Google search here:
Eritrea's Disappeared Community
EritreaDaily ኤርትራ-
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Harnet.org ሓርነት.ኦርግ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG (ስኒት)
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
RDASO ደ. ምንቅስቓስ ዓፋር ቀ.ባ.
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Digital Cameras ካሜራ under £100
Compact System Camera Under £300
Wireless Headphones Under £100
ቅዋም ኤርትራ
Eritrean Constitution
الدستور الإرتري
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
ካብ ሰነዳት ተሓኤ
22/04/2014 08:10 AM
ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቦ ወንበር ENCDC: ብዛዕባ ታሪኽ ተጋድሎ-
[ስኒትና]
ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቦ ወንበር ENCDC: ብዛዕባ ታሪኽ ተጋድሎ-
22/02/2015 21:501 PM
ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ፊዳይን፡ (መምህር) ዘርኡ ገብረሱስ የዕብዮ
መምህር ዘርኡ ገብረሱስ የዕብዮ፡ ካብ መጀመሪያ 1970ታት ኣትሒዙ፡ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)፡ ኣብ ውሽጢ መስመር ጸላኢ (ፊዳይን) ኰይኑ ዝተጋደለ፡ ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ‘መመዘክርና እንተንግንጽል’ እትብል መጽሓፍ ናብ ኣንበብቲ ከቕርባ ይዳሎ ኣሎ።
ሙሉእ ትሕዝቶ ዕላል፡-
ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-
01/02/2015 23:21 PM
ዕላል ምስ ህቡብ ስነጥበባዊ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ
ናዝ የማነ (ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ)፡ ካብ 06 October 2014 ጀሚሩ፡ ምስ ህቡብ ስነጥበባዊ፡ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ ዕላላት ሒዙልና ክቐርብ ጸኒሑ ኣሎ። ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መስረትቲ -
ነዚ ኣዝዩ ትምህርታዊን ታሪኽ-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-
10/05/2015 23:58 PM
ዕላል ምስ ኣሃዱታት-
ናዝ የማነ (ካብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ)፡ ምስ ጀጋኑ ኣባላት ጽጥታ ዶብ ተሓኤ፡-
11/08/2015 13:50 PM
ዓምዲ ታሪኽ፡-
ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡
መሓመድ ብርሃን ብላታ
Mohammed Berhan Belata
Shares his experience
[YouTube kerkebet]
ተጋ/መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቃልሲ ዝርከብ ሓርበኛ ኣቦና ኢዩ። ሓደ ካብቶም ክቡር ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክውርሱና ዝግብእም ኣያታትና ስለዝኾነ፡ ኣብ ታሪኽ ዝተሞርክሰ ሓበሬታኡ፡ ኣገዳሲ ሰነድ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ክንእክቦ ዝኽኣልና፡ በኸምዚ ዝስዕብ ክትሰምዑዎን ካብኡ ክንመሃረሉን፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ፡-
1ይ ክፋል (21 April 2012)፡ 2ይ ክፋል (22 April 2012)፡
3ይ ክፋል (5 may 2012)፡ 4ይ ክፋል (6 may 2012)፡
5ይ ክፋል (19 may 2012)፡ 6ይ ክፋል (20 May 2012)፡
7ይ ክፋል (17 Jun 2012)፡ 8ይ ክፋል (09 Feb 2013)፡
9ይ ክፋል (23 Feb 2013)። ሓጺር ታሪኽ ህይወት፡ ስዉእ ኪዳነ ክፍሉ (ብ’እምንቱ ተስፋይ) ኣብዚ ጠውቑ።
10ይ ክፋል (9 March 2013)፡ 11 ክፋል (15 June 2013)፡
12 ክፋል (22 June 2013)
ክቡራት ተኸታተልቲ፡-
10/09/2015 04:29 AM
Former Freedom fighter Mr. Oqbai Tesfamariam, shares his experience.
04/10/2015 23:45 PM
ዕላል ምስ ፊዳይን-
ኣቶ ክብሮም መሓሪ፡ ናይ ተሓኤ፡ ሚስጢራዊ ስሩዕ ኣባል (ፊዳይን) ከምኡ'ውን ኣብ ማሕበር ሓረስቶትን ዕዮን፡ ብመሪሕነት ዘገልገለ ኢዩ። ኣዝዩ ታሪኻዊ ዝኾነ ተመኩሮኡ፡ የዕልለና ኣሎ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎን ክትሳተፉዎን ድማ ኣገዳሲ ኢዩ።
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Related / ምስዚ ዝመሳሰል ታሪኽ፡ ጀጋኑ፡-
08/02/2015 21:30 PM
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ – ናዝ የማነ
ዕላል:-
ከም መቐጸልታ ምስ ገዳይም ስነጥበባዊያንን ክካየድ ዝጸንሐ መደባት፡ ናዝ የማነ (ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ)፡ ካብ ሰንበት 25 January 2015፡ ጀሚሩ ምስ ገዲም ተጋዳላይን ስነጥበባዊን፡ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ ኣዝዩ መሃሪ ዝኾነ ዕላል ሒዙልና ይቐርብ ኣሎ። ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ፡ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ስነጥበባዊያን ደረስቲ ኮይኑ፡ ምስ ማሕበር ትያትር ኣስመራ (ማትኣ) ዝሰርሐ፡ ብዙሕ ድራማታት ዝደረሰ፡ ከምኡ’ውን ብዙሕ ካብቲ ሃገራዊ ወኒ ዘበራበረ ብፍሉጣት ገዳይም ሃገራዊያን ስነጥበባዊያን ዝተደርፈ ድርሰታት ዘበርከተ ኪኢላ ኤርትራዊ ኢዩ። ካብ መፋርቕ 1960ታትት ጀሚሩ ምስ ተ.ሓ.ኤ. ተወዲቡ ዝሰርሐን፡ ካብኡ ናብ ሜዳ ተሰሊፉ ኣብ ዓውዲ ስነጥበብን ሙዚቃን ክሳብ 1981 ኣብ ሜዳ ኣገልጊሉ። ዝተኻየደ ዕላላቱ ንምስማዕ፡ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-
ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-
ኣቶ ገብሩ ክፍለ፡-
[ YouTube -
13/04/2015 00፡323 AM
ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ -
ዕላል ታሪኽ ጀጋኑ ፈዳይን ኣሃዱታት ከተማታትን ከባቢኤንን፡
ታሪኽ ጀጋኑ ፈዳይን ኣሃዱታት ከተማታትን ከባቢኤንን፡ ብመቓልስቶምን ዝወዓሉን፡ ተወልደ ገረዝጊሄርን (ኣብ ጸጋም) ዓብደልማልክ በሺርን (ኣብ የማን) ካብ ባሕሪ ታሪኽ ጀጋኑ ብጭልፋ፡ ካብ ሰንበት 22 March 2015 ጀሚሩ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ ክዝንቶ ጀሚሩ ኣሎ። ገለ ካብ ናይ ቀደም ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘርኢ ስእልታት፡ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቑ።
ዕላል ንምስምዕ 1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡
ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-
27/04/2015 17:30 PM
ዘይተጸውየሉ ታሪኽ ናይ ጅግና ስዉእ ኣቶ ሰለሙን ሓድጉ ዓንዱ፡
ጅግና ስዉእ ኣቶ ሰለሙን ሓድጉ ዓንዱ፡ ተሓባባራይ ፊዳይን፡ ኣብ ድሕሪ መሰመር ጸላኢ ዝነበሩ ኢዮም። ውላዶም፡ ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ነበር፡ ኣቶ መዓሾ ሰለሙን፡ ካብ ካናዳ፡ ታሪኾም ኣዘንትዩልና ኣሎ።
ብቀጥታ ዝተቐድሐ ንምስማዕ፡
ዝሓለፉ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
3ይ ሃገራዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
(ተሓኤ) 1989
ELF 3rd National Congress -
[ YouTube -
06/09/2015 22:54 PM
‘ ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡
ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ ታሪኽ፡ ሰነድ ዝኾነን ታሪኽ ኣዕሊሉ ኣሎ።
ዝሓለፈ መደባት (ሕድራይ) ኣብ ታሕቲ እነሆ፡-
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
29/09/2015 17:19 PM
Eritrean Tv Demtsi Hezbi Interview
with Eritrean Ex-
[ Eritrean Tv Demtsi Hezbi ]
ተጋዳላይ ግርማይ ሃይለ፡ ከባቢ ባድመ ዝተወልደ፡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፉ ከም ኣባል ክፍሊ ጸጥታን ስለያን ተመዲቡ ዘገልገለ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውደ-
1ይ ክፋል ( 24 Sep 2015)፡ 2ይ ክፋል (27 Sep 2015)፡
3ይ ክፋል (30 Sep 2015)፡ 4ይ ክፋል (03 Oct 2015)፡
5ይ ክፋል (06 Oct 2015)፡
08/11/2015 22:01 PM
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ከንቲባ ከተማ ዓዲዃላ፡ ከምኡ'ውን መምህር ኣብ ኮምቦኒ ኮለጅ ኣስመራ ኮይኑ ዘገልገለ ኢዩ። ኣቶ ቀለታ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ ዝተቓለሰን ኣብ መርበባት ኢንተርነት ድማ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋት ብቐጻሊ ክበርክት ዝጸንሐን ምኩር ተቓላሳይ ኣቦ ኢዩ።
ኣብዚ ተኻታታሊ መደባት፡ ብዛዕባ ታሪኽን ቅዋማዊ ሕጊን ኣብ ስርዓተ-
1ይ ክፋል (11 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (18 Oct 2015)፡
3ይ ክፋል (25 Oct 2015)፡ 4ይ ክፋል (01 Nov 2015)፡
5ይ ክፋል (08 Nov 2015)፡
1ይ ክፋል (28 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (05 Dec 2015)፡
ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) 1960’ታት -
ብዓይኒ ኣብኡ ዝወዓሉ ሰባት
Eritrean Liberation Front (ELF) -
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና!
ነዚ ገጽ’ዚ ንምህብታምን ንምስናድን ይሕግዙ እትብሉዎም ሰነዳት ከምኡ’ውን ናይ YouTube ወይ ካልእ Links ምስ ዝህልወኩም፡
ሓበሬታ ክትሰዱልና ንላቦ። ኣብዚ ጠውቑ።
ስኒትና.ኮም
See more / ተወሳኺ ሰነዳትን ሓበሬታን
ኣብ ታሕቲ እውን ኣሎኩም፡-
07/01/2016 21፡34 PM
ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ።
Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡-
1ይ ክፋል(21Aug2016): 2ይ ክፋል(28Aug2016):
3ይ ክፋል(11Sep2016): 4ይ ክፋል(02Oct2016):
5ይ ክፋል(05Nov2016): 6ይ ክፋል(07Jan2017):
7ይ ክፋል(19Mar2017): 8ይ ክፋል(16Apr2017):
9ይ ክፋል(07May2017): 10ይ ክፋል(27May2017):
11 ክፋል(10Jun2017):
1ይ ክፋል(18Oct2016): ኣኼባ 1ይ ክፋል(22Oct2016):
ኣኼባ 2ይ ክፋል(04Nov2016):
13/02/2017 12፡29 PM
ልቦናን ምኽሪን ወለድና
ዕላል ምስ ኣቦና ሃብተማሪያም ኣብርሃ
[ Assenna ኣሰና ]
"ዝወዓለ ይንገርካ፡ ዝተሞኮረ ይምዓድካ" ይብሉ ወለድና፡ ልቦናን ዕላልን ምስ ወለድና ኣይጽገብን ኢዩ። ታሪኽ ኣብ ምስናድን ኣብ ምትሕልላፍን ዝህልዎ ግደ ድማ ብቐሊሉ ዝርአ ኣይኮነን። መርበብ ኣሰና.ኮም፡ ስለ'ቲ ቀጻሊ ጻዕርኹም፡ ዝምስገን ኢዩ። ኣቦይ ሃብተማሪያም፡ ተዘክሮኦም ኣዝዩ ዝድነቕ ኢዩ። ካልኦት ብዕድመ ጸጋ ዝተዓደልኩም ወለድና ድማ ኣሰሮም ብምስዓብ፡ ተመኩሮኹምን ታሪኽኩምን ከተካፍሉና ብሃረርታ ንጽበ።
1ይ ክፋል (03 Feb 2017)፡ 2ይ ክፋል (06 Feb 2017)፡
3ይ ክፋል (11 Feb 2017)፡ 4ይ ክፋል (19 Feb 2017)፡
05/03/2017 21:31 PM
ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ
Exclusive interview
with Veteran Semere Feshaye
This is exclusive interview with Veteran Semere Feshaye, from France. Semere shares his experience with Selfi Netzanet (EPLF), ELF as well as experience of his martyr comrade veterans: Weldedawit Temsgen, Melaake Tekle and others. He also shares his views on the current issues in Eritrea. ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ ካብ ሃገረ ፈረንሳ ኢዩ። ሰመረ፡ ገድላዊ ተመኩሮኡ (ሰልፊ ናጽነት ከምኡውን ተሓኤ)፡ ምስ ስዉኣት ጀጋኑ ወልደዳዊት፡ መልኣከ ከምኡውን ካልኦት ዝነበሮ ዝምድና፡ ከምኡውን ርእይቶኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ፡ ኣብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዝተሞርኮሰ ኣገዳሲ ሰፊሕ ዕላል ኣካይዱ፡ ሕቶታት ሰማዕቲ’ውን መሊሱ ኣሎ።
1ይ ክፋል (04 Dec 2016)፡ 2ይ ክፋል (11 Dec 2016)፡
3ይ ክፋል (18 Dec 2016)፡ 4ይ ክፋል (08 Jan 2017)፡
5ይ ክፋል (22 Jan 2017)፡ 6ይ ክፋል (29 Jan 2017)፡
7ይ ክፋል (05 Feb 2017)፡ 8ይ ክፋል (12 Feb 2017)፡
9ይ ክፋል (19 Feb 2017)፡ 10ይ ክፋል (26 Feb 2017)፡
11 ክፋል (05 Mar 2017፡ መደምደምታን ርእይቶኡ ኣብ ህሉው ኩነታትናን ዝሓቖፈ ኢዩ።)፡
-
ኣብ 7ይ ክፋል ዝተጠቕሰት መጽሓፍ ‘ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ’ ንምዕዳግ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ጥለቡ፡-
Tel፡ +1 617-
E-
ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ (ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ)፡ ኣብዚ ጠውቑ።
11/06/2017 23:56 PM
ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ
Saleh-
ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ፥ ናይ 1965 ተጋዳላይ ኢዩ፥ ናብ ሃገረ ቻይና ንትምህርቲ ምስ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ዝኸደ፥ ምስ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሓደ ቤት-
1ይ ክፋል (07 May 2017): 2ይ ክፋል (14 May 2017):
3ይ ክፋል (21 May 2017): 4ይ ክፋል (28 May 2017):
5ይ ክፋል (04 June 2017): 6ይ ክፋል (11 June 2017):
02/04/2017 23:24 PM
ገዲም ተጋዳላይ ዑቕባይ ተስፋይ፡ ናይ መወዳእታ ኣብ ትግራይ ዝተረፈ ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ. ሰፊሕ ተመኩሮኡ ኣካፊሉ ኣሎ። Veteran Ocbay Tesfay, the last ELF Fedayn in Tigray, will shareድ his extensive experience.
1ይ ክፋል (12 Mar 2017)፡ 2ይ ክፋል (19 Mar 2017)፡
3ይ ክፋል (26 Mar 2017)፡ 4ይ ክፋል (02 Apr 2017)፡
08/08/2017 11:09 AM
[ TV-
ሓርበኛ ዑቕባይ ተስፋይ፡ ሓደ ካብቶም ‘መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ (Eritrean Veterans Day)’ ንክትህልወና ዘጓሳጉሱ ዘለዉ ገዳይም ተጋደልቲን ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ ዕላሉ፡ ሎሚ ዓመት እውን ከም ዓሚ፡ ንቀዳም ዕለት 05 ነሓሰ 2017፡ ንካልኣይ ጊዜ ‘መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ’ በብዘሎናዮ ብኽብሪ ከነብዕላ ጸዊዑ ኣሎ። ኣብቲ ዝተረፈ ዕላሉ፡ ካብ ተመኩሮ ገድሊ ሰፊሕ ታሪኽ ኣካፊሉና ኣሎ።
1ይ ክፋል (19-
3ይ ክፋል (05-
See related ምስዚ ዝዛመድ ኣርእስትታት፡-
30/04/2017 22:10 PM
ዕላል ምስ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 6 ሚልዮን ብር ንምውጻእ ስርሒት ዝወደበን ምስ ተሓኤ ዝተሓባበረን፡ ዳዊት ኣስገዶም፡ ተመኩሮኡ የካፍል። The 6 million $ Man. The alleged 6million Eth $ (equal to 2.5 million US$) Bank robbery from Comercial Bank of Ethiopia in Asmara by Dawit Asgedom with cooperation with ELF.
1ይ ክፋል (09 Apr 2017)፡ 2ይ ክፋል (23 Apr 2017)፡
3ይ ክፋል (30 Apr 2017)፡
03/09/2017 23:38 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
Interview with Veteran
Abubaker Ali (Wedi Anter) from Saudia ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓንተር)
ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓንተር)፡ ካብ 1965 ኣትሒዙ ሚስጢራዊ ኣባል ተሓኤ ኮይኑ ዘገልገለ፡ ካብ 1973 ድማ ኣብ ሜዳ ተሰሊፉ ዝተቓለሰ ገዲም ኣያና ተጋዳላይ ኢዩ። ካብ እዋን መግዛእታዊ ስርዓት ጣልያን ክሳብ ሕጂ፡ ኣፍልጦኡን ተመኩሮኡን ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ብኽብሪ ትዕደሙ። Exclusive interview with Veteran Abubaker Ali (Wedi Anter) from Sudia. Veteran Abubeker joined underground movement with ELF in 1965 in Asmara and later joined the front in 1973. He is going to speak from Italian colony up to present administration of Eritrea.
1ይ ክፋል (23-
3ይ ክፋል (13-
5ይ ክፋል (27-
07/09/2017 20:39 PM
ሰሚናር፡ ብ’ሓርበኛ መሓመድ ብርሃን ብላታ
ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2017.
Seminar by Veteran Mohammed Berhan Belata on the occasion of September 1.
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
መሓመድብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ዝተሰለፈ ገዲም ሓርበኛ ኮይኒ፡ ኣብዚ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣንጻር መግዛእቲ ኣመልኪቱ፡ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ብዕለት 02 መስከረም ዘካየዶ ሰሚናር፡ ንዓበይቲ ታሪኻዊ ፍጻሜታትን ናቱ ተሞኩሮን ብዝርዝር ኣዕሊሉና ኣሎ። ብተወሳኺ፡ ምስ ህሉው ኩነታትናን ቃልስናን ብምዝማድ፡ ሓላፍነት ናይዚ ወለዶ ከመይ ክኸውን ከምዘለዎ ኣገዳሲ መዘኻኸሪን ኣስተምህሮን እውን ሂቡ። ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረቡሉ ሕቶታት ድማ መብርሂን መልስታትን ሂቡ (2ይ-
1ይ ክፋል (02-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
19/06/2018 20:25 PM
History of Eritrean Liberation Struggle
From Veteran Ibrahim Totil’s book
[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]
Part-
Part-
25/06/2017 22.21 PM
እቲ መስኪን ሓርበኛ ዓርሞሽሽ ተኽላይ ጸጋይ (ዓብደላ)። ሓጺር ታሪኽ።
In memory of Martyr Tekly Tsegay (Abdalla) -
ሓርበኛ ሃይለ ወልዱ፡ ሓደ ካብ ገዳይም ተጋደልቲ ተሓኤ፡ ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ ምእንቲ ፍትሒ ከይተሓለለ ዝነጥፍ ዘሎ ኣያና ኢዩ። ኣብዚ ብድምጺ ተቐሪጹ ብድምጺ ኤርትራ ዝፍኖ መልእኽቱ፡ ሓጺር ታሪኽ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ ጀጋኑ ብጾቱ፡ ብፍላይ ንስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ተኽላይ ጸጋይ (ዓብደላ) (ስእሊ ርአ) ኣመልኪቱ ዝኽሩ ኣካፊሉና ኣሎ። Pre-
Sunday 03 December 2017 Show
Interview with Veteran Abed Tesfay from Holland.
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ
ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ፡ ካብ 1971 -
1ይ ክፋል (22-
3ይ ክፋል (05-
5ይ ክፋል (26-
Sunday 28 January 2018 Show
ሓርበኛ ሰልጠነ ክፍላይ፡
ሓርበኛ ሰልጠነ ክፍላይ (ተሓኤ) ተመኩሮኡ ኣብ ሰውራ (ጽቡቑን ሕማቑን)፡ ዘጋጠመ ወጥሪን ምፍንጫልን ኣብ ዲኣስፖራ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን መፍትሒኡን።
Veteran Seltene Kflay (ELF), shares his experience of ups and downs within the ELF, the dilemma and splitting of opposition groups in Diaspora, the current situation of Eritrea and its remedy.
1ይ ክፋል (21-
Sunday 06 May 2018 Show
ሓርበኛ ተስፋልደት ኣብራሃ
ሓርበኛ ተስፋልደት ኣብራሃ (ወዲ ባሻይ) (ተሓኤ) ተመኩሮኡ ኣብ ሰውራ (ጽቡቑን ሕማቑን)፡ ዘጋጠመ ወጥሪን ምፍንጫልን ኣብ ዲኣስፖራ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን መፍትሒኡን። ኩልኹም ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። All are cordially invited to join.
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
5ይ ክፋል-
6ይ ክፋል-
7ይ ክፋል A (22-
8ይ ክፋል A (29-
9ይ ክፋል A (06-
17/08/2016 17:55 PM
Veteran Tegadalay -
Hamid Saleh
ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣
5ይ ክፋል (መወዳእታ)
ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዕላትን
(International Conventions)
ኤርትራ ( ድሕሪ ናጽነት -
ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን
(ብጉጅለ-
ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ -
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
Historical Documents
related to Eritrean Culture
ንታሪኽን ባህሊን ኤርትራ ዝገልጹ
ያታዊያን ጽሑፋትን ሰነዳትን
ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ -
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
04/05/2018 00:46 AM
ገዲም ሓርበኛ ዓሊ መሓመድ ሳልሕ፡ ካብ ጊዜ ሓራካ ጀሚሩ ዝተጋደለ፡ ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ ኢዩ። "ተዘክሮታትን ታሪኽን -ሓፍ'ዚኣ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዓረብኛ ተሓቲማ ነይራ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ ኢያ ቀሪባትልኩም ዘላ።
ንዕምቆትን ትሕዝቶን ናይታ መጽሓፍ ኣመት ንምርካብ፡ ኣብ እዋን ምልላያ ዝተገብረ ጽምብል፡ ኣብዚ ጠውቑ። ነፍሲወከፍ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን፡ ነዛ መጽሓፍ ወኒኑ ከንብባ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ድማ፡ ሕሉፍ ታሪኽ ሓርበኛታት ኣያታቱ ክመሃረሉን ክውንኖን ስለዝግባእ፡ ነዛ መጽሓፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብብዙሓት ሰነድቲ ታሪኽ ኤርትራውያንን ሓርበኛታትን ድሮ ተሓቲሙ ዘሎ መጻሕፍቲን ናይ ቭቪድዮን ድምጺን ሰነዳት እውን ክከታተሎ ከምዝግባእ፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ። Read more
16/12/2017 08:25 AM
ዝኾነ ኤርትራዊ ካብ ጊዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ሃገሩ እናተማህረ፡ ከምኡ።ውን ኣብ ዘበነ ቃልሲ ብረቱ ኣልዒሉ እናተቓለሰ እንከሎ ዘሕለፎ ተጋድሎ፡ ኣንጻር ጸላእን ሓድሕድ ውግኣትን፡ ካብ ዘካየዶ ቃልሲ ዝቐሰሞ ተሞኵሮን፡ ጸኒሑ'ውን ኣብ ስደት ካብ ዘሕለፎ ናብራ ዝቐሰሞ ትምህርትን፡ ነዚ ኩሉ ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ሃገሩ ብዘካየዶ ዘይሕለል ጻዕሪ፡ ነቲ ዝነበረ ከቢድ ዕንቅፋታትን ሽግራትን በታቲኹ፡ ሕቶ ሃገራዊ ነጻነቱ፡ ቅድም ብሓይሉ ጸኒሑ'ውን ብመንገዲ ርእሰ-
መጻኢ ወለዶ፡ ቀደም እንታይ ከም ዝነበረ ንክፈልጥ ይሕግዞ እዩ ብምባል፡ …… እቲ ኣብ ቃልስን ስደትን ዝረኣኹዎን ዝተዓዘብኩዎን፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ተመኵሮ ምስ ናይ ትንሳአ ተመሳሳሊ ብምዃኑ ከም ታሪኽ ብጽሑፍ ንክቐርብ ኣገዳስነቱ ስለዝተራእየኒ እዩ ክሸባሸብ ዝጀመርኩ። [ቃል ደራሲ]
ደራሲ መጽሓፍ፡ ትንሳአ፡ ሓርበኛ ዘርኡ ኪነስላሴ፡ ብመንገዲ መርበብ ስኒትና፡ ንኹሉ ኣንባቢ ክትዝርጋሕ ምፍቃድካ፡ ብስም በጻሕቲ መርበብ ስኒትና.ኮም ዕዙዝ ምስጋና ይብጻሕካ። ከማኻ ድማ ይብዝሑ ንብል። ንኹልኹም በጻሕቲ መርበብና ድማ ሰናይ ንባብ! [ቃል ስኒትና] .. Read more
09/12/2018 21:10 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 09 Dec 2018 መደብ Show
ምስ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም
With Veteran Kamal Ibrahim
PART-
ናይ ሰንበት 09-መሪካ ኢዩ ክኸውን። ከማል፡ ተመኩሮኡ ኣብ ተሓኤ ከምኡውን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 09-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
5ይ ክፋል-
6ይ ክፋል-
7ይ ክፋል-
8ይ ክፋል-
9ይ ክፋል-
Sunday 01 July 2018 Show
ዕላል ምስ ኣቶ ገረዝጊሄር ወልዱ
Veteran Gherezghiher Woldu
ሓርበኛ ገረዝጊሄር ወልዱ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ኣብ 1965-ለ ምስ በዓል ወልዳይ ካሕሳይ ዝነበረን ምስቶም ብ"ሓሙሻይ መስርዕ" ተባሂሎም ዝጥቀሱን ኢዩ። ብዙሕ ዘይተነግረሉ ታሪኽን ተሞኩሮኡን የዕልል።
Veteran Gherezghiher Woldu, joined ELF in 1965-
17/02/2019 21:25 PM
ናይ Sunday 17 Feb 2019 መደብ Show
With Veteran Redie Kifle (Bashay)
ድምጺ ኤርትራ፡ ንሰንበት 03 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይን ተቓላሳይን ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጋሻና ኮይኑ፡ ሰፊሕ ገድላዊ ተሞክሮኡን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ምሳና ከዕልል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 03 February 2019 voice of Eritrea is presenting veteran Redie Kifle (Bashay) to learn from his wisdom past and current Eritrea situation. All are cordially invited to join.
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል A (10-
5ይ ክፋል-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |