Google search here:
Eritrea's Disappeared Community
EritreaDaily ኤርትራ-
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Harnet.org ሓርነት.ኦርግ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG (ስኒት)
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
RDASO ደ. ምንቅስቓስ ዓፋር ቀ.ባ.
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Digital Cameras ካሜራ under £100
Compact System Camera Under £300
Wireless Headphones Under £100
ቅዋም ኤርትራ
Eritrean Constitution
الدستور الإرتري
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን: ውልቃዊ ትዕዝብቲ:
1ይ-
5ይ-
9ይ-
ተመኩሮ ሚስጢራዊ ሰልፊ ህዝባዊ ግንባር
ቃለመጠይቕ (ራድዮ ወጋሕታ)
ቃለመጠይቕ (ድምጺ ኣሰና)
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ብዛዕባ ኣከያይዳን ምሕደራን ቁጠባ ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ ራድዮ ኤረና፡ ካብ ዕለት 09 ታሕሳስ 2013 ጀሚሩ፡ መግለጺ ይህብ ኣሎ። [www.shekortet.com]
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣካላት ዓውደ-
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡ 7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡
9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡ 12 ክፋል፡
13 ክፋል፡ 14 ክፋል፡ 15 ክፋል፡ 16 ክፋል፡
17 ክፋል፡ 18 ክፋል፡ 19 ክፋል፡ 20 ክፋል፡
ብተወሳኺ፡ ካብ 15.11.2013 ጀሚሩ ምስ ራድዮ-
ቅድሚ’ዚ እውን፡ ምስ ራድዮ ኣሰና ንቁጠባዊ ኩነታት ሃገርናን ምትእትታው ህግደፍ’ን፡ ኣመልኪቱ፡ ኣብ 03.09.2013 ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ነይሩ፡ በዚ ዝስዕብ ተዊቕካ ክስማዕ ይከኣል፡-
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል ፡ 4ይ ክፋል ፡
5ይ ክፋል ፡ 6ይ ክፋል ። ኩሉ’ዚ፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ሂቡዎ ዘሎ ሓበሬታ፡ ኩነታት ቁጠባ ኤርትራ ኣብ ምግምጋም ኣዚዩ ሓጋዚ ኢዩ።
21/01/2015 01:48 AM
ራድዮ-
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ብዚ ናይ ሕጂ ተኸታታሊ መልእኽቱ፡-
1) ሓያል ጎኒና ኣለሊና ንቃልሲ ክንቅርቦ፡ ድኹም ጎኒና ድማ ንሓዋሩ ክንድርብዮ፡ 2) ቀላጽምና ከነተሓባብር ከምዘሎና፡ እዚ ድማ ዝጽግም ከምዘይኮነ፡ 3) ዓወት ከጨብጠና ዝኽእል ስትራተጂ ምስኣል ግድን ክንሓልፎ ዘሎና መንገዲ ስለዝኾነ፡ ዓወት ዘምጽኣልና ስትራተጂ ምስኣል ከምዘድሊ፡ 4) መፍትሒ ኩሉ ስትራተጂና፡ ዋንነት ሃገር ናብ ኢድና ንምምላስ ይኹን፡ ዝብላ ኣርእስቲታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ።
Dr. Gebre Gebremariam discusses the Geopolitical Imperatives of the Horn of Africa and its implications to the struggle for democratic transition in Eritrea.
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ን’ጂኦ-
Dr. Gebre Gebremariam discusses the challenges, bottle-
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ክኸውን ዝግብኦ መስርሕ ጉዕዞ ንምህናጽ ዲሞክራሲያዊትን ብልጽግትን ኤርትራ ኣስተምህሮ ይህብ። ኣብ PART I፡-
PART-
Part I: Part I (2): Part I (3): Part I (4):
PART-
Part II (1): Part II (2): Part II (3): Part II (4): Part II (4)b:
PART-
ገዲም ተጋዳላይ በሪራይ (ኢድሪስ ዖመር)፡
ዝተሳተፎ ታሪኽ ይትርኽ
ኣብ ፓልቶክ EPLF-
Published on 24 Jan 2014
ካብ ሰነዳት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡-
ናይ 1970ን 80ታትን፡ ዓወት ንሓፋሽ 1991
Eritrea, documentary of 1970s and 80s
Awet hafash 1991 P1
ቀዳማይ ክፋል (PART-
ሳልሳይ ክፋል (PART-
ዕላል ምስ እሱራት ፖሎቲካ
መጽሓፍ ብ’ዳን ኮነል
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል ፡ 4ይ ክፋል ፡ 5ይ ክፋል ፡ 6ይ ክፋል ፡
7ይ ክፋል ፡ 8ይ ክፋል ፡ 9ይ ክፋል ፡ 10ይ ክፋል ፡
ተስፋይ ተምነዎ
19 ክፋል፡ 20 ክፋል፡ 21 ክፋል፡ 22 ክፋል፡ 23 ክፋል፡
24 ክፋል፡ 25 ክፋል፡ 26 ክፋል፡ 27 ክፋል፡ 28 ክፋል፡
14/11/2014 13:19 PM
ኣቶ ዓንደብርሃን ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡-
ኣቶ ዓንደብርሃን፡ ኣብዚ ቀረባ አዋን ኣስታት 690 ገጻት ዘለዋ ንታሪኽን ንህልው ኩነታትን ኤርትራ ብዕምቆት አተንጸባርቕ፡ ‘ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ’ (Eritrea at a Crossroads) ዘርእስታ መጽሓፍ ብቋንቋ አንግሊዝኛ ኣሕቲሙ ንኣንበብቲ ኣብቂዑዋ ኣሎ።
ምስ ራድዮ ኤረና ዘካየዶ ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ፡-
ብተመሳሳሊ፡ ምስ ኣዝማሪኖ.ኮም (ርእሶም መስፍን) ዝገበሮ ቃለመሕትት ድማ፡-
21/12/2014 21:48 PM
ቃለ-
ቲቪ-
ኣቶ እስቲፋኖስ ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይን ንዓመታት ድማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዘሕለፈን ክኸውን ከሎ፡ ንዝሓለፎ ተመኩሮ እተዘንቱ፡ ‘መቓብር ህሉዋት’ እተሰምየት መጽሓፉ ንኣንበብቲ ዘብቅዐ ኢዩ። ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ ምስ ቲቪ-
–-
ኣቶ እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ
ቃለመሕትት ምስ ራድዮ ወጋሕታ
(Aug 2013)
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
-
ኣቶ እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ
ፓልቶክ ስመር (ድምጺ ኣሰና) ሕቶታት ካብ ተሳተፍቲን መልስታትን
(22 Oct 2012) 1ይ ክፋል፡
—-
09/08/2015 23:11 PM
ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ፡
እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህግሓኤ-ኩሮኡ ኣብ ገድሊ፡ ከምኡ’ውን ህይወት ኣብያተ-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡
10/09/2015 04:29 AM
Former Freedom fighter Mr. Oqbai Tesfamariam, shares his experience.
See more / ተወሳኺ ሰነዳትን ሓበሬታን ኣብ ታሕቲ እውን ኣሎኩም፡-
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና!
ነዚ ገጽ’ዚ ንምህብታምን ንምስናድን ይሕግዙ እትብሉዎም ሰነዳት ከምኡ’ውን ናይ YouTube ወይ ካልእ Links ምስ ዝህልወኩም፡
ሓበሬታ ክትሰዱልና ንላቦ። ኣብዚ ጠውቑ።
ስኒትና.ኮም
24/09/2015 01:50 AM
ዓምዲ ታሪኽ፡-
[ድምጺ መድርኽ]
ተጋ/ኣሕመድ ኣልቀይሲ፡ ኣብ 1971፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ዝተሰለፈ፡ ኮይኑ፡ ብደረጃ ላዕለዋይ መሪሕነት ኣብ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረን፡ ኣብ ምምስራት ናይቲ ሚስጢራዊ ሰልፊ ድማ ካብ መጀመርታኡ ኣትሒዙ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዝነበሮ፡ ኣብ ሶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝተማህረን ምኩርን ተጋዳላይ ኢዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ምምልማልን ምፍራይን ካድረታት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረን ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ይኹን’ምበር፡ ንሱ፡ ንናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣብያተ-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል።
ተዛማዲ ታሪኽ:-
08/11/2015 22:01 PM
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ከንቲባ ከተማ ዓዲዃላ፡ ከምኡ'ውን መምህር ኣብ ኮምቦኒ ኮለጅ ኣስመራ ኮይኑ ዘገልገለ ኢዩ። ኣቶ ቀለታ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ ዝተቓለሰን ኣብ መርበባት ኢንተርነት ድማ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋት ብቐጻሊ ክበርክት ዝጸንሐን ምኩር ተቓላሳይ ኣቦ ኢዩ።
ኣብዚ ተኻታታሊ መደባት፡ ብዛዕባ ታሪኽን ቅዋማዊ ሕጊን ኣብ ስርዓተ-
1ይ ክፋል (11 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (18 Oct 2015)፡
3ይ ክፋል (25 Oct 2015)፡ 4ይ ክፋል (01 Nov 2015)፡
5ይ ክፋል (08 Nov 2015)፡
1ይ ክፋል (28 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (05 Dec 2015)፡
08/10/2015 22:53 PM
Eritrean Hero, Betweded Abraha's Speech -
ወርቃዊ ቃላት ሕድሪ (1997)፡ ጅግና ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃ። ብዘይ ፍትሒ፡ ን'24 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ሓርበኛ ተጋዳላይ። [Assenna.com ኣሰና]
05/09/2015 02:34 AM
‘ ምስክርነት ‘
ኣባል ስለያ-
Testimony of Former member of military intelligence, Mr Michael Araya
[Voice of Assenna ድምጺ ኣሰና]
ሚኪኤል ኣርኣያ፡ ምስ ድምጺ-
እዚ፡ ንዕላማን መልክዕን እታ ፈላሚት ብረታዊ ተጋድሎና ዝኾነት፡ ወርሒ መስከረም፡ ዝደወነን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕዘነን፡ ፍጻሜ ኢዩ። ናይቶም ብዘይ ፍትሒን ፍርዲን ክጠፍኡ ዝተፈርዱ ጀጋኑ፡ ኣውያቶም ንታሪኽ ዘመሓላልፍ ዘሎ ተባዕ ሚኪኤል ኣርኣያ፡ እናኣመስገንና፡ መርበብ ስኒትና.ኮም እውን ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ነዚ ኣገዳሲ ሰነዳዊ ዛንታ’ዚ ብጽሞና ሰሚዑ፡ ምስ ሕልናኡ ክዛረብ፡ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሃገሪዊ ሓላፍነት ክስከምን ትላቦ።
04/08/2015 23:14 PM
ታሪኽን ምስክርነትን ተጋ/ቢንያም ደበሳይ፡ ኣባል መካናይዝድ ብርጌድ።
[YouTube -
ኣብዚ ታሪኽ'ዚ፡ ቢንያም፡ ብኣካል ዝተሳተፈሉ ወፍሪ ናብ ሃገረ-
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) / ህግሓኤ 70’ታት
ብዓይኒ ኣብኡ ዝወዓሉ ሰባት
Eritrean Peoples Liberation Front (EPLF) -
02/08/2017 15:02 PM
History of Menkae
By Memhir Tesfu Zewde (2004)
መምህር ተስፉ ዘውደ
ብዛዕባ ታሪኽ “መንካዕ” ናይ 1973 ምንቅስቓስ ኣብ ውሽጢ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ
ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዕላትን
(International Conventions)
ኤርትራ ( ድሕሪ ናጽነት -
ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን
(ብጉጅለ-
ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ -
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
Historical Documents
related to Eritrean Culture
ንታሪኽን ባህሊን ኤርትራ ዝገልጹ
ያታዊያን ጽሑፋትን ሰነዳትን
ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ -
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
Sunday 03 December 2017 Show
Interview with Veteran Abed Tesfay from Holland.
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ
ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ፡ ካብ 1971 -
1ይ ክፋል (22-
3ይ ክፋል (05-
5ይ ክፋል (26-
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |