|
|
31/10/2021 23:58 PM
ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ጳጳስ ዲበ ኩሉ ኣህጕረ ስብከታት ቤተ-ረባ እዋን፡ ካብቲ ዝነብርሉ ኣመሪካ ተበጊሶም ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ መንፈሳዊ ዑደት ከካይዱ ናብ ለንደን ኣብ ዝመጽሉ፡ ናብ ስትድዩ ቢቢሲ ብምምጻእ ብዛዕባ ኩነታት ካብ መዓርጎምን መዝነቶም ዝተኣለዩ መበል 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣቡነ ኣንጦንዮስን ኩነታት እታ ሃገርን ቃለመሕትት ኣካይዶም ነይሮም። Read more
31/10/2021 23:58 PM
the Eritrean Relief Association -
To the Eritrean Struggle for Independence.
ኣስተዋጽኦ ማሕበር ረድኤት ኤርትራ (ማ.ረ.ኤ.)፡
جمعية الاغاثة الارترية (ايرا) واسهاماتها في نضال الشعب الارتري من أجل الاستقلال
ኣቶ/ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ Mr. Paulos Tesfagiorgis
Mr. Paulos Tesfagiorgis is a Constitutional Lawyer; he was Chairman of ERA.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
31/10/2021 23:58 PM
the Akria Peoples’ Resistance.
ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፍታት፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዲያስፖራ፡ ንደገፍ ናይቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያን ናዕቢን።
Eritrean Diaspora Demo Reports, in Support of Erireans protest inside Asmara, on 31 Oct 2017.
24/10/2021 23:06 PM
ናይ Sunday 24 October 2021 show መደብ
ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?
Our past history and its impact on the current issues of Eritrea?
Dr. Mussie Tesfagiorgis ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡
ዕለት Sunday, 24 October 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ ፕሮፈሶር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማኒቶባ፡ ኢዩ ክኸውን። ናይ ዘተ ኣርእስትና፦ "ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?" ዝብል ኢዩ።
Our Voice of Eritrea guest on Sunday, 24 October 2021 is Dr. Mussie Tesfagiorgis. Our discussion topic is: "How much impact does it have our past history to the current issue of Eritrea?" Dr. Mussie Tesfagiorgis is a professor at the University of Manitoba.
Part-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
23/10/2021 20:06 PM
ንሕልናና ከምቲ ዝግብኦ ይትንክፈና ወይ የሳቕየና ኣሎ?
በዚ ሕቶ ክንብገስ ዝደረኸና ዕለታዊ ዝካየድ ዘተን ዘይውዳእ ሞጎትን ስነ ሞጎትን ንስቅያት ህዝብናን፣ ምፍራስ ልእላውነት ሃገርና ከም ክዉንን ልሙድን ተግባራት ወይ ተርእዮ ተወሲዱ፡ ኣብ ክንዲ ንመፍታሒኡ ዝኸዉን ግብረ ስርሓት ምውሳን፣ ኣካደማዊ ዝኾነ ፖለቲካዊ ሞጎትን ስነ-
ኢና ደኣ ንህዝብናን ሃገርናን ንዋሳእ ንዝብል ሕቶ፣ መልሲ ዘይረኸብናሉ ስለ ዝኾነ ደምበርዶ ! ብሓቂ ንቓልሲ ቁሩባት ኢና ? ዝብል ወኸሳ ክመጸካ ግድን ይኸዉን። Read more
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
23/10/2021 20:06 PM
Press Statement, 19 October 2021
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት (መ. ኤ. ኣብ ስ)
መቕድም
ኣብ ኣጋ መፈጸምታ 2002 ዓ.ም.ፈ ሃገራት ኢትዮጵያ ሱዳን ምስ የመን፡ ንኤርትራውያን ተቛወምቲ ውድባት ብደረጃ መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ዝሕግዝዎም ኣበሰሩ። ብሸነኾም ተቛወምቲ ሓይልታት ዳርጋ ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ኣኼባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምስልሳል ኣብ Eritrean National Alliance ዝተባህል ጽላል ተጠርነፉ። ድሕሪኡ ዝተጠቕሱ ሃገራት ኣብ ከመዘልማድ ሰንዓ ፎሩም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስምምዕ ተፈራረሙ። ከም ደምዳሚ ስጒምቲ ድማ ጥርኑፋት ተቓወምቲ ውድባትን ሰንዓ ፎርምን ኣብ ግብራዊ ስራሕ ኣተዉ። እንተዀነ ግን ክምቲ ዝድለ ኣይተተግበረን። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/10/2021 23:55 PM
ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ኤስደለ (17 ጥቅምቲ 2021)
ኣብ ትሕቲ ባርነት ህግደፍ ትሳቐ ዘለኻን ኣብ ወጻኢ ብሻቕሎት ሃገርካን ህዝብኻን እትሳቐ ዘለኻን ህዝቢ ኤርትራ፡
ዝኸበርኩም ናይ ፖለቲካውን ሲቪካውን ተቓለስቲ ኤርትራ።
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኢትዮጵያ ከኣ ብፍላይ ብዂናት ኣብ እትሕመሰሉ ዘላ እዋን፥ ፋሺሽታዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ብዝጸንሖ ጽልእን ቅርሕንት ኣብ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእትዩ ኣሻሓት ኤርትራውያን ዜጋታትና ኣደዳ ሞትን ሞቕሰልትን ኣብ ዝኾኑሉ ዘለዉ እዋን፥ ደንበ ተቓውሞ ከኣ ኣብዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ብመርገጽ ተፈላልዩ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ ማእከላይ ሽማግለና ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዕለት 16-
19/10/2021 23:55 PM
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/10/2021 18:59 PM
To: His Excellency Mr. Filippo Grandi
High Commissioner, UNHCR, Geneva
Subject: An Appeal for the Protection of Eritrean Refugees in Libya. Octobet 13, 2021
The Eritrean Political Forces are deeply concerned of the wellbeing and safety of the Eritrean refugees in Libya. As it has been widely reported in the international media, Eritrean, and other African refugees, that include many women and children, have been put in great danger by the recent violence that has been perpetrated on them by the Libyan militias and government authorities. It has been reported that Libyan authorities have been rounding up and indiscriminately arresting the refugees under horrible conditions. It has also been reported that thousands of refugees have been put in detention camps and some refugees have been killed by the Libyan authorities during the roundup....Read more
18/10/2021 18:59 PM
An Open Letter to H.E. Filippo GRANDI, United Nations High Commissioner for Refugees
Case Postale 2500 CH-
Excellency, Filippo GRANDI
Red Sea Afar Human Rights Organisation along with the undersigned civil society organisations, are writing to express our grave and deep concern about the deteriorating security, humanitarian, and human rights situations, as well as the safety and well-
17/10/2021 23:55 PM
ናይ Sunday 17 October 2021 show መደብ
ሰላም ክቡራት ተኽታተልቲ መደባትና! ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-
Part-
14/10/2021 11:28 PM
A 100 years struggle of the people of Eritrea,
Presenter: Memhr Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 16 of October 2021 ርእሰ-ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ንምዕዋት?" ዚብል ኢዩ። ኣቕራቢ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
On Saturday 16 of October 2021, our Discussion Topic is "A 100 years struggle of the people of Eritrea, What to Achieve?" Presenter: Memhr Zeru Gebreyesus.
ፈነወ ዝጅምረሉ ወትሩ ቀዳም (Every Saturday):
Melbourne: 6:00am | Asmara: 11:00pm | Berlin: 9:00pm | London UK: 8:00pm | Ontario: 4:00pm | NY: 4:00pm |
14/10/2021 11:28 PM
The journey of Nationhood of the State-
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam.
Part-
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/10/2021 21:19 PM
ብጠቕሲ ናይ ሊቅ ኤማኑኤል ካንት( Emmanuel KANT) ክንከፍቶ ኣገዳሲ ኮይኑ ይርኣየና፡፡
ሰብኣዊ መበገሲ ደቂ ሰባት፣ ካብ ተፈጥራዊ ሽግር ወይ ጸገማት ከምልጥ ኣይካኣልን እዩ። ስለምንታይስ ንሱ ዝፈጠሮ ዘይኮነስ ባህርያውን ተፈጥራዉን ብምዃኑ መጠን፣ ንምቅላሱ እንተዘይኮይኑ መሰረታዊ ፍታሕ ክርከበሉ ካብ ጻዕሪ ሓሊፉ ን-
እዚ ጠቕሲ ናይ ካንት ነዚ ናትና ሃለዋትን ን-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/10/2021 23:54 PM
ብዝዕባ ኣብ ሊብያ ተኸሲቱ ዘሎ ምእሳር ስደተኛታት።
An urgent call to “STOP DEPORTATION “and” IMMEDIATE RELEASE” of all Eritrean Refugees in Libya.
From Eritrean community in diaspora organized under Global Yiakl Movement (GYM),
Dear: Madam/Sir.:
We, the Eritrean community in diaspora organized under Global Yiakl Movement (GYM) representing eleven
countries call for an immediate release and stop the deportation of Eritrean refugees in Libya. We are writing this letter because it has come to our attention that the Libyan authorities have conducted a raid and a crackdown of migrants that includes Eritrean refugees. Our reliable sources claim among the detainees are pregnant women and at least 155 minor children. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/10/2021 00:46 AM
8th Remembrance Day of 369 Eritreans perished at the Sea of Lampedusa, on 03 October 2013
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/10/2021 00:46 AM
Discussion on Suicide Prevention
By Eritrean Healthcare Professionals Network
Samrawit Medhanie (PhD(c), in Psychology, MS in Marriage & Family Therapy.
Dr. Zerabruke Gebremariam (Psychiatrist & Neurologist.
Moderated by: Luwam Gebremichael (RN, BSN, PHN)
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
03/10/2021 00:46 AM
ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል ካብ ሕ.መ.ኣ (USA)
ሕዱር ሕማም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንታይ ምዃኑ ከይተፈልጠ ብውሽጢ ውሽጢ ንነዊሕ ግዜ ምልክታት ክህብ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር 2020፡ ምስ ክስተት ወረራ ክልል ትግራይ ተጋሂዱ። እቲ ሕማም ብምንሽሮ ክምሰል ዝክኣል ምብሓት ወይ ምግባት ስልጣን ኣብቲ ዞባ ዘሎ ህርፋን ፍጹም ስልጣን እዩ። እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ(protagonists)፡ ኣብ ውሽጢ ኢሂወደግን ህግደፍን ተጸፊዮም ዝጸንሑ፡ ምሁራት ኣምሓራን(Amhara elites)፡ መራሕቲ ወያነን፡ ምሁራት ኦሮምያን(Oromo Elites)፡ መራሕቲ ህግደፍን ዝሓቖፈ እዩ። ብንጹር ንምርዳኡ፡ ኣምሓራን ኦሮሞን ብመራሒ ሰልፊ ብልጽግና ወኪሎም ዶክ ኣቢይ፡ ህግደፍ ብወኪሎም ወልቀ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
02/10/2021 23:55 PM
ኤርትራ ኣብ ቀጻሊ ኲናት ኢትዮጵያ ምጥሓላ እንታይ ንምዕዋት? ንረብሓ መንከ?
ኣቕራቢ፡-
Eritrea bogged-
Guest: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.
02/10/2021 17:21 PM
In loving Memory Of Mrs. Amleset Ogbamichael Beyn
07 January 1944 -
ክብርቲ ኣዴናን ሓውትናን ኣምለሰት፡ ካብ ኣቦኣ ዑቕባሚካኤል በይን፡ ካብ ኣዲኣ ወይዘሮ ለተብርሃን ገብረ፡ ኣብ ዕለት 07 ጥሪ 1944 ኣብ ዓረዛ ኣውራጃ ሰራየ ተወሊዳ። ዓቕመ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |