Placeholder Picture
Placeholder Picture
Building Democracy in Eritrea--a collection of references

03/07/2026 17:57 PM

BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA
A collection of references, conferences and symposiums

by Snitna

Building Democracy in Eritrea--a collection of references, conferences and symposiums

Building Democracy in Eritrea--a collection of references, conferences and symposiums:
ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ዘተኮሩ መወከሲታት፡- ጽሑፋት፡ ዋዕላታት/ኮንፈረንሳትን ሲምፖዝዩማትን፡-

Hello dear visitors to this page!
This page aims to bring together for easy access and reference the publications, studies, conferences and symposia that have been published at various times focusing on Building democracy in Eritrea. Ongoingly, more available information will be added. Therefore, snitna.com encourages you to visit and consult the information on this page. If you have important information that enriches this content, please send it to us (here).

ሰላም ክቡራት በጻሕቲ ናብዚ ገጽ'ዚ!
እዚ ገጽ እዚ፡ ነቲ ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ፡ ኣተኲሩ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ዝወጸ ጽሑፋት፡ እተኻየደ መጽናዕትታት፡ እተኻየደ ኮንፈረንሳትን ሲምፖዝዩማትን፡ ብቐሊሉ ንምርካቡን ንምውካሱን ጠርኒፉ ንምቕራብ ዝዓለመ ኢዩ። ብቐጻሊ ኸኣ፡ ተወሰኽቲ ክርከቡ ዝከኣሉ ሓበሬታታት ክውሰኾ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ተማላሊስኩም ክትበጽሑዎን ክትውከሱሉን ስኒትና.ኮም ትላቦ። ኣገደስቲ ነዚ ዘሀብትም ሓበሬታ ምስ ዝህልወኩም እውን፡ ክትልእኩልና ንምሕጸን


Building Democracy in Eritrea--a collection of references, conferences and symposiums:
ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ዘተኮሩ መወከሲታት፡- ጽሑፋት፡ ዋዕላታት/ኮንፈረንሳትን ሲምፖዝዩማትን፡-




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: