Reflections on 29th Eritrea independence day

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

31/05/2020 23:53 PM Updated

ርሑስ መበል 29 በዓል ናጽነት ኤርትራ
Happy 29th Eritrea Independence Day!
عيد إستقلال مجيد

Reflections on 29th Eritrea independence day

Reflections and memories on the ocasion of 29th Eritrea independence day. ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ብኣጋጣሚ መበል 29 ዓመተ-ናጽነትና!

ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ! ብኣጋጣሚ መበል 29 ዓመተ-ናጽነትና!

ኣብዚ ገጽ`ዚ፡ ነዚ ክቡር ዕለት`ዚን ንዝሓለፈ ረዚን ታሪኽናን፡ ንመጻኢናን ዘንጸባርቑን ዝእንፍቱን፡ ዝተፋላለዩ ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ካብ ዝተፋላለዩ ምንጪታት እናመረጽና፡ ኣቕሪብናልኩም ኣሎና። በብዕለቱ፡ ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ`ዚ እናተወሰኾ ክኸይድ ስለዝኾነ፡ ተማላሊስኩም ክትከታተሉዎን፡ ንምህብታሙ ዝሕግዝ ሓበሬታን ለበዋን እንተሎኩም`ውን ኣብዚ ጠዊቕኩም፡ መልእኽቲ ክትሰዱልና ከምእትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ሰናይ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና!

ትማሊ ንናጽነትና፡ ሎሚ`ውን ንሓርነትናን መሰልናን፡ ሓቢርና ደው ምባል እዋኑ ይሓተና`ሎ።

መርበብ ሓበሬታ ስኒትና


ATV:መግለጺ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ባይቶታት ይኣክል


ATV: መልእኽቲ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ


አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ
(Voice of beserat)

እዚ ታሪኻዊ ቃል ማሕተት ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት 2020 ኣብ መዓልቲ ነጻነት ዝፍኖ ዘሎ ቃለ ማሕተት ። እዚ ኮሪዕና ክነስተማቅሮ ዝግባእ ነጻነት ናብ ባርነት ዝተቀየረሉ መኽንያት መፈለምታ ውልዶ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ መዓስን ክመይን ክም ዝፈለመ ዝገልጽ ጭልፋ ተረክቦታት ኢዩ ። ብሓደ ሽነኽ ዝኽርን መብጽዓ ስውኣትና ንምዕቃብ ብኻልእ ሽነኽ ድማ ንዝመጽእ ወለዶ ዝመሃሩሉ ውርሻ ንምውራስን ንዘልኣለም ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብር ዝዓለመ ኢዩ ። ብትገዳስነት ክትክታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም ሰናይ ምክትታል።

Part-1:   Part-2:    Part-3:    Part-4:    Part-5:


Eri-TV programmes
ካብ መደባት ኤሪ-ቲቪ


And interview with Amb. Andebrhan Welde Giorgis
on the occasion of Eritrea's Independence Day


ATV: መልእኽቲ ኣቦ ወምበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መዓልቲ ናጽነት - ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)


ENP MEDIA TV - መግለጺ ሰልፊ ትንሳኤ (ናህዳ) መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ 24 May 2020


Reflections on 29th Eritrea independence day
ቢቢሲ ትግርኛ ምስ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓላፊ ክፍሊ ሕክምና ነበር፡ ሕጂ ኣብ ዩኒቨርስቲ ቶሮ ፕሮፌሰር ዓለምለኻዊ ጥዕና፡ ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ፡ዝገበሮ ጻንሒት BBC Interview with Dr. Asefaw Tekeste:  ኣብዚ ጠውቑ (click here)።


ATV: መልእኽቲ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም ብምኽንያት ዕለተ ናጽነት ኤርትራ


ብኣጋጣሚ፡ ጽምብል መበል 29 ዓመተ ናጽነት ኤርትራ፡
ዝኽርታት ስንኩላን ተጋደልቲ፡ ደቀንስትዮ ተጋደልቲ፡ ከምኡውን ገዳይም ካድረታት ካብ ደለይቲ ፍትሒ ውድባት ኤርትራ፡
ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ሕድሪ ጀጋኑና
Reflections and memories on the ocasion of 29th Eritrea independence day.
Guests (ዕዱማት ኣጋይሽ):
Mr. Yohannes Tseggay, Mr Teklu Mehari, Mrs Tirhas Teklay, Mrs Alem Mesfin, Mrs Ellen Haile, Dr Mohamed Berhan, Mr Michael Anday, Mr Biniam Debessay, Mr Antonio Tesfay, Mr Yohannes Asmelash.


ዝኽሪ ዕለተ ናጽነትን ህሉው ክዉንነትን ብገዳይም ተጋደልቲ
Memorries of Independence day and current reality, by veteran tegadelti.


ATV: መልእኽቲ ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ስምረት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: ብምኽንያት ዕለተ ናጽነት ኤርትራ
ዮውሃንስ ኣስመላሽ


ንጉዕዞ ናጽነት!
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ. ኣበድ ተስፋይ


ATV: መልእኽቲ ግዱሳት ሃገራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት


ATV: መልእኽቲ ንቕሎ ኣዴታት ኤውሮጳ ንድሕነት ሃገር ንህዝቢ ኤርትራ


ዕላል ምስ ተጋ. ጽገሃና ዮሃንስ፡
ኣብ ቅንያት ናጽናት ብዛዕባ ታሪኽ ገድሊ ንናጽነት ኤርትራ


ተዘክሮታት ገድሊ ምስ ተጋ. ጎይቶኦም መብራህቱ
ኣብ ቅንያት በዓል ናጽነት


ቃልስን ተሳትፎን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምምጻእ ናጽነት
ዕላል ምስ ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል ከምኡውን ወ/ሮ ሚዛን


ቃል መሕትት ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ


ATV: መልእኽቲ ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ


ATV: መልእኽቲ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ


ERISAT: ቃለ- መሕትት ምስ ተ/ጋ መንግስትታብ ኣስመሮም


ERISAT: ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ተጋዳሊት ሂወት ገብረእግዚኣብሄር
ካብ ገጻት ገድሊ


ATV: ገዲም ተጋዳላይ ኣቡበከር ዓሊ ዓንተር


ERISAT: ዕላል ምስ ተጋዳላይ ተስፋሚካኤል ተኽለብ


Alena Media TV:
ሓባራዊ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ሳራን ዶ/ር ሰላሕን
(Interview with Dr Salah and Dr. Sara)
Part 1 and Part 2


ATV: ዘተ ንዝመጽእ ናይ ምስግጋር መድረኽ -
ምስ ዶር ኣማኑኤል ምሕረታኣብን ዶር ገብረ ገብረማርያምን -
(Part-1 - Part-3)


Erican Yiakl: መበል 29 ዓመት ነጻነት ኤርትራን እንታይነቱን ንህዝብና።


29 ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፡
ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1940ታት
Veteran Tzegai Negash (ተጋዳላይ ጸጋይ ነጋሽ)
(1ይ ክፋል - 2ይ ክፋል)


DimTsi Hafash / ድምጺ ሓፋሽ:
መደብ ከብሒ ታሪኽ - ደጀን ሰውራ
1ይ ክፋል - 5ይ ክፋል


Part-1:   Part-2:    Part-3:    Part-4:    Part-5: ከብሒ ታሪኽ: ምድምሳስ ናዶው እዝ ኣብ ስርሒት ነጥበ መቐይሮ (5ይ ክፋል)  


ERISAT: ዕላል ምስ ተጋዳልይ ዓብዱ ዓብደላ ሱሌማን
ገጻት ገድሊ
(1ይ ክፋል - 2ይ ክፋል)


TV Meley 11 June 2020:
ዕላል ምስ ተጋዳላይ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት)
"ህግደፍን ኣወዳድብኡን ኣብ ዙርያናን ከባቢናን ከመይ ይመስል"
Interview with Veteran Tewelde Habte (Hazet)
1ይ ክፋል - 3ይ ክፋል


Part-1:   Part-2:    Part-3:   


Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: