|
|
30/08/2021 16:42 PM
Eritrean Veterans' Day 2021 Event
الاحتفال بعيد المحاربين الإريتريين 2021
Via Zoom, on Sunday, 29 August 2021.
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
22/08/2021 15:51 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቃስ
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI)
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية) GI(
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቃስ (GI)፡ ንኣሰናዳኢት ፈላማይ ዓለምለኻዊ ይኣክል ካብ ሓምለ 30 ክሳብ ነሓሰ 1 2021፡ ከምኡ´ውን ብዕለት 14 ነሓሰ ብኣካላዊ (ብገጽ ንገጽ) ረኽቢ (ዎርክ ሾፕ) ዝወደቡ ናይ ኤርትራዊ ናይ መጽናዕቲ ትካል ንፖለስን ስትራተጂን ዘካየዶ ብዘደንቕ ዓወት ዝተዛዘመ ጉባኤን፣ ዎርክ ሾፕን፣ ዝተሰመዐና ሓጎስ ካብ ልቢ ክንገልጽ ንፈቱ።
The Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI) would like to express our sincere congratulations to the organizers of the First Global Yiakl convention and also to the organizers for the First face-
يود أعضاء المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية) GI( الإعراب عن خالص تهانينا لمنظمي اتفاقية كفاية العالمية الأولى وكذلك لمنظمي ورشة عمل معهد البحوث الإريترية لسياسة واستراتيجية البحث )ERIPS(. لعقد مؤتمر وورشة عمل ناجحة تم عقدها في الفترة من 31 يوليو إلى 1 أغسطس 2021 وفي
1 أغسطس 2021 على التوالي.
22/08/2021 15:51 PM
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/08/2021 16:03 PM
ሰላም ኩቡራት የሕዋት፡ እዚ ኣርእሲቲ “ሕግን ሕጋውነትን” ከነልዕል ዝደረኸና፣ ንኹነታትናን ንህላወናን ኣካይዳናን ኣጋባብናን ብምዕዛብ፣ ደምበርዶ ብሓቂ “ሕግን ሕጋውነትን” ብደምቢ ተረዲእናዮ? ጠቕሙን ዝህቦ ፍረን ተገንዚብናዮ ? መበቆሉን ስለምንታይ የዲሊ በጺሕናዮ ? ዝብሉ ሕቶታት መልሲ ዘይረኸቡ ኮይኖም ይራኣዩና፡፡
እንተደኣ ግዝኣተ ሕጊ ክነግስ፣ ዲሞክራሲያዊ ባይታ ክጠጥሕን ክምዕብልን፣ ውህደት ሲኒት ክዓቢ፣ ሰላም ምዕባለ ባይታ ክረክብ ዝድለ ኾይኑ፡ ባህርያትና ከነማሓይሽ፣ምጽውዋርን ምክብባርን ቀንዲ መስርሕ ናይ ሓቢርካ ምንባር ምዃኑ፤ ክንርድኦን፣ ግቡኡን ቀይዲ ሲኒትን ውህደትን ዝህብን ክስገር ዘይግብኦ ድልድል ሓድነትን ሓቢርካ መስርሕ ብምዃኑ መጠን፡ ከነዘውትሮን ክንጥቀመሉን ዘሎና መሰረተ ሕግን ሕጋውነትን ምዃኑ እዩ፡. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/08/2021 16:03 PM
حكومه تشاركية في اريتريه لمرحله ما بعد سقوط اسياس
Inclusive Government in Post Isaias' Eritrea.
Presenter: Dr. Ibrahim Siraj. Moderator: Kawser Abdurahman.
Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Amanuel Mehreteab and Mr. Sengal Woldetnsae.
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/08/2021 16:03 PM
Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), Workshop.
ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን / Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ኪኢላታት ሰብ ሞያን ዝተሳተፉዎ፡ ሰፊሕ ዓውደ መጽናዕቲ (Workshop)፡ ኣብ ዕለት 14 August 2021፡ ኣካይዱ።
ERIPS፡ ኣማኢታት ምሁራትን ኪኢላታት ሰብ ሞያን ኤርትራውያን ዝሓቖፈ፡ ህሉውን መጻኢትን ኤርትራን ምዕባለኣን ንምድህሳስን ኣብ ኩሉ መዳያት ንምዕባለኣ ዘድሊ መጽናዕትታት ንምክያድን፡ በዚ መንገዲ ዚ ሃገራዊ እጃሙ ንምብርካት ዝነቐለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃገራዊ ትካል ኢዩ። ኣብዚ ናይ ዕለት 14 August 2021 ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ነዚ ብግቡእ ንምግንዛብ ይከኣል። ዕላማታት ናይዚ ዓውደ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
14/08/2021 16:03 PM
የማይቀርለት ኢትዮጵያን እንደዩጎዝላቭያ የመበታተንዋ ጉዳይ፡
መሰረታዊ ምክንያቶች እና በሃላፊነት ተጠያቂዎቹ ለመለየት
Dr Berhane Woldemichael ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል
ማስታወሻ፥ ይሀ ኣጭር ድርሰት በኣማርኛ ለመጻፍ የተሞከረው - ኖሮን ሳይሆን ግን ምናልባትም የበዛ ሰው ያነበው ይሆናል ብለን ስላሰብን ነው። ፍላጎታችን፡ ለዘመናት በጦርነት የታመሰው የኢትዮጵያ ህዝብና የጐረቤት ህዝቦችም ጭምር ዘላቂ ሰላም እንዲያገኙ የሚያስችለው መንገድ ለመፈተሽ ነው። ህኸ ለማድረግ ግን ሃቅ በመደብቅ ሳይሆን የነበሩ ሁኔታዎች ብእውነተኛ መንገድ ሲነገሩ ብቻ መሆኑን እናምናለን። ይቅርታ የሚይስፈልገው ብይቅርት፥ ካሳ የሚያስፈልገው እንዲሁ በመካስ ነው ብህዝቦች መካከል የነበረ ቍስል ለማዳን የሚቻል የሚል እምነት ነው ያለን። Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
02/08/2021 23:55 PM
GLOBAL YIAKL ERITREAN PEOPLES' MOVEMENT: FOUNDING CONGRESS.
A cornerstone for a sustainable change.
መስራቲ ጉባኤ፡ ዓለምለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡
ሳቮያ ንድሕነት ሃገር! “እምነ ኩርናዕ ንውሑስ ለውጢ፡”
المؤتمر التأسيسي لحركة كفاية الشعبية العالمية الإرترية
ዓለምለኻዊ ምንቅስኻስ ይኣክል፡ ካብ 31 ሓምለ 2021 ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ንኽልተ መዓልታት ክቕጽል ዝቐነየ፡ መስራቲ ጉባኤ፡ ብዓወት ዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ፡ "ሳቮያ ንድሕነት ሃገር፡" "እምነ ኩርናዕ ንውሑስ ለውጢ።" ብዝብል ጭርሖታት ዝተሰነየ ጉባኤ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት ብ`ዙም ኢዩ ተኻይዱ። እዚ ፈላሚ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ይኣክል፡ ድሕሪ`ቲ ንልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ ኢዩ፡ ክዉን ኮይኑ። ኣብዚ ፈላሚ ጉባኤ`ዚ፡ 11 ሃገራት ብዝመረጽኦም ወከልቲ ተሳቲፈን። ፡ ሃገረ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |