Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Google search here:
News-
EHPN -
EHPN -
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Radio channels ራድዮ
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
BanaMentalHealth ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites ካልኦት ኣገደስቲ
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Everyday Low Prices
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
መጻሕፍቲን ሕትመታትን
Books & Publications
Promote your Eritrean Publications here, FREE.
ኤርትራዊ ፍርያት መጻሕፍትኹም ኣብዚ ብናጻ ኣላልዩ።
Eritrean historical literature & Books ታሪኻዊያን መጻሕፍቲን ሕትመታትን ኤርትራውያን
Africa World Press & Red Sea Press ሬድ ሲ ፕረስ
Portal to Eritrean Cultural Products
ትርጉም ብ`ነጋሽ ኣስፍሃ (Negash Asfaha)
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
+47-
FaceBook:-
https://www.facebook.com/negash.haile.37
ትርጉም ብ`ነጋሽ ኣስፍሃ (Negash Asfaha)
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
+47-
FaceBook:-
https://www.facebook.com/negash.haile.37
ደራሲ፡-
እስጢፋኖስ ገ/ሚካኤል ተመልሶ
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
0047 96661436
FaceBook:-
Website/Blog:-
ሮዛን ሰሌን
ደራሲ፡-
እስጢፋኖስ ገ/ሚካኤል ተመልሶ
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
0047 96661436
FaceBook:-
Website/Blog:-
ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ምድረ-
ጽንኩር ቃልሲ፡ ንሓርነትን ደሞክራስን
E.L.F. In the Afar Baro
Hard fight for Freedom & Democracy
—-
Tesfamicael Hagos
Bürgistr.20 34125 Kassel Deutschland
E-
Tel. 0049-
Mobi. 017621433812
Tesfamicael Hagos 2019 Germany
By Dr. Andebrhan Woldeghiorgis
ደራሲ፡-
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
00251-
FaceBook:-
Website/Blog:-
ታ ሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ
ደራሲ፡-
ብመም. መረጌታ ብርሃነ ተስፋማሪያም
ኢመይል፡-
weledo.eritrea@gmail.com
ደራሲ፡-
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
FaceBook:-
Website/Blog:-
ደራሲ፡-
ኢመይል፡-
ተለፎን፡-
FaceBook:-
Website/Blog:-
16/11/2014 12:13 PM
27/04/2015 23:34 PM
ንታሪኻዊ ኣመዓባብላን ኣጠቓቕማን ቋንቋ ትግርኛ ዝምልከት ኣገዳሲ ኣስተምህሮ
16/12/2017 08:25 AM
ዝኾነ ኤርትራዊ ካብ ጊዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ሃገሩ እናተማህረ፡ ከምኡ።ውን ኣብ ዘበነ ቃልሲ ብረቱ ኣልዒሉ እናተቓለሰ እንከሎ ዘሕለፎ ተጋድሎ፡ ኣንጻር ጸላእን ሓድሕድ ውግኣትን፡ ካብ ዘካየዶ ቃልሲ ዝቐሰሞ ተሞኵሮን፡ ጸኒሑ'ውን ኣብ ስደት ካብ ዘሕለፎ ናብራ ዝቐሰሞ ትምህርትን፡ ነዚ ኩሉ ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ሃገሩ ብዘካየዶ ዘይሕለል ጻዕሪ፡ ነቲ ዝነበረ ከቢድ ዕንቅፋታትን ሽግራትን በታቲኹ፡ ሕቶ ሃገራዊ ነጻነቱ፡ ቅድም ብሓይሉ ጸኒሑ'ውን ብመንገዲ ርእሰ-
መጻኢ ወለዶ፡ ቀደም እንታይ ከም ዝነበረ ንክፈልጥ ይሕግዞ እዩ ብምባል፡ …… እቲ ኣብ ቃልስን ስደትን ዝረኣኹዎን ዝተዓዘብኩዎን፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ተመኵሮ ምስ ናይ ትንሳአ ተመሳሳሊ ብምዃኑ ከም ታሪኽ ብጽሑፍ ንክቐርብ ኣገዳስነቱ ስለዝተራእየኒ እዩ ክሸባሸብ ዝጀመርኩ። [ቃል ደራሲ]
ደራሲ መጽሓፍ፡ ትንሳአ፡ ሓርበኛ ዘርኡ ኪነስላሴ፡ ብመንገዲ መርበብ ስኒትና፡ ንኹሉ ኣንባቢ ክትዝርጋሕ ምፍቃድካ፡ ብስም በጻሕቲ መርበብ ስኒትና.ኮም ዕዙዝ ምስጋና ይብጻሕካ። ከማኻ ድማ ይብዝሑ ንብል። ንኹልኹም በጻሕቲ መርበብና ድማ ሰናይ ንባብ! [ቃል ስኒትና] .. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
19/06/2018 20:25 PM
History of Eritrean Liberation Struggle
From Veteran Ibrahim Totil’s book
[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]
Part-
Part-
04/05/2018 00:46 AM
ገዲም ሓርበኛ ዓሊ መሓመድ ሳልሕ፡ ካብ ጊዜ ሓራካ ጀሚሩ ዝተጋደለ፡ ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ ኢዩ። "ተዘክሮታትን ታሪኽን -ሓፍ'ዚኣ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዓረብኛ ተሓቲማ ነይራ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ ኢያ ቀሪባትልኩም ዘላ።
ንዕምቆትን ትሕዝቶን ናይታ መጽሓፍ ኣመት ንምርካብ፡ ኣብ እዋን ምልላያ ዝተገብረ ጽምብል፡ ኣብዚ ጠውቑ። ነፍሲወከፍ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን፡ ነዛ መጽሓፍ ወኒኑ ከንብባ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ድማ፡ ሕሉፍ ታሪኽ ሓርበኛታት ኣያታቱ ክመሃረሉን ክውንኖን ስለዝግባእ፡ ነዛ መጽሓፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብብዙሓት ሰነድቲ ታሪኽ ኤርትራውያንን ሓርበኛታትን ድሮ ተሓቲሙ ዘሎ መጻሕፍቲን ናይ ቭቪድዮን ድምጺን ሰነዳት እውን ክከታተሎ ከምዝግባእ፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-
04/02/2019 23:54 PM
ብዙሓት ግዱሳት፡ መጽሓፍ ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ ብኸመይ ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ክትሓቱ ምጽናሕኩም ዝፍለጥ ኢዩ። እነሆ እምበኣር፡ ኣብ ኤውሮጳ ተሓቲማ ተዳልያትልኩም ኣላ። ኣብ ቀረባኹም ዘሎ ኣከፋፋሊ መሪጽኩም ብምውካስ ክትዕድጉ ትኽእሉ። ኣብዚ ጠውቑ።
ሰናይ ንባብ ይግበረልኩም።
28/06/2019 05:09 AM
A dangerous journey across the desert driven by fear of death.
Email: berhane1234@hotmail.co.uk
Contact Tel: +44 (0) 7508 327 880
ABOUT THE AUTHOR:
I came to the UK as a refugee following a harrowing journey across the desert. My story tells of the dangers I encountered and lessons I learnt along the way. It tells of survival in the desert and mountains.
I successfully travelled the Sahara desert to eventually live my life in the UK where today I live with my family.
ABOUT THE BOOK
My true story reveals the difficult journey that refugees are making every single day. This book gives an insight into my personal experience escaping from Eritrea to Sudan on to Libya and from there to the UK. Buy
28/06/2019 05:09 AM
“ኣባላት ጉጅለ 15 ብጥንቃቐ ዝተታሕዘን ጣልቃ ሰራዊት ዘይብሉን ዓይነት ምንቅስቓስ ክኸ
ውን ኣለዎ ተባሃሂሎም ”
መንእሰይ ሳምሶን ሰሎሞን ደራስን ተጣባቒ መሰልን'ዩ።፡ አብ ዝተፈላለየ ቦታታት እናኸደ ንመንእሰያት ሰሚናራት ዝህብ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት እናተኸታተለ መጻኢን አብ’ዚ ዘሎ እዋንን ከመይ ክመስል ከምዝግብኦን አስተምህሮታት ዝህብ ዘሎ ንጡፍ መንእሰይ’ዩ፡፡ ናይ ሎሚ ዘተና፡ ብዛዕባ ‘ርስቲ ጉጅለ 15’ መጽሓፉ’ዩ። (ቃለመጠይቕ ምስ SBS Radio: 04-
19/05/2019 23:51 PM
ብኣኽባሪ ሕግን ደራስን ኤርትራዊ ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)
Tel: +44 (0)7956 548581
[BBC Tigrinya 19-
ሓደ ሕብረተሰብ ኣብ ኩሉ መዳያት ህይወት፡ ካብ ተመኩሮኡ እናተማህረ፡ ንጸገማቱ እናሰዓረ፡ እዩ ዝዓብን ዝቕጽልን -
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ኤርትራ ኣኽባሪ ሕጊ ኮይኑ ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ " ምምልላእ -
መጽሓፍ ንምዕዳግን ዝያዳ ንምፍላትን ኣብዚ ጠውቑ።
ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዕላትን
(International Conventions)
ኤርትራ ( ድሕሪ ናጽነት -
ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን
(ብጉጅለ-
ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ -
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
Historical Documents
related to Eritrean Culture
ንታሪኽን ባህሊን ኤርትራ ዝገልጹ
ያታዊያን ጽሑፋትን ሰነዳትን
ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ -
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
You are free to promote your books and publications here.
Here you will find Books on Eritrea; books authored and published by Eritreans and non-
Any one who wants to advertise their publications or books here are free and can contact us here.
In order to facilitate speedy communication between our audience and your-
We welcome any voluntary contributions to help us cover our Internet expenses. Should you wish to contribute, please send your donation by PayPal or Credit card, by clicking the “Donation” button at the bottom of this page. Many thanks for your help.
ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ዝምልከት መጻሕፍቲን ሕትመታትን ዝርዝር ክትረኽቡ ትኽእሉ። ዕላማ ናይዚ ድማ፡ ብኹሎም ኤርትራውያንን ዘይ-
ዝኾነ ግዱስ፡ ፍርያት ስርሑ፡ ዝደረሶ ጽሑፋት፡ ኣብዚ ገጽ’ዚ ክወጸሉ ዝደሊ ሰብ፡ ብናጻ ከነውጽኣሉ ንኽእል ኢና። በዚ ጠዊቕኩም ክትውከሰና ድማ ይከኣል።
በጻሕቲ ወብሳይትና፡ ተመሊሶም ንፍርያትኩም ክውከሱ ወይ ክዕድጉ መታን ክኽእሉ፡ ምስቲ ዝለኣኸልና ሓበሬታ፡ ናትኩም ስም፡ ኢመይል፡ ከምኡው’ን ተለፎን የድሊ። ወብሳይት ወይ ብሎግ ምስዝህልወኩም ድማ፡ ናቱ ቀለቤት (link) ምስናይ፡ ሓጋዚ ኢዩ።
ናይ ኢንተርነት ወጻኢታት ናይዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ንምሽፋን: ዝኾነ ይኹን መጠን ገንዘብ፡ ወለንታዊ ወፈያ ንምግባር ምስ እትደልዩ፡ ብ’ፐይፓል (PayPal) ወይ ብካርድ ንምኽፋል
ስለ ወፈያኹም ድማ ደጊምና ነመስግን።
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |