Placeholder Picture
Placeholder Picture
መደብ ንጋባእ Ngabae Broadcasting

ንጋባእ - Ngabae

መደብ ንጋባእ Ngabae Broadcasting

ንሕና መን ኢና? Who we are?


ፈነወ ንጋባእ (Ngabae Broadcasting)
Every Saturday
(at 02:00 PM Eastern Time (US and Canada), 06:00 PM UK, 07:00 PM Berlin, ):

ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ኹሉ ንክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።
Time in Other countries ሰዓታት ኣብ ካልእ ሃገራት:-
02:00 PM Eastern Time (US and Canada), 06:00 PM UK, 07:00 PM Berlin,


Recent Shows ዝሓለፉ ፈነወታት

Browse past shows below:
ዝሓለፈኩም ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ፡ ጠውቑ።

● ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።





Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: