|
|
31/10/2020 23:57 AM Updated
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!
ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ።
ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more
31/10/2020 23:57 AM Updated
Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE -
(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)
ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster
In response to the pandemic Covid 19 Global Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
30/10/2020 22:44 PM
Head of Al-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
30/10/2020 22:44 PM
One day, in our house in Asmara/Eritrea, my husband came home and after the usual hugs and how was your day, lunch is ready routine… he asked me to check a small package he left in our bedroom. We were in the kitchen; I was boiling water for our tea. The kids’ in their room for their afternoon nap. I did not check the package immediately, our talks and our cherished time together took over my mind! Read more
30/10/2020 20:05 PM Updated
Interview with Abdurahman Sayed Buhashem፡ on the Situation of Eastern SUDAN
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል (23 Oct 2020)፡ 2ይ ክፋል (30 Oct 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/10/2020 18:25 PM
ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-" ክኸዉን ከሎ፡ ድሮ ብዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ እትዳሎ ዝነበረት መጺሔት "ሓድሽ ልደት ሓርነት" ፤ ድሮ ተንቲኖም ኣቕሪቦሞ ስለ ዝነበሩ፣ ኣብ ክልተ መቒልና ከነቕርቦ ኢና።
እዞም ኩቡራት የሕዋት፣ መንእሰይ ክንብል ከለና እንታይ ማለት እዩ? ግድኡ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ እንታይ ይኸዉን? ዝብል ሕቶ ክምልሱ ከለዉ፣ መንእሰይ ኤርትራ’ከ እንታይ ግደ ተጻዊቱን፣ ድሕሪ ናጽነት ሃገር’ከ እንታይ ረኺቡ? ኣብ ከመይ ዝበለ ሃዋሁው ይዋሳእ ኣሎ? ዝብሉ ሕቶታት ክምለሱ ፈቲኖም ኣለዉ። Read more
29/10/2020 18:25 PM
ኣብዚ ናይ ሰንበት Sunday, 25 October 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፡ ዮርዳኖስ (ዮርዳ) ኢሳቕ፡ ሓውቱ ንኣብ ሃለዋቱ ዘይፍለጥ ማእሰርቲ ዝርከብ፡ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ብዛዕባ`ቲ ንእሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ንምፍታሕ ዝቐረበ ክሲ ዝምልከት፡ ከምኡውን ብዛዕባ ዳዊትን ኩነታት ስድራቤቶምን ዝምልከት መብርሂን ዕላልን ኣካይዳ ኣላ።
On Sunday, 25 October 2020, our invited guest is: Ms Yordanos (Yorda) Isaac, sister of Journalist Dawit Isaac, who has been incommunicado prison in Eritrea, since 2001, shared her story and on the Legal case going on in an effort to release her brother from prison.
1ይ ክፋል (25 Oct 2020)፡ 2ይ ክፋል (25 Oct 2020)፡
ዳዊት ኢሳቅ ንምፍታሕ ዝግበር ጥርዓን ክታምኩም ንምስፋር፡ To add your signature to an appeal for releasing Isaac:
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/10/2020 18:25 PM
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዘሎ ኣስጋኢ ኩነታትን መንቀሊኡን፡ ንምንታይ`ከ? ንኤርትራን ኣብኡ ተሰዲዱ ዘሎ ህዝብናን`ከ ብኸመይ ይጸልወና።
By: Eng. Idris Dafi and Mr Berhe Ogbazghi
ኣብዚ ናይ ቀዳም Saturday, 24 Oct 2020፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፥ ኢንጂኔር እድሪስ ዳፊ (ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ተሓኤ) ከምኡውን ኣቶ በርሀ ዑቕባዝጊ (ኣባል መሪሕነት ተሓኤ) ኢዮም። On Saturday, 24 Oct 2020, our invited guest are: Eng. Idris Dafi (Head of Foreign Affairs, ELF) and Mr Berhe Ogbazghi (Member of the ELF Leadership).
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/10/2020 18:25 PM
ምስ ሐወይ ብርሃነ ኣብ ኾ ስዊትዘርላንድ (Caux, Switzerland) ኣብቲ ናይ ሞራል ሪኣርማመንት (Moral Rearmament) ዓለምለኻዊ ኣኼባ ቅድሚ 16 ዓመታት ተራኺብና፡ ሓቢርና ድማ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ተዛሪብና። ካብቶም ኣኼበኛታት፡ ገለ ናይ ብሐቂ ዝተገደሱ እዉን ረኺብና። ካብኡ ኣትሒዝና ምስ ብርሃነ፡ ብስልክን ኢመልን (e-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
28/10/2020 19:05 PM
From GI – Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement
It is with a heavy heart and a deep sense of great loss that we learned about the untimely passing of Brother Berhane Woldegabriel. Ato Berhane was one of the founders of the Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement. Ato Berhane and his colleagues Dr. Solomon Ghebreghiorghis and their team members, known as “Our Voice – Eritrea” were the pioneers in advocating the need for Eritreans in the Diaspora to speak with one voice to contribute to the democratization of Eritrea. Read more
26/10/2020 23:52 PM
ብዝሓደሮ ሕማም፡ ሎሚ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ሎንዶን ዓሪፉ።
ብርሃነ፡ ነባር ጋዜጠኛ (Sudan Now)፡ ገባር ሰናይን፡ ደላይ ስኒትን ፍትሒን፡ ኣዝዩ ፍቱውን ምቕሉልን ሓው ኢዩ ነይሩ። ንስኒትን ሓድነትን ዝነበሮ ባህጊን ሕልሚን፡ ክሳብ መወዳእታ ዕለቱ፡ ምስ ከምኡ ብጾቱ ኾይኑ፡ ብዙሕ ጻዕሪ ምግባሩ ይፍለጥ። ከም ውጽኢት ናይዚ ጻዕሪ`ዚ ድማ፡ ኣብዚ ዓመት`ዚ፡ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ህዝብና ዘሐጉሰ ምቅርራብን ምውህሃድን ፖለቲካዊያን ውድባት ኤርትራ ርኢና። ኣብ ናይ መራኸቢ ብዙሓንና ይኹን ሲቪካዊ ማሕበራትና፡ ተማሳሳሊ ድሌትን ሕልሚን ከምዝነበሮ፡ ካብ ዕላላቱ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ኢዩ። ወዲ ሰብ፡ ኣብዛ ዓለም ነባሪ ኣይኮነን፡ ነባሪ ታሪኽ ሰሪሑ ግን ብስርሑ እናተዘከረ ይነብር። ኩሉ ንሱ ዝጀመሮ ትልሚ ናይ ሓድነትን ሰላምን፡ በቶም ምስኡ ዝተዋስኡ ሃገራዊያን፡ ኣብ ዕዉት መፈጸምታኡ ከምዝበጽሕ ብምግባር፡ ንነፍስሔር ሓውና ብርሃነ ወልደገብሪኤል፡ ዘሎና ናይ ሕልና ክብሪ ክንገልጸሉ ምዃንና፡ ዘሎኒ ትምኒት ወሰን የብሉን።
ብርሃነ፡ ብሰላም ዕረፍ። ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ።
ንመላእ ቤተሰብን ፈተውቲን ድማ፡ ጽንዓት ይሃብ።
ዮውሃንስ ጸጋይ (ስኒትና.ኮም) Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
25/10/2020 20:47 PM
ሓገዝ ኣብ ሱዳን (ከሰላ) ንዝርከቡ ኣካለ ጽጉማን
Fundraising call, to support Eritrean War disabled veterans in Kassala, SUDAN
ብቐዳምነት ካብ`ዚ ኣብ ዓለምና ወሪዱ ዘሎ ናይ ኮቪድ-ናን ዝተራጋገጸ ምዃኑ ምሕባር ዘድልዮ ሓቂ ኣይመስለናን። ንክቡራት ስዉኣትና ሞጎስ፡ ነዞም ነጻነት ሃገር ንምርግጋጽ ኣካላቶም ዝሰንከሉ ሓርበኛታት ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም፡ ኤርትራዊ ሕልና እዩ ንብል። ኣብ ከሰላ መደበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ዝርከቡ ሓርበኛታት ውጉኣት ሓርነትን፡ ብሓደጋን ብባህሪ ዝሰንከሉ ኤርትራዊያን፡ ብሓገዝ ግዱሳት ኤርትራውያንን ብማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ብጉቡእ ይእለዩን ይመሓደሩ ጸኒሖም ኣለዉ። ይኹን እምበር ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኩነታት መነባብሮ ሱዳን ኣዚዩ ኣሻቓሊን ከቢድን ኬይኑ ይርከብ። Read more
25/10/2020 01:11 PM Updated
EVENT ADVERTISEMENT: Lectures on
“The Making of the Eritrean Constitution”
ኣስተምህሮታት፡ `ብዛዕባ መስርሕ ንድፊ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ` ብ ዶር በረኸት ሃብተስላሰ
[Assenna]
As part of its Building Democracy in Eritrea initiative, Eritrea Focus has worked proactively over the last 18-
LISTEN LIVE ብቀጥታ ዝተፈነወ ኣብዚ ስምዑዎ
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
25/10/2020 01:11 PM
AND THE ISAIAS AFEWORKI FACTOR
Meles Zenawi’s untimely death was a great loss, not only for Ethiopia but for the whole region. He had the foresight to fend off potential threats for Ethiopia. An astute diplomat, he had the skills to keep powerful countries on his side and kept potential enemies and destructive forces at arm’s length. He started constructing the Great Renaissance Dam over the river Abay, a main tributary of the Nile river, and he cleverly neutralised the noises that started to come from the downstream countries and their Arab supporters. Read more
24/10/2020 20:05 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
24/10/2020 20:05 PM
ኩሎም ደቂ ሃገር ዓቦይትን ነኣሽቱን: ክልቲኡ ጸወታታት: ኣብ ሃገሮም ብሐደ ክብሪ:ረብሐ: ፍትወት|ፍቕሪ ኣለዎም። ምእንቲ ኤርትራ ልዕላውነታ ክሕሎን ህዝባ ብመንነቱ ከቢሩ ክነብር ድማ ኩሉ ዘዝከኣሎ ኣበርኪቱ ክሳብ እታ ዝውንና ክብርቲ ሂወቱ ወፊዩ ነጻነት ክዉን ዝገበረ ህዝብ ኢዩ። ኮይኑ ግን ነቲ ኩሉ ጽቡቕ ፍጻሜታት ብዘይካ ናይ ብሕቱ ጥቕሚ ናይ ህዝቢ ጥቕሚ ዘየገድሶ ሐደ ስሱዕ ኢሳያስ ምስ ውሑዳት ተኣዘዝቱ ንብርኽቲ ሃገርና ኣፍሪሱ ሕሰም ከዲንዋ: ህዝቢ ድማ ክብርታቱ ተመንጢሉ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይነብር ኣሎ። ንጥምየትን ሕማምን ተቓሊዑ ኣብ ዓዱ ሰላም ሲኢኑ ነብሱ ከድሕን ንስደት ይጎዓዝ ኣሎ። ክብረትናን መንነትናን ኣብ ሃገርና ጥራይ ኢዩ: Read more
24/10/2020 20:05 PM
Fundraising Campaign, To buy Sanitatary pads, For Eritrean women in Ethiopian Refugee Camps.
ኣቶ ካሕሳይ እሕደጎ (ኣባል ማረምኤ -
ናይ ቀዳም Saturday, 17 October 2020፡ ዕዱምና ኣባላል ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ (ማረምኤ)፡ ኣቶ ካሕሳይ እሕደጎ፡ ኢዩ። ዛዕባና ኸኣ፡ ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ተዓቚበን ንዝርከባ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ ዘጋጥመን ጸገማትን ንመዐደጊ መንዲል ንጽህና፡ ዝውዕል ሓገዝ ንምእካብ፡ ናይ ደገፍ ጎስጓስ፡ ንምክያድን ኢዩ። ኣብዚ መደብ`ዚ ሓቢርኩምና ክትሳተፉን ደገፍኩም ከተበርክቱን፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 17 October 2020, our invited guestis Member and of Eritrean Relief and Development Association (ERDA), Mr Kahsay Ehdego. Our Topic is: Sharing the issues encountering Eritrean women in Ethiopian refugee camps, and Fundraising Campaign, To buy Sanitatary pads, for them. You are all cordially invited to participate and support the campaign. To Donate, please use the link here.
ወፈያኹም ነዚ መደብ ንምግባር፡ ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/10/2020 23:55 PM
ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር
ሰላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ- ከም ዝነበርና፣ቀጻልነቱ እና ኣቕረብና ናትና ትዕዝብትን ራኢን ከም እነሰንዮ ከምትግንዘብዎ ኣይንጣራጠርን፡፡
ከምቲ ኣብ ጹሑፍና ኣገንዚብናዮ ዞሎና፣ሕብረተሰባትና ከምቶም ናይ ዓለምና ሕብረተሰብ ኣባቛቑላኡን ዝፈሮ ዝምድናታትን፣ ዘማዕበሎ ባህልን ልምድን፣ዘካናወኖ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊ፣ስነ-
18/10/2020 23:55 PM
ብ`ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ By Petros Tesfagiorgis
እዚ ኣብ ዞባና ዝኸይድ ዘሎ ሐድሽ ምዕባለታት ንደለይቲ ፍትሒ ምቹእ ናይ ቃልሲ ማዕጾ ከፊቱ ይርከብ። ስለ ዝኾነ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ስራሕ መደባት (action plan) ተሊሞም ኣብ ግብሪ ከውዕልዎ ጊዚኡ ሕጂ እዩ። እዚ ጊዜ ኣብ ወጻኢ ዘለና ደለይቲ ፍትሒ ምስቶም ምስ ውጹዕ ህዝቢ ኤሪትራ ዝደናገጹ ባእታታት ምስራሕ ወይ ካብኦም ዘድሊየና ሐገዝ ምሕታት ማዕጾ ተኸፊቱልና እዩ። እዚ ማዕጾ ክንጥቀመላ ዲና ? ዝብል ሕቶ ግን ኣሎ። Read more
18/10/2020 23:55 PM
ዩኒቨርሲቲ ሉዛን ስዊዘርላንድ፡ ንኤርትራዊ ካህን ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንስደተኛታት ንምሕጋዝ ብዝገብሩዎ ጻዕርን ሓልዮትን ናይ ክብሪ ዶክትረይት መዓርግ ሂቡዎም። Read more
18/10/2020 23:55 PM
ኣብ ኒውዚላንድ ብቀዳም ሃገራዊ መረጻ ዝተኻየደ ኮይኑ፡ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ጀሲንዳ ኣርደን እትመርሖ ሰልፊ ‘ሌበር’ ብልዑል ድምጺ ክዕወት ክኢሉ። Read more
18/10/2020 17:55 PM
ሎሚ ዓለምና ብኮቪድ-
ንፖለቲካዊ ቁርቁስ ስልጣኖም ንምጭባጥ ዝረአ ዘሎ፡ ፍሕፍሐ ንምጉዕጻጻ መሰል ምርጫ ህዝቢ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይንዎም ’ን ኣሎ። እዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ጥራይ እውን ኣይተሓጽረን። ከም ኣብነት ንክልተ ሃገር ብምጥቃስ ናብቲ ዋና ጽሑፈይ ክሓልፍ እየ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ መበል 46 ምርጭኦም ንምክያድ ብምምሕዳር ህልው ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ተራእዩ ዘይፈልጥ ክንደይ ገልጠምጠም ይባሃል ኣሎ። Read more
16/10/2020 23:55 PM
ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ. BAYTO YIAKL USA
ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንጅግንነቱ፡ ንሕሰሙ፡ ንሓጎሱን ንመንነቱን ዘንጸባርቕን ዝገልጻን፡ ብፍሉይነት ዝዝከራ ዓመታት፡ ኣዋርሕን ዕለታትን ኣለዋ። ጥቅምቲ 2017 ድማ ሓንቲ ካብተን ህዝቢ ኤርትራ ብኽብሪ ዝዝክረን ዓመትን ወርሕን’ያ። ቅድሚ 3 ዓመት ኣብዛ ሒዝናያ ዘለና ወርሒ፡ ተባዕ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር፡ ነቲ ብፍርሕናን ብስቅታናን፡ ክስውድን ዝደለዮ ክፍጽምን ሃነፍነፍ ዝብል ጉጅለ ህግደፍ፡ “ኣይፋልካን ኣደብ ግበር፡ ሓላፍንትካ ፍለጥ፡ ኣይትዳፈር፡ መሰል ሰብ ሓሉ” ዝብል ደፋርን ፍትሓውን መልእኽቲ ስለዘቕረቡ፡ ግዳይ ማእሰርትን መስዋእትን ኮይኖም። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/10/2020 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
4-
Gguests are: veterrans Kinfe Tekeste and Solomon Zemo
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 17 October 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ከይንሰማማዕ ንሰማማዕ" ዝብል ኢዩ። ዕዱማት ኣጋይሽና ገዳይም ተጋደልቲ፡ ክንፈ ተኸስተን (left)፡ ሰሎሞን ዞሞ`ን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 17 October 2020, our discussion topic is “Let’s Agree to Disagree” Our guests are veterrans Kinfe Tekeste and Solomon Zemo from California. You are all cordially invited. ኣብዚ ጠውቑ፡
16/10/2020 22:11 PM
ጂኦ-
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ብዛዕባ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ካኣ ብፍላይ ተፈጢሩ ዘሎ ሓዱሽ ኩነታትን ንኣንፈት ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ዝህልዎ ሳዕቤናትን ሰፊሕ ትንታነ የቅርብ። ንሱ፡ ኣብ ትንተንኡ፡ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፡ ብመንጽር ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ክረኣ ከሎ፡ ኣዝዩ ሓጋዚ ከምዝኾነን ኤርትራውያን ተቃለስቲ ንረብሓ ኤርትራን ህዝባን ጊዜ ከይወሰዱ ክምዝምዝዎ ከምዝግባእ ይመክር። ብተወሳኪ፡ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ፍሉያት ኣጋጥሚታት፡ ሳሕት ሳሕቲ ዝፍጠሩ ጥርሕ ዘይኮኑስ፡ ተቓላጢፍካ እንተዘይተጠቒምካሎም፡ ቀልጢፎም ዝጠፍኡ ኢዮም። ስለዝኾነ፡ ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሉይ ህሞት፡ ዋዓል ሕደር ከይበሉ ዓቅሞም ኣዋሃሂዶም ንኽጥቀምሉ፡ ንኹሎም ኣገደስቲ ሓይልታትን ክፋላት ሕብረተ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/10/2020 22:11 PM
Briefing on the need for and establishment of Bitweded Abraha's Foundation.
ናይ ሰንበት Sunday, 11 October 2020፡ ዕዱማትና ኣባላት ሽማግለ መስረትቲ ቢትወደድ ኣብራሃ ፋውንደሽን ኢዮም። ናይ ዘተና ኣርእስቲ፦ "ሓበሬታ ብዛዕባ ኣድላይነትን ምስረታን፡ ቢትወደድ ኣብራሃ ፋውንደሽን" ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 11 October 2020, our invited guests are Bitweded Abraha's Foundation, founding members. Our discussion Topic is: "Briefing on the need for and establishment of Bitweded Abraha's Foundation." Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
15/10/2020 18:55 PM
Eritrean poet Amanuel Asrat named International Writer of Courage.
ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፡ ሽልማት ተባዕ ኣህጉራዊ ጸሓፊ 2020 ፔን-
The author, imprisoned without charge since 2001, was chosen to share the PEN Pinter prize by 2020’s winner Linton Kwesi Johnson.
The Eritrean poet Amanuel Asrat, who was arrested in 2001 and is believed still to be detained in a maximum security prison, has been named International Writer of Courage by Linton Kwesi Johnson. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
15/10/2020 18:55 PM
*ንወዲ ሰብ ታሪኽ ምፍላጥ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ታሪኽ ደቂ ሰባት፡ ዓቢ ስራሕ ንምስራሕ፡ ካብ ህልዊ ጸገሞምን ጭንቀቶምን ንምንጋፍ፡ ናይ ቃልሲ መንፈሶም ንምሕዳስ፡ ሓበኖምን ኩርዓቶምን ንምዕቃብ፡ ርእሰ-ንምድልዳል፡ ዝሓለፉ ጌጋታትን ጉድለታትን ንምእራምን ንቕድሚት ንምስጓምን፡ መጻኢ መገዶም ንምእማት፡ ብዝያዳ ድማ ባህሎምን ልምድታቶምን ንምፍላጥን ንምሕዳስን ዘኽእል ፋኑስ ደቂ ሰባት እዩ።
ኣብ ዝሓለፈ መበል 42 ክፋል ጽሑፍና፡ ነዚ ዝስዕብ ቃል ኣቲና ኢና ተፈሊናኩም ኔርና፥ “ርክብ ጀርመናውያንን ልኡኻት ህ.ግ.ሓ.ኤን. ውጽኢቱን ከምኡውን ሕዱርን ዘይተቐየረን ኣዝዩ ደረቕን ድኹምን ባህሊ ልዝብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ (ህዝባዊ ግንባርን/ህግደፍን) ንምርዳእ፡ ካብ ሰብዓታት ክሳዕ ውዕል ኣልጀርስ ኣብ 2002 ዓ.ም. ዘካየዱዎ፡ ንኤርትራ ዝምልከት ርክባትን ልዝባትን ሰላም፡ በብዕለቱ ኣብ ዝቕጽል ምዕራፍ ክቐርብ’ዩ ተኸታተሉ፡” ኢልና ኔርና’ሞ እንሆ መቐጸልታኡ ነቕርበልኩም፣ ሰናይ ንባብን ግንዛበን ይግበረልኩም። ...Read more
10/10/2020 23:58 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
What are the tools of Isayas’s Dictatorship?
Guests: ተ/ጋ ዑቕባይ ተስፋይ Ocbay Tesfay
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 10 October 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "መሳርሒታት ምልኪ ኢሳይያስ እንታ-
10/10/2020 15:58 PM
ኣብዚ ቀረባ እዋን ብትግርኛ ተሓቲማ ክትዝርጋሕ`ያ፡
ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ኣንበብቲ ካብ እንግሊዝኛ ዚተተርጐመት፡ `ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦ ታሪኽ ዓወትን፡ ጥልመትን ተስፋን` ዘርእስታ፡ ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብትግርኛ ተሓቲማ ክትዝርጋሕ ኢያ። እዛ ክፋል ሓደ፡ ነተን 9 ቀዳሞት ምዕራፋት ናይታ ብእንግሊዘኛ ዝተሓትመት መጽሓፍ ዚሓቘፈት ኮይና፡ ዝተረፋ 9 ዳሕረዎት ምዕራፋት ከኣ፡ ኣብ ክፋል-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/10/2020 15:58 PM
ጸጋይ እያሱ፡ ተሪርን ተባዕን፡ ሓበን ብዙሓት፡
ጠበቓ ጸጋይ እያሱ ከም ሓደ ተውህቦ ዘሎዎ ጻዕራም ተመሃራይ ጀሚሩ፡ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ድማ ኣዝዩ ፍሉጥ ጠበቓ፡ ክኢላ ቋንቋ፡ ደራሲ፡ መምህር፡ ርእሰ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/10/2020 15:58 PM
[ ERISAT ]
ERISAT: ምስ ገዲም ተጋዳላይ፡ ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ሰፊሕ ዕላል ኣካይዱ ኣሎ። ኣብዚ ዕላል`ዚ ብሪጋደር ተኸስተ ሃይለ፡ "(ኣብ 1ይ ክፋል፡) ኣብ ምዝላቅ ናይ ባድመ እቲ ቀንዲ ሽግር መካይን ናብ ዱካን ምጉያይ እዩ ነይሩ። (ኣብ 2ይ ክፋል፡) ኣብቲ ዝነበርክዎ ኸባቢ ናይ ምርሻን ትእዛዝ ምስ መጸ ሹድሽተ ንኸውን መራሕቲ ክፍለ ሰራዊት ኣይተቀበልናዮን። (ኣብ 3ይ ክፋል፡) ነዚ መንእሰይ በደልቱ ንሕና ኢና፡ ነዚኣ ክንቅብላ ኣለና፡ ኣነ ብሞራል ይቅበላ'የ ኩሉ ሰብ ከኣ ክቅበላ ኣለዋ ብሃላይ እየ።" ብምባል ሰፊሕ ተሞኩሮኡን ገምጋሙን ኣካፊሉ ኣሎ።
1ይ ክፋል (30 Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (02 Oct 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/10/2020 15:58 PM Updated
veteran Osman Idris Ali (Kaalay)፡
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል (21 Aug 2020)፡ 2ይ ክፋል (28 Aug 2020)፡
3ይ ክፋል (04 Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (11 Sep 2020)፡
5ይ ክፋል (02 Oct 2020)፡ 6ይ ክፋል (09 Oct 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/10/2020 15:58 PM
ብዕለት 08 ጥቅምቲ 2020 ርፋድ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ዘሕዘነ፡ ብፍላይ ድማ ንስድራቤታን ናይ ቀራባ ፈለጥታን መቃልስታን ኣብ ዓቢ ስንባደ ዝሸመመ ዜና ዕርፍቲ ሓርበኛ ተቅላሲት ሩማና ዓበዱ ተቓሊሑ። ተቃላሲት ሩማና ዓብዱ፡ ታርኻ ከም ዘዘንትዎ ካብ ግዜ ንእስነታ ኣብ ቃልሲ ዝተጸንበረት ኮይና፡ ፈለማ ንናጽነት ኤርትራ ብትብዓትን ትግሃትን እጃማ ጌራ፡ ድሒራ ድማ ክሳብ ካብዛ ዓለም ብሞት ትፍለ ኣንጻር ውልቀምልካዊ ስርዓት ብምስላፍ: ሃገርና ኤርትራ ፍትሓዊትን ዴሞክራስያዊትን ንምግባራ ብዓቢ ናይ ቃልሲ ወኒ ትጎይ ዝነበረት ሃገራዊት እያ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/10/2020 15:58 PM
ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳድ፡ ነዚ ኣብዚ ወርሒ መስከረም መዘክር ምጅማር ብረታዊ ቃልስና፡ ሳዕበኑ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ምዃኑንን፤ ድሕሪ 30 ዓመታት ጹንኩር ብረታዊ ቃልሲ፡ህዝቢ ኤርትራ ንሰውራ መሪሖም ዝመጹ ደቁ፡ብናቱ ሙሉእ ተሳታፍነትን፣ ንናይ መጠረሽታ ባዕዳዊ ገዛኢ ኢትዮጵያ፣ ካብ መሬቱ ሓግሒጉ ኣውጺኡ ጥራይ ዘይኮነስ፣ እቲ ብብረት ዝተረኽበ ናጽነት፡ ብረፈርንድም 99.8% ብምምራጽ ክታሙ ዘንበረሉ ምዃኑ፡ ታሪኻዊ ጐዕዞ ክዝከርን ክዝንተዎን ቀንዩ፡፡ Read more
08/10/2020 11:52 AM
Annual Conference of Bayto Yiakl U.S.A.
ባይቶ ይኣክል ሕመኣ፡ ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መስከረም 2020፡ “ውሁድ ስራሕ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ቀዳማይ ኮንፈረንሱ ብመንገዲ ኢንተርነት ኣካይዱ። እዚ ጉባኤ (ዋዕላ`ዚ) ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ይኹን ካልእ ግዱስ፡ ብቐጥታ ተኻታቲሉዎ ኢዩ። እዚ ዝስዕብ እምበኣር፡ ዝርዝር ናይ ቪድዮ ጸብጻባት ኢዩ። ኣዝዩ እዋናዊን ኣገዳሲን ስለዝኾነ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክመሃረሉ ዝኽእል ትሕዝቶ ኢዩ።
1ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 2ይ ክፋል (Sep 2020)፡
3ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 4ይ ክፋል (Sep 2020)፡
5ይ ክፋል (Sep 2020)፡ 6ይ ክፋል (ep 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
المؤتمر الأول لبيتو ياكل بالولايات المتحدة الأمريكية
08/10/2020 11:52 AM
ናይ ሰንበት Sunday, 04 October 2020፡ ዕዱምና፡ ናይ ከተማ ኦክላንድ (ሕመኣ) ኣባል ቤትምኽሪ ንምዃን ዝወዳደር ዘሎ ሕጹይ፡ መንእሰይ ሜሮን ስመዳር ኢዩ። ኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 04 October 2020, our invited guest is Mr Meron Semedar, an Eritrean Diaspora Politician who is campaigning to become a member of Okland City Council (USA). Please join us in our panel discussion to support Meron Semedar campaign for Oakland City Council."
1ይ ክፋል (04 Oct 2020)፡ 2ይ ክፋል (04 Oct 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
08/10/2020 11:52 AM
7ይ ዓመት ዝኽሪ ላምፓዱሳ፡ ህልቂት ኤርትራዊያን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ
Remembering the 7th year of Lampadusa loss of Eritreans in the Mediterranean Sea.
ናይ ቀዳም Saturday, 03 October 2020፡ ዕዱምና፡ ኣቶ ረዳእዝጊ ተስፋይ ሓጎስ ኢዩ። ኣርእስቲ ዘተና፥-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
08/10/2020 11:52 AM
ኣነስ ይኸብደን`ዩ ክዝክሮ፡
ክኸስስዶ ንተፈጥሮ፡
ዋላስ ንዲያብሎስ ከዋጥሮ፡
እዚ ክኸውን ዝገበሮ። Read more
08/10/2020 11:52 AM
Bayto Yiakl London public meeting
اجتماع عام لحراك كفاية فرع لندن
ጸብጻብ ዓመታዊ ኣኼባ ምንቅስቓስ ይኣክል ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ። Video Report;-
08/10/2020 11:52 AM
1ይ ክፋል (02 Oct 2020)፡ 2ይ ክፋል (02 Oct 2020)፡
03/10/2020 23:55 PM Updated
7th Rememberanse Day of 369 Eritreans perished in the Sea of Lampedusa, on 03 October 2013
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |