25/06/2022 16:15 PM Updated
Understanding the Eritrean Constitution
Symposium 2022
ሲምፖዝዩም 2022
ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ።
ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ብንቦት 1997 - 23 ግንቦት 2022 ማለት`ዩ። ሎሚ ሰንበት፡ ዕለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution - Symposium 2022. ሲምፖዝዩም 2022 - ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም፡ ሓያሎ ተሳተፍቲ (ኣባላት ኮሚሽን ቅዋም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ሰብ ሞያ ሕጊ፡ መንእሰያትን ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን) ነይሮም። ሲምፖዝዩም፡ ብኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ፡ ፕሮፈሶር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ናይ መኽፈቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምቕራብ፡ ቀጺሉ ካብ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ኮሚሽን ቅዋም ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ መግለጺ ስዒቡ። ቀጺሉ፡ መድርኽ ንኣባላት ጎስጓስ ናይዚ መደብ`ዚን ካልኦት ተሳተፍቲን ተኸፊቱ። ሃብታም ዝኾነ ናይ እንካን ሃባን ዘተን ሓሳባትን እውን ቅሪቡ።
ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ 1997 ብድምጺ (ትግርኛ)
- ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ 1997 ብድምጺ (ትግርኛ):: 1997 Eritrean Constitution, Tigrinya Audio.
- ኣድማሳዊ መሰላት ደቂ-ሰብ፡ ብድምጺ ትግርኛ። Universal declaration of human rights, Tigrinya audio.
ጉዳይ ቅዋምን ቅዋማውነትን፡ እዋናዊን ኣገዳሲን ስለዝኾነ፡ ከምኡ`ውን ኣብ ምህናጽ ሃገር ዘሎና ንቕሓት ንምብራኽ ስለዝሕግዘናን፡ ከም ዜጋታት ካባና ዝጥለብ ንክንፍጽም ስለዝሕብረናን፡ ብጽሞና ክንሰምዖ፡ ንኻልኦት ከኣ ከነካፍልን፡ ኣገዳሲ ኢዩ።
ብተወሳኺ፡ ቅድሚ ሕጂ ምስ ቅዋም ብዝተኣሳሰር ዝተኻየደ ኣስተምህሮታትን ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ሓሳባትን፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ኣሎኩም። ተወሰኽቲ ሓበሬታታት ኣብ ዝረኸብናሉ እናወሰኽናሉ ስለእንኸይድ፡ ብቐጻሊ ነዚ ገጽ`ዚ ምብጽሑ ኣገዳሲ ኢዩ።
Understanding the Eritrean constitution-Symposium 2022.
ሲምፖዝዩም 2022 - ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ
Click here to watch on Facebook. ኣብ ፌስቡክ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
ቅዋም 1997፡ ኢሰያስ ኣይኮነን ጽሒፍዎ፡
ቅዋም ኤርትራ ንብረት ህዝቢ እዩ።
መንእሰይ በረኸት ሃይለ።
ን25 ዓመታት፡ 'ኣብ ከብሒ ዝተቘለፈ' ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ፡
BBC Tigrinya: ዕላል ምስ ፕሮፈ። በረኸት ሃብተስላሰ (ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም)
Interview with Prof. Bereket Habte Selassie: ዕላል ምስ ፕሮፈ። በረኸት ሃብተስላሰ (ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም)
Dehay Eritrea ጽምብል 90 ዓመተ ልደት ዶር በረኸት ሃብተስላሰ! ደሃይ ኤርትራ
• Part-1: ኮሚሽን ቅዋም ምስ ኢሳይያስ ኮነ ህግደፍ ቀጥታ ናይ ስራሕ ርክብ ኣይነበሮን ይበሃል ማዕረ ክንደይ ሓቂ እዩ?
• Part-2: "ኢሳይያስ፡ ይትረፍ ንቅዋም ንኤርትራዊ ትምኒት፡ ንተስፋ ሃረርታን ህዝቢ እውን ቀቲሉ እዩ"
ERISAT: መወዳእታ መልክዕ ናይ ናጽነት ዝብሃል ቅዋማዊት ሃገር ምፍጣር ኢዩ | ተጋ. ኣሕመድ ቀይሲ
ERISAT: ጎምበለ | ዘተ ብዛዕባ ቅዋም ምስ ናይ ሕጊ በዓል ሞያ ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም !
See also more related on Constitution and constitutionalism:
ምስ ቅዋምን ቅዋምነትን ሕቶ ዲሞክራሲን ዝተኣሳሰሩ ጽሑፋት፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ፡ The Eritrean Constitution Making Process ኣስተምህሮ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። Seminar by Dr Bereket Habte selassie.
- ቅዋም ክትግበር፦ ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ምንዳፍን ምጽዳቕን ቅዋም ኤርትራ፡ ቅዋም ኤርትራ ናይ ህዝቢ'ምበር ናይ ኢሳያስ ኣይኮነን፡ ንሕና'ውን ንወንኖ ብ`ደስበለ መሓሪ።
- ERISAT 18 May 2022: ዛዕባታትና፥ ዳህሳስ ቅዋምን ልዕልና ሕጊን ኣብ ኤርትራ (Judge Habteab Yemane)
- SETIT 20 May 2022:- ቃለ መሕትት ምስ ስነ-ጥበበኛ ሳይሞን ሓጎስ ኣብ ጉዳይ ጎስጓስ ሃገራዊ ቁዋም ኤርትራ
- ERITREA FOCUS: ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 2020። Building Democracy in Eritrea Conference 2020, 29 June to 04 July 2020.
- Eri-Platform: ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2020፡ ብድሆታት ለውጥን ስግግርን ኣብ ኤርትራ። Eritrea Symposium 2020: Challenges of Change and Transition in Eritrea, Organised by Eri-Platform, Washington D.C., USA, 24 - 26 January 2020.
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)