|
|
31/05/2020 17:30 PM Updated
Happy 29th Eritrea Independence Day!
31/05/2020 17:30 PM
[http://hrc-
Is this not, surely, a time for great rejoicing? With hard-ould expect, above all, this to be a day to celebrate Our Nation’s Freedom, Perhaps? Freedom of movement: Under normal circumstances, a truly free person has a right to live and go wherever they wish inside or outside their country ....Read more
31/05/2020 17:30 PM
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ-ኣህላቒ ኮቪድ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/05/2020 17:30 PM
ንፈላማይ ምስግጋር ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ኤርትራ
Eritrean at a Critical Juncture:
An Analysis of the Struggle for a First Political Power Transition in Eritrea.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 19 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
31/05/2020 17:30 PM
ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes
ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ ዝፈጠሮሎም ስግኣት ኣብ ዕርበት መንግስትነቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብፖሊስ ንኽትግበር ዝኣወጅ ኣዋጅ ፖሊስ ብዘይ ፍቃድ ቤት ፍርዲ ንጥርጡራት ክሳብ ሰለስተ ወርሕን ዝያድኡን ንምቅያድ ዘኽእል ኣዋጅ 1/1955 ኣወጁ።ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፡ ብርጋዴር ጀነራል ተድላ ዕቁቢት ንእምነቶም ዘተግብርሉ ዓቢ መሳርሒ ረኸቡ። Read more
29/05/2020 23:53 PM updated
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል(20 Dec 2019)፡
3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡ 4ይ ክፋል(03 Jan 2020)፡
5ይ ክፋል(10 Jan 2020)፡ 6ይ ክፋል(17 Jan 2020)፡
7ይ ክፋል(24 Jan 2020)፡ 8ይ ክፋል(31 Jan 2020)፡
9ይ ክፋል(07 Feb 2020)፡ 10ይ ክፋል(13 Mar 2020)፡
11 ክፋል(20 Mar 2020)፡ 12 ክፋል(27 Mar 2020)፡
13 ክፋል(03 Apr 2020)፡ 14 ክፋል(10 Apr 2020)፡
15 ክፋል(24 Apr 2020)፡ 16 ክፋል(15 May 2020)፡
See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-
26/05/2020 14:28 PM
ለንቅነ ሓደ ዘገርም ኣጋጣሚ ተረኺቡ። እዚ ናይ ንኣሽቱ ኢዩ ኢለ ዝንዕቆ ዝነበርኩ `ፈይስቡክ` ለካስ ዓቢ ጥቕሚ`ውን ኣሎዎ። ወዲ ሓብተይ ብተሌፎን ደዊሉ ኣብ `ፈይስቡክ` ብዛዕባ ጎይትኦም በርሀ ዝርርብ ተላዒሉስ ምሳኻ ዕርክነት ከምዝነበሮ ጠቒሰ ነይረ። ነዚኣ ዝርኣየ ዘመድ ጎይትኣኦም በርሀ ኢየ ዝብል በጃኻ ኣራኽበኒ ስለዝበለኒ ቁጽሪ ተሌፎንካ ክህቦዶ? ኢሉ ይሓትኒ። ኣብ ታሪኽ ጎይትኦም ኣነውን ዘይፈልጦ ገለ ሃጓፋት ስለዘሎኒ ነቲ ሓታታይ ብታሕጓስ ከዛርቦ ከምዝደሊ ሓቢረ። ብቕጽበት ክኣ ናይ ተሌፎን ጻውዒት ካብ ወዲ ጓል ሓወብኡ ንጎይትኦም ኢየ ዝብል ሰብ ይረክብ። ብዙሕ ኣዕሊልና ብዙሕ ሓበሬታ ክኣ ተለዋዊጥና። Read more
See also ካልእ ጽሑፋት፦
26/05/2020 14:28 PM Updated
This is a Gateway to all Eritrean justice-
26/05/2020 14:28 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
26/05/2020 14:28 PM
الرابع والعشرون من مايو الذكرى التاسعة والعشرين لاستقلال ارتريا
Message, By Ali Mohammed Saleh, on 29th Eritrea Independence & Eid Al Fitir
يتزامن هذا العام الاحتفال بعيد الاستقلال المجيد مع عيد الفطر المبارك وانتهز الفرصة لأتقدم للإرتريين والارتريات والمسلمين والمسلمات في أنحاء المعمورة بأسمى التهاني والتبريكات سائلا المولى العلي القدير أن يعيد علينا وعلى أوطاننا العزيزة العيد باليمن والخير والبركات وكل عام وانتم بخير.
25/05/2020 22:42 PM
ካብ ‘’Economist-
ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሰልፊ መንእሰያት ኣንጻር ዝኣረጉ ጭቆንቲ ስርዓታት እናዛየደ ይመጽእ።
ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ሓደ ንግሆ Comlan Hugues Sos-ጎ ( ሎመ) ትስእ ይብል`ሞ፡ ዶብ ሃገሩ ሰጊሩ ናብ በኒን ከደ። ቅድሚኡ`ውን ብወርሒ ግንቦት ከምኡ ሃዲሙ ነይሩ። ምኽንያቱ ከኣ ጸጥታ ህዝቢ ብምህዋኽ ተኸሲሱ ስለዝነበረ እዩ። እቲ ቀንዲ ገበኑ ግን ወተሃደራት ፕረዚደንት በኒን፡ Patrice Talon: ንሰላማውያን ሰልፈኛታት ብጥይት ብምህራሞም ስለዘቃልዐ እዩ። Read more
25/05/2020 22:42 PM
እዚ ታሪኻዊ ቃል ማሕተት ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት 2020 ኣብ መዓልቲ ነጻነት ዝፍኖ ዘሎ ቃለ ማሕተት ። እዚ ኮሪዕና ክነስተማቅሮ ዝግባእ ነጻነት ናብ ባርነት ዝተቀየረሉ መኽንያት መፈለምታ ውልዶ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ መዓስን ክመይን ክም ዝፈለመ ዝገልጽ ጭልፋ ተረክቦታት ኢዩ ። ብሓደ ሽነኽ ዝኽርን መብጽዓ ስውኣትና ንምዕቃብ ብኻልእ ሽነኽ ድማ ንዝመጽእ ወለዶ ዝመሃሩሉ ውርሻ ንምውራስን ንዘልኣለም ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብር ዝዓለመ ኢዩ ። ብትገዳስነት ክትክታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም ሰናይ ምክትታል።
Part-
25/05/2020 22:42 PM
ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም
ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።
ኤረትሪ-
24/05/2020 23:45 PM
ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና! እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል።
ናይ ሎሚ ዓመት ዕለተ ናጽነት፡ ህዝብናን መላእ ዓለምን፡ ዛጊት ነቲ ልዕሊ 5 ሚልዮን ለኺፉን ልዕሊ 300 ሽሕ ህይወት ድማ ቀዚፉን፣ ዝቐዝፍ ዘሎን ሓደገኛ ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ ኣብ ተጠንቀቕ ኣብ ዝህልወሉ ግዜ ይውዕል ምህላዉ ብምዝካር፡ ንድሕነት ሰብኣውነት ብጠቕላላ ንድሕነት ናይ’ቲ ኣብ ሓደጋ ተቓሊዑ ዘሎ ህዝብና ድማ ብፍላይ፡ ሻቕሎትናን መልእኽቲ ሰናይ ምንዮትናን ነመሓላልፍ። ...Read more
24/05/2020 23:45 PM
تتوجه القوى السياسية الإرترية المنخرطة في الحوارات والمشاورات من أجل تعزيز العمل المشترك بينها، إلى الشعب الارتري بالتهنئة الحارة بمناسبة الذكرى التاسعة والعشرين للاستقلال .
تاتي ذكرى الاستقلال في هذا العام، فى ظل جائحة فايروس كورونا الذي ضرب العالم بأسره وأصاب أكثر من 5 ملايين نسمة وتسبب في وفاة أكثر من 300 آلاف إنسان، ما يثير لدينا قلق على شعبنا وعلى البشرية جمعاء، راجين للجميع السلامة من هذا الوباء.
24/05/2020 23:45 PM
(24 ግንበት 2020) ዶር. ገብረ ገብረማርያም
እንዃዕ ናብ መበር 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብጻሓካ። ኤርትራ ትኹን ዓለምና ብሓፈሻ፡ ብሕማም ኮቪድ-
24/05/2020 23:45 PM
Happy Eid, Happy Independence Day
It is a great coincidence to celebrate in one day both Eritrea’s Independence Day and Eid al-
24/05/2020 23:45 PM
ንምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሓላፍነቱ ምስካም ዝኣበየ መንግስቲ -
ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መሳሪሒታት ብቻይናዊ ቢልዮነር ጃክማን ጉጅሊኡ ኣሊባባን ናብ ኤሪትራ ዝተላእከ ሓገዝ መንግስቲ ኤሪትራ ምንጻጉ ይዝከር። እታ ሒዛቶ ዝመጸት ነፋሪት ክትወርድ ፍቃድ ተኸሊኣ ተመሊሳ።
ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ድኻታት ሃገራት ነዚ ሐደገኛ ቫይረስ ዝከላኸል ትሕዝቶን ዓቅሚ ሰብን የብለንን። እዚ ብዓለም ደረጃ ተለልዩ እተን ምዕቡላት ሀገራት ከም ሐላፍነተን ወሲደን ንሐገዝ ዝኸውን ድሮ ባጀት ይስልዓ ኣለዋ። ላዕለዋይ ወኪል ወጻኢ ጉዳይ ሕብረት ኤውሮጳ ጆሰፕ ቦረል ከምዚ ይብል፥ ንቅድሚት ዘሰጉሙና ተሐጋጊዝካ ነዚ ሐደገኛ ቫይረስ ምምካት እዩ። Read more
24/05/2020 23:45 PM
TO BREAK FREE OF THE BRUTAL DICTATORSHIP: YOU HAVE NOTHING TO LOSE BUT YOUR CHAINS
“What is the source of our first suffering? It lies in the fact that we hesitated to speak. It was born in the moment when we accumulated silent things within us.” (French philosopher, Gaston Bachelard: June 27, 1884-
Nobody needs any talent to see that the life of our people in Eritrea has become impossible to bear. Taking this truth as the point of departure, ...Read more
23/05/2020 23:32 PM
22/05/2020 18:20 PM
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብተመሳሳሊ ትሕዝትኡ፡ ኣብ ናይ ሰሜን ኣመሪካ ይኣክል ከም ኣቕርቦት ናይ ጋሻ መጠን ብገለጻን ቃለ-
22/05/2020 18:20 PM
ተመለኽቲ ህግደፍ (ደገፍቲ ህግደፍ) ኣብዚ ሎሚ እዋን፡ ነቲ ብነጋዶ ካብ ኢትዮጵያ (ትግራይ) ናብ ኤርትራ እናመጸ ዕዳጋታት ኤርትራ ኣብ ምርጋእን፡ ቀረብ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ኣብ ምምላእን ናይ ህይወት ኣድሕን ዕማም ዝፍጽም ዘሎ ትሕዝቶ ኢትዮጵያውያን ነጋዶ ብምርኣይ፡ “ሳላ ዝጸንዐን ዝተጸመመን ህዝብና ሓሊፉሉ! ኩሉ ነገር እኮ’ዩ ሓሲሩ! ባኒ ከይተረፈ ካብ መቐለ መጺኡ ኣብ ኣስመራ ብርካሽ ይሽየጥ ኣሎ! ጸገም ተቐንጢጡ! ደጊም ራህዋ ኮይኑ! ወዘተ.” እናበሉ ነቲ ኢትዮያውያንን እግሊዛውያንን ኣብ ኣርብዓታት ዘቕርቡዎ ዝነበሩ ርእስኻ ናይዘይምኽኣል ግጉይ መጐተ፡ ከይተፈለጦም ከም ዘለዎ ይደግሙዎ ምህላዎም ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ነገር’ዩ። ...Read more
19/05/2020 01:25 AM
Eritrean Appeal to the 44th Session of
The UN Human Rights Council, Geneva
Subject: Extending the Mandate of the Special HR Rapporteur for Eritrea
ጻውዒት ንምንዋሕ መዝነት፡ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ።
Honorable UN HR Council Delegates at 44th Session,
Your Excellency High Commissioner Bachelet,
We, the undersigned Eritrean political opposition organizations in forced exile, are pleased to jointly address this memorandum on behalf of our people with the earnest aim of drawing your kind attention for appropriate action to the endless and never changing political and human rights situation in Eritrea, which is a member-
19/05/2020 01:25 AM
A strategy for Inclusive and Sustainable Development.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 17 May 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
16/05/2020 22:25 PM
[Eri-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/05/2020 12:10 PM
Veteran and Diplomat, Afewerki Abraha, passed away (26 Sep 1949 -
ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ በርሀን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ዉነሽ ኣባይን ብ26 መስከረም 1949 ኣብ ኣስመራ ኪዳነ ምህረት ተወሊዱን ዓብዩን። Read more
12/05/2020 18:19 PM
Memorries of Independence day and current reality, by veteran tegadelti.
[Eri-
Part 1: (12 May 2020)፡ Part 2: (15 May 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
12/05/2020 01:55 AM
ልዑላውነት ኤርትራ ከይድፈር ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርካ መክት
ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣቶ ኢሳያስ ሓሚሙ፡ ተውጺዑ፡ አረ ሞይቱ እዩ ዝብሉ ወረታት ክነፍሱ ወሪሖም እዮም። ከምዚ ዝኣምሰሉ መሰረተ-
See also ካልእ ጽሑፋት፦
10/05/2020 21:46 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/05/2020 21:46 PM
Our Aspirations for freedom and our current reality -
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 10 May 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፥ ወ/ሮ ትርሓስ ተኽላይ ኢያ። ሒዛቶ ትመጽኣና ዘላ ኣርእስቲ ሰሚናር፥-
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
10/05/2020 21:46 PM
ብቋንቋ እንግሊዝ 'ሳዲዝም' ኣዝዩ ከቢድ ቃል ኢዩ። ናይ 'ሳዲዝም' ባህርያት ዘሎዎ ሰብ ከኣ 'ሳዲስት' ይብሃል'። ሓደ 'ሳዲስት' ዝዀነ ሰብ ብስቅያት ካልኦት ዕግበት ዝረክብ ኢዩ ። ገለ ሰባት፡ ናይ ግብረ ስጋ ዕግበት ክረኽቡ ነታ/ቲ መጻምዶም ኣብ ከቢድ ስቅያት ብምእታው ይፍጽምዎ። ናይ ስነ ኣእምሮ ተመራመርቲ ከም ዝብልዎ፡ 'ሳዲዝም' ብቑልዕነቶም ግፍዒ ኣብ ዘጋጠሞም ሰባት ኢዩ ዝውቱር ኰይኑ ዝርከብ።
ብትግርኛ ን'ሳዲዝም' ብልክዕ ትገልጽ ቃል ሃለው ኢለ ክረክብ ኣይክኣልኩን። ምናልባት እታ ዝቐረበት ቃል ኣረሚን ኢያ ትኸውን። መለክዒ ዘይብሉ ጭካኔ ዝገብር ኣረሚን ወይ ውን ኣረመኔ ኢዩ ዝብሃል። ኣረሚን ግና ምስ ናይ ሃይማኖት እምነት ዘይብሉ ኣተሓሒዝካ ኢዩ ኣብ ህዝብና ዝግለጽ። Read more
See also ካልእ ጽሑፋት፦
10/05/2020 21:46 PM
Interview with Artist veteran Isaias Asfaha
[Fanus Network ፋኑስ]
Part 2: እዚ ኹሉ ተጋዲልካ፡ ከምዚ ዶ ትፍደ?
Part 3: "ሕብእቲ ስልፊ፡ ንዓይ ውን ተሓቢኣትኒ እያ ነራ"
Part 4: "ተጋዳላይ፡ ቐዳማይ ግዳይ ናይቲ ስርዓት እዩ"
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/05/2020 21:46 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 09 May 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፥ነርስ ወ/ሮ ገነት ገብረ ኢያ። ሒዛቶ ትመጽኣና ዘላ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-ሮና ቫይረስ በጺሑዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምዕባለታቱ፡ ኣብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊን ዲፕሎማሲን ከምኡውን ስድራቤትን ስነኣሙሮእዊ ኩነታትናን ዝፈጥሮ ስምብራት።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 09 May 2020, our invited guest is: Nurse practitioner Mrs Genet Gebre. Her Educational Seminar topic will be: "Update coronavirus. Progress, challenges, development, impact on political, economical and diplomacy. Impact on family dynamic and mental health." You are all cordially invited to participate.
10/05/2020 21:46 PM
الاول من مايو يوم العمال العالمي ودور الحركة العمالية الارترية منذ خمسينات القرن الماضي
بقلم المناضل الأستاذ: علي محمد صالح شوم -
May 1 World Labor Day and the role of the Eritrean labor movement since the 1950s
Written by Fighter Professor: Ali Muhammad Salih Shoom -
08/05/2020 14:48 PM
من قبل الحركة العالمية الإريترية ، كفى.
Press statement by Eritrean Global Bayto Yiakl 07 May 2020
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
08/05/2020 14:48 PM
ጋዜጠኛ፥ ሓረጉ ቀለታ ምስ ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ፡
[Radio Erena; 02 May 2020]
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/05/2020 23:45 PM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ክኾነሉ ዝግባእ እዋን ክነሱ፣ኣብ ሕልምና/ትምኒትና/ባህግና ዝተሞርኮሰ፣ናይዚ ማፍያዊ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/05/2020 23:45 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
“Current Political Situation in Eritrea.”
Our guests (ኣጋይሽና) are: Kidane Hagos, Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur.
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ሰንበት መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኤርትራ።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። እዚ ሙድረኽ ኩሉ ተኸታታሊ ንኪሳተፍ ክፋት ኢዪ። ኣብ ኩሉ መድረኻትና ንጉዳይ ሃገርና ኤርትራ ብዚምልከት ዘይነአንግዶ ናጻ ርእይቶ የልቦን። ኣብ ፌስቡክ ብቀጥታ ክመሓላለፍ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our discussion topic is “Current Political Situation in Eritrea.” Our guests are: Kidane Hagos, Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur from Perth, Australia. You are all cordially invited to participate. Follow us LIVE on Facebook: Ngabae-
05/05/2020 23:55 PM
A VEHICLE THAT NEEDS A GOOD DRIVER
TO TAKE IT TO THE RIGHT DIRECTION
Though Atse Isias is the latest African leader publicly accused of disappearing without a word to his people, it is neither the first time we see speculations mounting over the alleged or real illness or death of the brutal dictator, nor he is the only in Africa whose supposed ailments believed to have been kept secret from the people, leaving the door open to wild speculations, as his aides and state media provided no specific information. Read more
04/05/2020 23:55 PM
You always remain in our hearts
Sacrifice is the price of Liberty.
ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes
እቲ 1961 ዝጀመረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ እግሪ ተኽሉ እንከሎ ሰውራና ንኽዕወት ደቅንስትዮ ክሳተፍኦ ኣለወን ዝብል ናይ መጀመሪያ ሓሳብ ኣብ መፋርቅ 60ታት ዘቅረበ ተጋዳላይ ተኽለ ዓንዶም እዩ እንተ ኾነ ተተሪኹልና ኣይፈልጥን እዩ። ድሕሪ እዚ ሓሳብ ድማ እታ ናይ ፈለማ ጓለ ኣንስተይቲ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝተሰለፈት ራሕማ ሳልሕ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ተወሊዳ ዝዓበየት እያ ነይራ። ኣብ መፋርቕ 1967 ካልኦት ክልተ ደቅንስትዮ ጅምዓ ዑመርን ረውዳ ሳልሕን ዝተባህላ ናብቲ ሰውራ ተጸንቢረን። Read more
04/05/2020 22:25 PM
እክካ-
ልግድ እክካ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/05/2020 22:25 PM
Bi-
AMNESTY’S REPORT ON ARBITRARY ARRESTS, DISAPPEARANCE IN ERITREA.
For decades at end, the political and human rights situation in Eritrea continues to be bad and unchanged. Take any report of any year by any human rights body during the last quarter of a century, and the language is same: telling a dim story of political and human rights condition. Kidnappings, arbitrary arrests, disappearances run unabated for decades. Read more
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/05/2020 22:25 PM
መግለጺ ካብ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን፡ ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ
ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን!!
እዚ መግለጺ እዚ ናይቲ ብዕለት 25/01/2020 ዝሃብናዮ መግለጺ መቐጸልታ ኢዩ።
ኩላትና ከም እንዝክሮ እቲ ሽዑ ኣብ ንቕሎና ኣጋጢሙና ዝነበረ ብድሆ፣ ተቓሊስናን ሰጊርናን ብሓድሽ
መንፈስን ዳግመ ስርርዓትና ጌርና ክንምለሰኩም ከም ዝኾና ሓቢርናኩም ኔርና። እንተኽነ ግን በቲ ንምሉእ ዓለምና ኣጋጢምዋ ዘሎ ናይ ለበዳ ሕማም ኮቪክ 19 ኣብ ገለ ኣዋርሕ ይውዳእ ይከውን ብዝብል እምነት ከምቲ ዝተላበናዮ ካብ ምቅራብ ተዓናቂፍና ጸኒሕና። ሕጂ ግን ነቲ ክስገር ዝካኣል ብድሆ ሰጊርና፣ ነቲ ናይ ኮቪክ 19 ኣብ ቃልስና ኣሕዲርዎ ዘሎ ጽልዋን ዕንቅፋትን ካኣ፣ ምሳኹም ዋናታት ቃልሲ ኮይና ክንብድሆ ዕጥቅና ኣደልዲልና መጺእና ኣሎና።
ክቡራንን ክቡራትን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን!! Read more
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/05/2020 22:23 PM
A CONSCIOUS PEOPLE – A GUARANTEE OF CHANGE
Seminar by Eritrean Democratic Homeland Party (EDHP)
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
ዕዱማት ኣጋይሽ (panellist)፥-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/05/2020 22:23 PM
Discussion with Signatories of
[Bayto Yiakl USA]
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
02/05/2020 22:23 PM
1ي كفال مقابلت، مسل، استاذ علي هندي
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
Part-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Part-
02/05/2020 23:23 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 02 May 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ሰለሙን ገብረየሱስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ምክልኻል ልዑላውነት ህዝብን ሃገርን፡ ተራ ኤርትራውያን ኣብ ዘቤታውን ግዳማውን ተጻብኦታት" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 02 May 2020, our invited guest is: Mr Solomon Ghebreyesus. His Seminar topic is tittled: "Defending Peoples' and National Sovereignty; the role of Eritreans on internal and foreign hostilities." You are all cordially invited to participate.
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |