|
|
31/05/2021 22:50 PM Updated
Happy 30th Eritrea Independence Day!
بمناسبة الذكرى ال30 للاستقلال عيد استقلال سعيد ارتريا
Press-
መግለጺታት፡ ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመተ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/05/2021 22:50 PM
መስርሕ ምዕኳኽ ውልቀ መላኺነትን ምስግጋር ናብ ዲሞክራሲያን
Stages of Development of Dictatorship and the Transition to Democracy.
مراحل التطور للديكتاتورية والانتقال إلى الديمقراطية.
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/05/2021 22:50 PM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ ሳይታት ሎሚ ‘’ መን እዩ ብልቡ ንሃገር ዘፍቅር ‘’ ዝብል ኣርእስቲ ከነልዕል ዝደረኸና፤ ኣብዚ ህሞት’ዚ በቢ ዓይነቱ ዘረባን ሓሳብን፣ ብስም ሃገርን ህዝብን ኤርትራ፡ ክማልኦ ዘለዎ ቃልስን ዝምድናታትን ዝስማዓሉ፣ ኣብ ምውሳእ ዝርኣየሉ እዋን ፣ ብኑጹርን ጉቡኡን ብዛዕባ ሃገርን ሃገራዉነትን ፣ ኣብ ፍትሒ ዝተሞርኮሰ ስርዓተ ሕጊ በቒዕናዮ-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/05/2021 22:50 PM
ቁጠባዊ ምጉናይ ሕብረተሰባት፡ ከም ቀንዲ መሰረት ዲክታቶርነትን፡ ማሕንቖ ንዲሞክራሲያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራን።
التهميش الاقتصادي للمجتمعات كأساس رئيسي للديكتاتورية وعائق في الانتقال إلى الديمقراطية في إريتريا.
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/05/2021 22:50 PM
Seminar by Dr Gebre Gebremariam.
ሰሚናር ብ`ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ 30 May 2021
ዶር. ገብር ገብረማሪያም ብዛዕባ ህልው ኩነታት ኤርትራን ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳይ ኤርትራን ሰፊሕ ትንታነ የቕርብ። ህልው ኩነታት ኤርትራ ውጺኢት ሕምቀት ናይ ንፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን ምዃኑን፡ ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳያት ኤርትራ ጸገማት ከምዘሎን፡ ዶር. ገብረ ኣብ ትንታነኡ ብምንጻር፡ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ደምበ ፍትሒ ካኣ ብፍላይ ካብ ሕልፍ ሕመቑን ጌይጋታቱን ተማሂሩ ሃገሩ ኣብ ምድሓን ዓቲቡ ንቃለስ ይጽውዕ።። Read more
29/05/2021 23:53 PM
ብዙሕ ዝገጻቱ ምዕብልና ጉዳያትን ክዉንነትን ሃገርና
Multi-
Our guest is: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.
Part-
Part-
28/05/2021 20:58 PM
ERITREANS IN THEIR STRUGGLE FOR UNITY AND INTEGRITY.
Unity is defined as “the state of being at one with someone.” It is “the state of joining together as a whole.” While integrity is defined as “the state of being whole and undivided.” It is “the quality of being honest and having strong moral principles.” It has been observed that we, Eritreans, seem to be quick to disagree before we even put an effort to agree. We seem to like to talk before we attempt to listen.. Read more
28/05/2021 20:58 PM
ኣብዚ ቅንያት እዚ ኣብ መንጎ ሓይልታት እስራኤልን ህዝቢ ፍልስጤምን ተውሊዑ ዘሎ ግጭት በቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ቦታታትን ኣብ ሓይ ኣልጃራሕ ዝብሃል ብሓይሊ ብሙስጋግ ቤርገስ ፍልስጤማውያን ካብ ገዛውቶም ዝጀመረ ኮይኑ፡ ፋሽሽታዊ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ፍልስጤም ዘይሙዕሩይ ኩናት ኣዊጁ ኩሉ ዕጥቁን ስንቁን ኣብዚ ኩናት ብምስላፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ህዝቢ ፍልስጤም ናይ ዓይንብለይ ኩናት የካይድ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ትሕቲ ቅርጽን ቆልዓ ሰበይትን ኣብ ምጽናት ተጸሚዱ ኣሎ። ህዝቢ ፍልስጤም በቲ ዉሑድ ዓቅሙን ተቃወምቲ ደቁን ኒሕ ትዓጢቁ ክሳብ ሕጂ ናይ ህላወ ጅግንነታዊ መስተንክር ብምስራሕ ነቲ ጎብለል እየ ዝብል ሰራዊት እስራኤል ከም ዘንሳሕብ ገይሩዎ ይርከብ። Read more
28/05/2021 20:58 PM
Bi-
WHO WILL STOP ERITREA’S DEFIANT PETTY DICTATOR FROM DOING FURTHER HAVOC?
The 30-litically, economically, socially and even morally by the deeds and misdeeds of a successful designer of many things evil: its own petty dictator Isaias Afeworki, whose extended schemes can be traced all
over the region. These include the manifest acts of destruction and dismantlement of Ethiopia, starting with its northern region of Tigray. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
28/05/2021 20:58 PM
ኣያና ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን፡ ኣብ መበል 98 ዓመት ናይ ጸጋ ዕድመ፡ ብዕለት 21 May 2021 ዓሪፉ።
1. ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ካብ ወላዲኡ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ውላዲቱ መብራት ደጊያት ኣደም ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣውራጃ ሰራየ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብዞባ ደቡብ ዝፍለጥ ተወሊዱ ዝዓበየ ኣቦ ሹዱሽተ ኣርባዐተ ደቂ ታባዕትዮ ክልተ ኸኣ ደቀንስትዮ እዮም።
ኣልሓጅ ኣሕመድ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ንኡስ ዕድሜኡ ኣትሒዙ ትኩር ኣዝዩ ትምህርቲ ዝፈቱ ደላይ ጽቡቕ ጻዕረኛ ስለ ዝነበረ ናይ ነዊሕን ሓጺርን ጉዕዞ ሂወቱ ብንጹር ጠመተኡ ክብገስ ከሎ፡ ካብዚ ክውንነት ተበጊሱ ልዑል ደረጃ ትምሃርቲ ወዲኡ ኣብ ቋንቋታት ዓረብ ጥልያን እንጊሊዝ ካልእን ምስ ቋንቃ ኣደ ትግርኛ ደሚርካ ብጉብእ ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዝራብን ኣዝዩ ዝነኣድ ዓቕሚ ብምውናን ኣብቲ ዝጀመሮ ንግዳዊ ንጥፌታቱ ብደረጃ ናይ ዓለም ክዋዳደር ከም ዝኽእል ብነፍሰ ምትእምማን ከም ዘረጋገጾ ውን ይፍለጥ። Read more
17/05/2021 01:22 AM
መእተዊ
ኣብ ዝስዕቡ ክልተ ሳምንትታት ብዛዕባ ጉዕዞ ምህናጽ መንግስቲ ስደት ዝምልከቱ ጽሑፋት ንሃገራዊ ልዝብ የቕርብ ኣለኹ። ህልዊ ጽሑፍ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ሞዴላት ሃገራዊ ስምረት ክሳብ ህንጸት መንግስቲ ኣብ ስደት ዘብጽሑን፡ ናብ ጉባኤ ዘምርሑ ስጉምታትን ይዝቲ። ካልኣይ ጽሑፍ፡ ብሰልፍና ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝቐረበ ዛዕባ መንግስቲ ስደት ክኸውን እዩ። ስልሳይ ጽሑፍ ብዛዕባ Road Map ክኸውን እዩ። ራብዓይ ድማ ብዛዕባ Strategy of Self-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
17/05/2021 01:22 AM
“ ካብ ምህሮስ የእምሮ “ ዝብል ምስላ ወለድና ብምዝካር ነዚ ኣብዚ እዋናት እዚ ዝዝርጋሕን ዘዛቲ ዘሎ ኣርእስቲ ጉዳያት ሃገር ፍታሕ ይኸዉን ኢሎም፣ ዘቕረብዎ ጉዱሳት ኤርትራውያን፡ ንዓና’ዉን ስለ ዘተሓሳሰበና፣ ጥራይ ዘይኮነስ ንናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር ምቅላስ ጥራይ ክትስዕሮ ስለ ዝካኣል ብምባል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዝተማሳስለ
ጹሑፍና ኣብ “ ዕርቅን ፍትሕን፡ መዋጽእ ንመጻኢ’’ እለት 24-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
17/05/2021 01:22 AM
Eritrean youth: democratic change, challenges and opportunities.
መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን፡ ዘጋጥሙዎ ብድሆታትን
الشباب الإريتري: التغيير الديمقراطي ، التحديات والفرص.
Presented by: Mr Samson Solomon &
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
12/05/2021 23:12 PM
ሓበሬታ ብዛዕባ ኣብዚ ወርሒ ጉንቦት 2021 ዝካየድ
(Eritrean Mass Movement in London):
MAY 2021 ELECTION ANNOUNCEMENT
Watch video here (ናይ ድምጺ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ)።
12/05/2021 23:12 PM
Happy Eid'l Ramadan! EID Mubarak!
ዒድ ሙባረክ! ሕጉስ ዒድ ንኹልና!
05/05/2021 18:27 PM Updated
Take a sigh -
Part-
02/05/2021 23:25 PM
Seminar in Hiwar (ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት)
02/05/2021 23:25 PM
ርሑስ በዓለ ትንሳኤ ይግበረልና!
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |