|
|
30/07/2022 20:53 PM
“እንቋቖሖ ብናይ ውሽጢ ሓይሊ ክስበር ከሎ ህይወት ይዘርእ/ይጅምር ወይ ጫቚት ይጫጫሕ፤ ብናይ ደገ ሓይሊ ክስበር ከሎ ከኣ ህይወት የብቅዕ ወይ ጫቚት ይመውት” ዝብል ኣምር ኣሎ። እዚ ኣበሃህላ’ዚ፤ ኩሉ ለውጥታት ካብ ውሽጢ ክምንጩ እንከሎ ዝያዳ ከምዘድምዕን ጠቓሚ ከምዝኸውንን ዝእምት እዩ። ኣብ ኩሉ ህይወትና እንኮላይ ኣብ ማሕበራውን ፖለቲካውን ህይወትና ከኣ ክንጸባረቕ ይኽእል። Read more
29/07/2022 17:52 PM
ብዓልቲ-
ዶ/ር ጠዓመ መብራህቱ፡ ብስም ምሉእ ስድራቤት ነፍስሔር ግራዝማች ገብረሚካኤል ብስራት።
ሎሚ ንግሆ መርድእ በጺሑኒ፡
ወላዲትካ ኣዜብ ዓሪፋ ኢሎምኒ፡
ልበይ ተቐምሰለ፡ ኣምዑተይ ሓረረ፡
ጓህየይ ዓሞቐ፡ ንብዓተይ ዛረየ።
23/07/2022 23:42 PM
Our Political situation and Healing, after Dictatorship.
ፖለቲካዊ ኩነታትናን ፈውስናን፡ ድሕሪ ምልካዊ ስርዓት።.
وضعنا السياسي وتضميد الجراح بعد الديكتاتورية
Join Zoom Meeting (here) Watch Live: FaceBook.
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/07/2022 23:45 PM
ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ው.ሓ.ኤ)፣ ብዕለት 09 ሓምለ 2022፣ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብጻይ ተስፋይ ኣለም፣ ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ ንተሳተፍቲ ኣኼባ ናይ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ብምሃብ፣ ብምኽንያት ኣጋጣሚ ብዓል ዒድ ኣል-
See also related ምስዚ ዝዛመድ:
15/07/2022 00:15 AM Updated
Eritrean Political parties and Civic movements.
ሌላ ምስ፡ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
ሰላም ክቡራት በጻሕቲ ናይዚ ገጽ፡
ዕላማ ናይዚ ገጽ፡ ህዝብና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ ንኽላለ፡ ከምኡ`ውን ፖለቲካዊ ውድባትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ምስ ህዝበን ንክላለያን ዕላማ ፖለቲካዊ መደባተን ንህዝቢ ዝሕብራሉ ባይታ ንምፍጣር ኢዩ።
ኣብቲ ንቡር ኣካይዳ ሃገራት ዓለምና፡ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ከምኡ`ውን ካልኦት ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፡ ቅዋም ብዝእዝዞ መሰረት፡ ሕጊ ተኸቲለን፡ ቅጥዕታት ብምምላእ ኢየን ዝቖማ። Read more
15/07/2022 00:15 AM
"ተመሊስካ እትረድኦስ ገዲፍካዮ ኣይትእቶ" ክብሉ ዝመሰሉ?
ዘተ ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ረፍዲናንዶ ድራር ከምኡውን ኣቶ ዓብዱራሕማን ሰይድ ቡሃሽም።
15/07/2022 00:15 AM
Forty Four (44) years ago, Ethiopia murdered my husband Berhane Tesfamariam.
On this date – 44 years ago – Ethiopia tortured to death my husband, Berhane Tesfamariam. Each murder by a power is a note of cowardice in the history of that country.
How many Eritreans like Berhane? To have an estimate of the mass graves filled with remains of innocent Eritreans in our land is hard!
The true toll has never been established. Read more
09/07/2022 00:15 AM
03/07/2022 18:52 PM
"ከም ወተሃደር ፣ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ምስ ፈረንሳዊ ናፖልዮን ዝወዳደር እዩ። ብነብሱ ዝተኣናነንን ፍሽኽታ ዘይፍለዮን መኮነንንን ብዓል ስልጣንን እዩ ነይሩ።
ወተሃደራቱ ስሞም ይፈልጦምን ብስሞም ይጽውዖምን ነይሩ። ዝተረኽበ ምግብን መስተን ፣ ምስ ወተሃደራቱ ብሓባር ዩ ዝምገብ ነይሩ። በዚ ምኽንያት’ዚ ጀነራል ኣማን ብወተሃደራቱ ኣዝዩ ፍቱውን ህቡብን ነበረ። ፍትሕን ሓቅን ሒዙ ከይተወላወለ ዝጎዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ እዩ”። “እንተኾነ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ፣ ሓደ ዘይንጸል ባህርያዊ ጠባይ ናይ ድኽመት ነይርዎ። ንሱ ድማ ፣ ልዑል እምነት ኣብቶም ኣብ ኣከባቢኡ ዝነበሩን መሳርሕቱን ምግባር እዩ። እዚ ጥርጣረን ጥንቃቐን ዘይብሉ እምነት ኣብ ሰብ ፣ ክሳዕ ህይወቱ ኣብ ምጥፋእ ኣብጺሕዎ እዩ።"
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/07/2022 18:20 PM Updated
እዚ ሕጂ ኣቲናዮ ዘሎና ቅንያት፡ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዕራፍ ናይ ታሪኽ ዝሓቖፈ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ንኣስፋሕፋሒ መግዛሕታዊ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ካብ መሬት ኤርትራ ሓግሒጉ ዘውጻኣሉ፡ ኣርማ ናጽነት ብቕልጽሙ ዝዓተረሉ መበል 31 ዓመት ዝኽሪ ናጽነቱ ዘብዕለሉ ቅንያት ኢዩ። ብተማሳሳሊ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ፡ ብፍላይ ከኣ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ፡ ንስርዓት መንግስቱ ሃይለማሪያም ኣልዩ፡ ካብቲ ኣስካሕካሒን ትምክሕታዊን ብሔራዊ ጭኮና ሓራ ዝኾኑሉ ቅንያት ኢዩ። እዚ ህዝብታት ዚ፡ ንናይ ሓባር ጸላእቱ፡ ብሓባር መኪቱን መስዋእቲ ከፊሉን፡ ናይ ሓባር ናጽነቱ ኣብ 24 ግንቦት 1991 ኣረጋጊጹ ኢዩ። ን30 ዓመታት ክዳመ ዝጸንሐ ክልቲኡ ህዝብታት ሰጊሩ፡ ንዓለም ዘደነቐ ምዉቕ ዝምድናታት ኣብ ሞንጎ ሃገራቱ መስሪቱ። እዚ ኩሉ ህዝብታትና ዝተመነዮን ብሓጎስ ኣፍልቡ እናሃረመ ዝተሓጎሰሉን ናጽነትን ምዉቕ ዝምድናታትን ግን፡ Read more
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |