/2020 23:58 PM
ሎሚ ዕለት ሰሉስ 25 ዓ.ም.ፈ. 2020 ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዓቢ መዓልቲ እዩ! እወ፡ ሃገራዊ ባይቶ ልሳነ ሳታላይት መድያ ስለ ዘጥረየ ምስ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብቕጥታ ክረዳዳእ ዓቕሚ ደሊቡ ኣሎ። ዝለዚ ንመራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ኣገናዕ፡ ንኣባላቱ ድማ ዮሃና እብል! ኣብዚ ክቡር መዓልቲ ንህዝቢ ኤርትራ ነዞም ዝስዕቡ መልእኽቲ ብዓምዊቕ ትሕትና አሕልፍ፥ Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር
23/08/2020 23:58 PM
ቀዳም Saturday, 22 August 2020፡ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና፡ `ሓርበኛታታ ዘይትሕብሕብ ሃገር፡ ክብራ ክትሕሉ ኣይትኽእልን ኢያ!` ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ንመዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ኣብዒሎማ ኣምስዮም። ኣብዚ ጽምብል`ዚ፡ ካብ መላእ ዓለም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ኣባላት ዋርሳይን ይካኣሎን፡ ስነጥበበኛታትን ኣባላት ማሕበራት ሓፋሽ ዉዱባትን ዝነበሩ ብምስታፍ፡ ፍሉይ ድምቀት ሂቦሞ ኣምስዮም። እዚ መቐጸልታ ናይቲ ን5ይ ዓመቱ፡ ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንኽትቀውም፡ ብግዱሳት ዜጋታት ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ኢዩ።
Eritrean veterans day was celebrated and glorified under the slogan 'A country that does not give respect to its veterans, cannot ensure the respect of the Nation!' Many Eritrean veterans from around the world participated to mark this day. This is the 5th year celebration, since the campaign started for the setup of a National Eritrean Veterans Day.
1ይ ክፋል (22 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (22 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
22/08/2020 23:58 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
WHY IS ONE ERITREAN NATIONAL FORCE CRUCIALLY IMPORTANT AT THIS TIME?
Mr. Tzeggai Negash & Mr. Amanuel Mehtsun
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 22 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ስለምንታይ ኢዩ ምፍጣር ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ኣብዚ እዋንዚ ኣዚዩ ኣገዳሲ ዚኸውን?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 22 August 2020, our discussion topic is “Why is One Eritrean National Force Crucially Important at This Time?” Our guests are: Mr. Tzeggai Negash and Mr. Amanuel Mehtsun. You are all cordially invited.
21/08/2020 21:58 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/08/2020 21:58 PM
Causes and consequences of character-
ናይ ሰንበት Sunday, 16 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ኤፍረም ገብረልዑል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/08/2020 21:58 PM
Boosting Eritrean Yiakl movement.
ናይ ቀዳም Saturday, 15 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
21/08/2020 21:58 PM
Our Country’s & Regional situation The need for a United Eritrean Forces.
ናይ ሰንበት Sunday, 26 July 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ኣማኑኤል ምሕጹን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፥-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/08/2020 23:55 PM
Peace is the only choice of the people of Eritrea
-
[ATV ቲቪ ኣሰና]
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/08/2020 23:55 PM
ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes
ኣጋጣሚ ናይ ሎሚ ጽሑፍይ ነቶም ኣብ 1945 ዝወደቁ ስማእታት ኣብ ዝዝከረሉ ዘሎ ቅነ እዩ። ካልኣይ ኩናት ዓለም ብምምራኽ ናይ ጃፓን ካብ ዝዛዘም እንሆ ሎሚ ጽንብል ዝኽሪ መበል 75 ዓመት VJ Day (Victory over Japan Day) በተን ኣብኡ እተሳተፋ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ህልው ኩነታት ኮቪድ 19 ብድምቀት ተዘኪሩ። እዞም ለባማት ናይ ሎሚ ወለዶ መራሕቲ ጃፓን ዘለዉ ካብ ሕሉፍ ተመኩሮ ተማሂሮም ድሕሪ ሕጅ ኩናት ፍጹም ክድገም የቡሉን እናበሉ ንሰማእታቶም ንምዝካር ኣብ ሃወልቶም ዕንባባታት ኣቀሚጦም። እተን ኣብዚ ኩናት ዝተሳተፋ ሃገራት ኣሻሓት ማይል ርሕቀት ከይደን ንዝኸፈልኦም ሰማእታተን ዝዝከረሉ ግዜ እዩ። Read more
20/08/2020 23:55 PM
Veteran Mesfin Hagos's urgent message
to 11th grade graduates and families.
[In Tigrinya, Arabic and Tigrayt languages]
[ATV ቲቪ ኣሰና]
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/08/2020 18:39 PM
National Reconciliation: When and how?
Importance and Implementation.
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም " ኣብዚ ናይ ሎሚ መደቡ፦ (1) ሃገራዊ ዕርቂ እንታይ ማለት ኢይ፡ (2) ቅድሚ ምፍራስ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ዝገበር ናይ ዕርቂ መስርሕ፡ (3) ግርጭታትን ኣፈታትሕኦምን፡(4) ተራ መሪሕነታዊ ትካል ኣብ ምፍታሕ ግርጭታት፡ (5) ባህርያት ብቑዕ መሪሕነታዊ ትካል፡ (6) ምትእምማን ብኸመይ ይህነጽ፡ ኣብ ዝብሉ ኣርእስትታት ብምክፍፋል፡ ኣገዳሲ ሰፊሕ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ሂቡ ኣሎ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/08/2020 18:39 PM
"The Lord detests lying lips but he delights in people who are trustworthy" (Proverbs* 12:22 NIV, King James)
Since the first day of his visit to Eritrea, whenever the Nobel Peace Prize non-
13/08/2020 16:35 PM
አብ ፍትሕን ደሞክራሲን ዘለወን ሃገራት፡ ተበዲለ አሎኹ ዝበለ ሰብ አብ ዳኛ ወይ ፍርዲ ከይዱ ይጠርዕ፤ ተኸሳሲ በዲሉ ተባሂሉ ናብ ፍርዲ ይቐርብ፡ ቤት ፍርዲ ድማ ግቡእ ፍርዲ ይውስን። ህዝብና፡ ደም ጀጋኑ ደቁ አፍሲሱ ሂወቱ ከፊሉ ነጻነት አምጺኡ፡ ልዕላውነት ሃገርን ክብሪ ህዝብን ኤርትራ አካል ዓለማዊ ማሕበረ ሰብ ገይሩ፡፡ ንሕብረተ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/08/2020 16:35 PM
[Radio Sinit Eritrea]
1ይ ክፋል (08 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (08 Aug 2020)፡
3ይ ክፋል (09 Aug 2020)፡ 4ይ ክፋል (09 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/08/2020 16:35 PM
ታሪኽ ጃልየት ኢርትርየ ዲብ ኡስቱራልያ ወነሻጣተ።
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል (07 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (14 Aug 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
12/08/2020 02:14 AM
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ- ውደባት፣ ምንቅስቓሳት፣ ህዝባውያንን ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ዞባውያን ዓለም-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/08/2020 20:25 PM
Unity and harmony in Eritrea -
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም "ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ፡ ሓድነት ኣብ ብዙሑነት" ኣብ ዝብል ዛዕባ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ንህዝቢ ይህብ። ንሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዛሓ ሕብረተ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/08/2020 22:37 PM
Nation building approaches, Critical evaluation of the Eritrean situation and Ways forward.
ናይ ሰንበት Sunday, 09 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/08/2020 22:37 PM
The Eritrean Constitution, Democracy & Peace
07 October 2000, Stockholm Sweden
By Veteran Dr. Herui Tedla Bairu
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/08/2020 22:37 PM
Weakness and strength Of the opposition camp In the current state of Eritrea
ናይ ቀዳም Saturday, 08 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣክቲቪስት ሳምሶን ሰለሞን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/08/2020 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
“Where is Isaias and Dr Abiy's friendship heading?”
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 08 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ዕርክነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዶ/ር ኣቢይን፡ ናበይ ገጹ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 08 August 2020, our discussion topic is “Where is Isaias and Dr Abiy's friendship heading?” Our guests are: Kidane Hagos, a Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur. You are all cordially invited.
09/08/2020 23:55 PM
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/08/2020 23:55 PM
ንቡር ፍርሂ ወይ ራዕዲ ውጽኢት ናይ ጥዑይ ሓንጎል እዩ። ምፍራህ ንርእሱ ጌጋ ኣይኮነን። ሰብ ካብ ሓደጋ፡ ካብ ሕማም፡ ካብ ሞት፡ ተማሃራይ ፈተና ከይወድቕ፡ ሰራሕተኛ ካብ ስራሕ ከይባረር፡ ነጋዳይ ከይከስር፡ ሓረስታይ ኣብ ክራማት ደርቂ ከየጋጥሞ ይፈርህ እዩ። ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ነገራት ከየጋጥሙ ምፍራህ ንቡር እዩ። እቲ ዘይንቡር ፍርሒ ወይ ራዕዲ ግን፡ ብፍርሓት ተዋሒጥካ ወይ ርዒድካ ክውገድ ንዝኽእል ጸገም ጠንቂ ፍርሃትካ መፍትሒ ዘይምድላይ እዩ። ትኾርሚኻ፡ ኢድካን እግርኻን ኣጣሚርካ፡ ሓንጎልካ ብድቁሱ፡ ነቲ ትፈርሆ ጸገም ኣምላኽ ብትኣምራት ከወግዳልካ ምጽባይ ግጉይ እዩ። ሓደ ናይ እንግሊዘኛ ብሂል ኣሎ፡" God helps those who help themselves”፡ ብዘቐረበ ትርጉሙ፡ "ኣምላኽ ነቶም ንገዛእ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/08/2020 02:12 AM Updated
ዋዕላ ህንጸት ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 2020፡ ተጋቢኡ፡
BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA CONFERENCE (29 June -
ዋዕላ ህንጸት ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 2020፡ ካብ ሰኑይ ዕለት 29 June ክሳብ 04 July 2020፡ ብኢንተርነት (virtual conference)ተኻይዱ። እዚ ዋዕላ`ዚ፡ መቐጸልታ ናይ 2019 ኮይኑ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዋዕላ ዝተሳተፉ፡ ካብ መላእ ዓለም ዝተዓደሙ ኣስታት 300 ዝኾኑ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ምሁራትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ኢዮም።
Eritrea Focus is holding this conference as part of its contribution to building democracy in Eritrea. The aim is to provide papers on key issues and topics like justice, foreign policy, the economy, Eritrean diaspora working together, lessons from other transitions and engaging with International democracies, which would be useful to justice seeking Eritreans and future government once the current dictatorship has ended. Read more
08/08/2020 23:30 PM
5ይ ዓመት፡ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2020፡ ብክብሪ ጸምቢሎም።
Eritreans in UK celebrated ‘Eritrean Veterans Day’ 2020 for 5th times.
እዚ ኣብ 2016 ዝጀመረ ጽምብል፡ ብሃገር ደረጃ፡ ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ንክትህሉ ዝጀመረ ናይ ግዱሳት ኤርትራውያን ጎስጓስ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ብሪጣንያ ብኢንተርነት ዝተዳለወ መደብ፡ ካብ ኣውስትራልያ፡ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኣመሪካን ማእከላይ ምብራቕን፡ ዝመጽኡ ሰባት ተሳቲፎም። ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ሓርበኛታት ኤርትራውያን እውን፡ ነዛ መዓልቲ ፍሉይ መደብ ኣዳልዮም እናክሩዋ ከለዉ፡ ናይ ደገፍ መልእኽቶም ናብዚ ጽምብል ሰዲዶም።
ተሳተፍቲ ህዝቢን ሓርበኛታትን፡ ሓሳብ ንሓሳብ ተላዋዊጦም፡ ኣገደስቲ ርእይቶታት ብምሕላፍ፡ እዚ መደብ ክሰፍሕን ክምዕብልን ኩሎም ተራዳዲኦም። ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ነቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 1974፡ ኣብ ወኪ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/08/2020 11:07 AM
ERITREAN JUSTICE-
ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡
The demonstrators marched from Trafalgar Square up-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/08/2020 02:45 AM
By: Human Rights Concern -
In a recent interview with an Ethiopian journalist, the Premier of Ethiopia was asked about reported plans by Eritrea and Ethiopia to attack the Tigray Region of Ethiopia. In his answer, the Ethiopian Prime Minister, Dr. Abiy Ahmed, denied the plan, and paid tributes to the Government of Eritrea, saying, “The world knows that the government of Eritrea is working for peace and development.” ‘’Peace and development’ for whom? His assertion begs the question since he did not elaborate whether his statement really applies to Eritrea or to other countries. Read more
03/08/2020 02:45 AM
One Eritrean family recently arrived to the USA as refugees from Ethiopia in the USA, they live in an area with a combination of newly arrived refugee families and American families. Unfortunately, in a short period of one month's time frame of this summer after minor situations of missing items, some people in the neighbourhood have started to threaten to harm the family of new Eritrean arrivals to the USA. Read more
01/08/2020 20:28 PM
Invitation To ‘Eritrean Veterans Day’ 2020
ንሕና ኣሰናዳኢት ሽማግለ `መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ`ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንቀዳም ንዕለት 08/08/2020`መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ` ንሓሙሻይ እዋን ብመንገዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣገባብ (ብ`ZOOM) ከነብዕሎ ስለዝኾንና፡ ኣብዚ በዓል`ዚ ሓቢርኩምና ክትውዕሉን፡ ተሞኩሮኹም ከተካፍሉን፡ ብኣኽብሮት ትዕድም።
We, the preparatory committee of the ‘Eritrean Veterans Day’ UK, are planning to celebrate 5th Year Anniversary of ‘Eritrean Veterans Day’, which will be conducted virtually via ZOOM Meeting, on Saturday, 08 August 2020, 3:00 pm – 6:30 pm. We are cordially inviting you to join us and share your experiences with the participants. Read more
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |