|
|
30/11/2021 23:48 PM
25 November -
Domestic Violence against Women.
25 نوفمبر -
و السيدة/ زودي تسفاماريام السيدة/ القانيش قبري
30/11/2021 23:48 PM
The impact of the war to us and our region; exploring possible ways forward.
እዚ ኲናት፡ ንዓናን ንከባቢናን ዘብጽሖ ጉድኣትን ዝገድፎ ሳዕቤናትን፤ ናይ ሓዋሩ መዋጽኦ’ኸ እንታይ ክኸውን ይኽእል?
تأثيرات هذه الحرب علينا وعلى منطقتنا والمخارج المستقبلية الممكنة
Keynote speaker: Mr. Habtegiorgis Abraha. (ELF Veteran).
Moderator: Dr. Amanuel Mehreteab (EPLF Veteran).
Snitna Network Seminar: Saturday, 20 November 2021
28/11/2021 22:14 PM
ናይ Sunday 28 November 2021 show መደብ
ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ገድላዊ ተሞኩሮኡን ዝኽርታቱን።
Testimony and experience as freedom fighter with ELF. Veteran Girmay Bokre (Bokrila)
ዕለት Sunday, 28 November 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ግርማይ ቦኽረ (ቦኽሪላ)፡ ኢዩ ክኸውን። ንካልኣይ እዋን ምሳና ክቐርብ ኢዩ። ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ገድላዊ ተሞኩሮኡን ዝኽርታቱን ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ዝብል ኢዩ። ግርማይ ቦኽረ፡ ዛጊት፡ ሰለስተ መጻሕፍቲ ደሪሱ ንኣንበብቲ ዘቕረበ ኢዩ።
Our Voice of Eritrea guest on Sunday, 28 Novrmber 2021 is veteran and author of three books, Mr. Girmay Bokre ( Bokrila). He will share with us, his testimony and experience as freedom fighter with ELF.
Part-
Part-
Part-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
26/11/2021 19:14 PM
መእተዊ
ኤርትራ፡ ከም ሃገር ካብ ትቐውም፡ ልዕሊ 130 ዓመታት ኣቚጺራ ኣላ። ኣብዚ ናይ ልዕሊ ሓደ ዘመን ዕድመኣ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን መዳያት ህይወትን ዓቢ ኣበርክቶን ቁምነገርን ዝገበሩ፡ ካብ ፍረ-
26/11/2021 19:14 PM
Isaias Afewerki's aims are Anti-
26/11/2021 19:14 PM
እከይን (Wickdness) ቀይዲን፡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ
እከይ ተግባር ማፍያዊ ደስቡጣ ስርዓት ኢሳያስን ውሑዳት ዑሱባቱን፣ ነዚ ምንቕ ክብል ዘይካኣለ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝዋሳእ ብጡርኑፍ ይኹን ብውልቁ ምስ ግዜን ኩነታትን ክጓዓዝ ዘይምኽኣሉ ንምግንዛብ ብ-
ሞንተስኲው ይብል፣ “ ኣብ ሞንጎ ተፍጥሮ/ባህሪ ናይ ሓደ ስርዓት እቲ ናቱ መትክል/እምነት ከምዚ ዝበለ ዓይነት ፍልልይ ይርከቦ። ናቱ ተፍጥሮ ወይ ባህሪ ግብሪታቱ’ዩ ምስክር ዝኾኖ፣ እቲ ናቱ ተፈጥራዊ ባህሪ፣ እከያዊ ይኹን ተንኮላዊ ከምኡ ሕያዋይ ሩህሩህ ፍትሓዉን ሰብኣዊ መሰላት ዝሕሉ፣ ክገብሮ ይኽእል’’። Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/11/2018 01:55 AM
Eri-
A workshop on gross human right violations in Eritrea: Evidence-
ወግዓዊ መግለጺ፡ ጨንፈር መጽናዕቲ ሰብኣዊ ግህሰት፣ ምንቅስቃስ ኤርትራውያን መንእሰያት ንፍትሒን/ዲሞክራሲን
It is a well-ccording to reports of the UN Human Rights Council on Eritrea, the government and ruling party, the People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ), have perpetrated crimes of enslavement, imprisonment, enforced disappearance, torture, persecution and murder. The report also reported that high-
19/11/2018 01:55 AM
ጉባኤ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ “ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ” ዝብል መሪሕ ጭርሖ እዩ ተኻይዱ። ካብ መጀመርታ ካልኣይ መንፍቕ 2020 ጀሚረን ሰለስተ (3) ኣሓት ውድባት (ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-
ምትሕንፋጽ ስነ-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/11/2021 22:07 PM
መግለጺ ንጋባእ፦ እዚ ሰፊሕ ሓይልታት ደምበ ፍትሒ፡ ሓቢሩ ንከይቃለስ ዘታዓናቕፎ መሰናኽላት እንታይ ኢዩ?
A Ngabae Press-
ፈነወ ዝጅምረሉ ወትሩ ቀዳም (Every Saturday):
Melbourne: 6:00am | Asmara: 11:00pm | Berlin: 9:00pm | London UK: 8:00pm | Ontario: 4:00pm | NY: 4:00pm |
05/11/2021 19:49 PM
مقابلت مسل ناشط حقوقي وسياسي الاستاذ عبد الرحمن السيد "ثورت شعب سودان" لخصص
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/11/2021 22:01 PM
September – October 2021 Issue # 71
Bi-
WHO IS TO STOP THE BLOODBATH IN ETHIOPIA?
It is now 12 months since the appalling bloodbath started in northern Ethiopia’s Tigray and extended beyond it; and, as we go to press, the killing fields are not far from Addis Ababa. The UN Security Council, which so far met ten times over the war; the United States; the European Union, the African Union and literally the entire world, begged all sides in the conflict to stop the fratricidal killings before they inflict totally irreparable damage to themselves as Ethiopians. As we helplessly watch the mass killings, we recall with sadness the cost of the border war of 1998-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |