December 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



30/12/2021 23:55 PM

ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ኣቦና ሮሞዳን መሓመድኑር፡ ኣብ መበል 83  ዕድሚኡ ብ29 ታሕሳስ 2021 ኣብ ካርቱም ሱዳን ብዝሓደሮ ሕማም ተሰዊኡ፡፡

Veteran freedom fighter and one of the pioneers and prominent leaders of the Eritrean Liberation struggle, Mr. Romodan Mohammed Nur has passed away at the age of 83 due to illness.

ክቡር ኣቦና ሓርበኛ ሮሞዳን መሓመድ ኑር፡ ካብቶም ኣብ ምምስራት ተሓኤ ተራ ዝነበሮም፡ ኣብ 1964 ከኣ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝተሰለፈን ኮሚሽነር 4ይቲ ክፍሊ ዝነበረን ኢዩ። ሓደ ካብቶም ንህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ኣብ 1971 ዝመስረቱን፡ ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ካብ 1977-1987፡ ዘገልገለ መራሕ ሰውራ ኤርትራ ኢዩ።  መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ንስድራቤቱን መቓልስቱን ከኣ ጽንዓት ይሃብ።

Veteran fighter Romodan joined the Eritrean Liberation Front (ELF) in 1964 and was Commissioner of the Fourth Department in the early years of the liberation struggle. Mr. Romodan was one of the founders of the Eritrean People’s Liberation Front (EPLF). Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




18/12/2021 23:52 PM

Agazianism and the struggle of power.

الأجعزيانية وصراع السلطة

 ኣግኣዝያናውነትን ናይ ስልጣን ቃልሲን።

Keynote speaker: Prof.Jalaladin M Saleh, Translation: Mr. Ghirmai Zemichael, Moderator: Mr. Goitom Mebrahtu.




18/12/2021 23:52 PM

ቅነ ሕጊ፡ ብዘይ ስርዓተ ሕጊ።

ምስ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ

(በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣብ ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ ብሓላፍነት ዝሰርሐን)

Mr. Paulos Tesfagiorgis (a Constitutional Lawyer).




18/12/2021 23:52 PM

መመረቕታ ሓዳስ መጽሓፍ Book launch.

"ምልምማድ"

ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን።

ደራሲ፦ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) Kifleyohanes Yeibio

መእተዊ

ደራሲ፦ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ ቅድሚ ሕጂ`ውን፡ ክልተ ማጻሕፍቲ ደሪሱ ንኣንበብቲ ዝቐረበ ኢዩ። ንሳተን፦ (1) ምምልላእ (2) ምክእኣል ዝብል ኣርእስቲ ዘለወን ኮይነን፡ ብዛዕባ ምምስራት ዕዉት ሓዳር ብኸመይ? ከምኡ`ውን ኣብ ሓዳር ንዘጋጥም ጸገማት ብኸመይ ትከናኸኖን ተዐርዮን የስተምህራ። እዛ ናይ ሕጂ ሳልሰይቲ "ምልምማድ" ዘርእስታ መጽሓፉ፡ ኣብ ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን ዘተኮረት ኮይና፡ ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ኣሉታዊ ጸገማት ናይ ስምዒትን ካብ ቂምን ቅርሕንቲን ዝነቅል ምፍልላይን ፡ ከመይ ጌርና ካብ ነብስና፡ ስድራቤትና ኾነ ሕብረተሰብና ክንኣልዮ ከምእንኽእልን፡ ጥዑይ ዝኾነ ፍቕሪን ስኒትን ዝመልኦ ዝምድናታት ከነጥሪ ከምእንኽእልን እተስተምህር ስነ-ልቦናዊት መጽሓፍ ኢያ። ምስተን ቀዳሞት ክልተ ማናቱ መጻሕፍቱ፡ እትዛመድን ከም መቐጸልታን ጌርካ እውን ክትውሰድ ይከኣል፡ Read more




13/12/2021 13:32 PM

Press Release

By Habte Hagos

Kerkasha Project, Eritrea - Alpha Exploration Ltd

On 9 December 2021, Alpha Exploration Ltd based in Alberta, Canada and listed in the Toronto Stock Exchange (TSXV: ALEX) announced the results of a recent “diamond and reverse circulation drilling at the Anagulu gold-copper porphyry prospect part of the Company's 100% owned Kerkasha Project, Eritrea1”. Read more




13/12/2021 13:32 PM

Customary Institutions in National Reconciliation and Justice.

ተራ ባህላዊ ትካላት ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ዕርቅን ፍትሒን።

 المؤسسات العرفية في المصالحة الوطنية والعدالة

Keynote speaker: Mr. Paulos Tesfagiorgis. Discussant: Dr. Amanuel Mehreteab. Translator: Mr. Ghirmai Zemichael. Moderator: Ms. Mebrat Deres.




13/12/2021 13:32 PM

The Foundations of the Eritrean Nationhood

مرتكزات وجود الأمة الإرترية

መሰረታት ኤርትራዊ ኡማውነት ( Nationhood)

Preseter: Dr. Idris Mushe

Translator: Ustaz Zein Shokai

Moderator: Eng. Kawser Abdurahman

Part 1/3:  Part 2/3:  Part 3/3:  






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe