This free script provided by
JavaScript Kit
31/05/2021 22:50 PM
ኩነታት ህልውናና ውጺኢት ሕምቀትና
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
ዶር. ገብር ገብረማሪያም ብዛዕባ ህልው ኩነታት ኤርትራን ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳይ ኤርትራን ሰፊሕ ትንታነ የቕርብ። ህልው ኩነታት ኤርትራ ውጺኢት ሕምቀት ናይ ንፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን ምዃኑን፡ ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳያት ኤርትራ ጸገማት ከምዘሎን፡ ዶር. ገብረ ኣብ ትንታነኡ ብምንጻር፡ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ደምበ ፍትሒ ካኣ ብፍላይ ካብ ሕልፍ ሕመቑን ጌይጋታቱን ተማሂሩ ሃገሩ ኣብ ምድሓን ዓቲቡ ንቃለስ ይጽውዕ።
Share with friends:
See also recent articles and Seminars by Dr. Gebre Gebremariam
ካልኦት ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-
Share with friends: