Placeholder Picture
Placeholder Picture
ማሕበራዊ ስግኣታት ኤርትራ፡ Social Threats of Eritrea. ዕላል መዛኑ።

20/04/2025 00:01 AM Updated

ማሕበራዊ ስግኣታት ኤርትራ
ዕላል መዛኑ

Social Threats of Eritrea

by: ማሕበራዊ ሕውየት - Eri-Social Healing

ማሕበራዊ ስግኣታት ኤርትራ፡ Social Threats of Eritrea.

ማሕበራዊ ስግኣታት ኤርትራ፡ Social Threats of Eritrea. ዕላል መዛኑ።
[ማሕበራዊ ሕውየት/Eri-Social Healing:]

ተዛተይቲ (Panelist)፡- ክብርኣብ ይመስገን፡ ሰገድ ሓጎስ፡ ካሌብ ዘወንጌል፡ ሳሙኢል ቢዘን፡ ዳንኤል ተወልደ።


ዕላል መዛኑ ቁ.17፡
ማሕበራዊ ስግኣታት ኤርትራ!! ማሕበራዊ ባእታታ ሃገርና ይብሕጎግ ኣሎ ድዩ?


ዕላል መዛኑ ቁ.18፡
ተራ ሕብረተሰብ ኣብ ሕውየት ማሕበራዊ ብርሰት እንታይ? ስለምንታይ እዩ፡ ማሕበራዊ ክብርታትና ክብሕጎግ ዝድለ ዘሎ?


ዕላል መዛኑ ቁ.19፡
መሰረት ማሕበራዊ ጸጋታት ህዝቢ ኤርትራ፡ 1ይ ክፋል፡ ዕላል ምስ ፕሮፈ. ጋይም ክብርኣብ


ዕላል መዛኑ ቁ.20፡
ብድሆታት ማሕበራዊ ጸጋታት ኣብ ድያስፖራ፡ 2ይ ክፋል፡ ዕላል ምስ ፕሮፈ. ጋይም ክብርኣብ


ዕላል መዛኑ ቁ.21፡
ማሕበረሰባዊ-ስነልቦና (psycho-social) ህዝቢ ኤርትራ በብመድረኩ ከመይ ይግለጽ? 1ይ ክፋል፡ ዕላል ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር


ዕላል መዛኑ ቁ.22፡
ኣብ ድያስፖራ ንርከብ ኤርትራውያን ኩነታት ብኸመይ ይግለጽ፧ ካብዚ ዘለናዮ ብኸመይ ንወጽእ፧ 2ይ ክፋል፡ ዕላል ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር


ዕላል መዛኑ ቁ.23፡
ቡኩራት ኣብያተ እምነት፡ ኣብ ተፈጢሩ ዘሎ ማሕበራዊ ስግኣታት፡ 1ይ ክፋል፡ ዕላል መጋቢ ዕቑባስላሴ ሃይለ


ዕላል መዛኑ ቁ.24፡
ማሕበራዊ ስግኣታትና መወዳእትኡ ከመይ ክመስል እዩ? 2ይ ክፋል፡ ዕላል መጋቢ ዕቑባስላሴ ሃይለ


ዕላል መዛኑ ቁ.25፡
ማሕበራዊ ስግኣታትን ጽልውኡ ኣብ መንእሰያትን!


ዕላል መዛኑ ቁ.26፡
ናይ መንእስያት ማሕበራዊ ቅልውላዋት ኣብ ዲያስፖራ ንምፍትሑ ዘኽእሉ መፍቲሕታት እንታይ ይመስሉ፧


ዕላል መዛኑ ቁ.27፡
ቃንዛ ኩላትና ሓደ ክነሱ፡ ብሓደ ክንገጥሞ ግን ኣይከኣልናን" ዓሚቕ ዘተ
ዕላል ምስ ጸሓፊ፡ ሞኮነን ጸሃየ (1ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.28፡
ማሕበራዊ ቅልውላው መንእሰያት ኣብ ስደት፡ ጠንቁን መፍትሒኡን። ሓርነት ማለት፡ ሰንሰለትካ ምብታኽ ጥራይ ዘይኰነ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ፡ ሞኮነን ጸሃየ (2ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.29፡
ሓይሊ ዘለዎ ስርዓት፡ ኣብ ሕብረት ሰብ ጽልዋ ከሕድር ቀሊል'ዩ!
ዕላል ምስ ጸሓፊን ተጋዳላይን፡ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር (1ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.30፡
ንቕሓት ዝጎደሎ ሕብረተ ሰብ ቀሊል ነገር'ዩ ዝፈቱ!
ዕላል ምስ ጸሓፊን ተጋዳላይን፡ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር (2ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.31፡
ደቀንስትዮን ማሕበራዊ ሂወትን!
ዕላል ምስ ጋዜጠኛ ሓረጉ ቐለታ (1ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.32፡
ማሕበራዊ ሜድያ ንደቂ ኣንስትዮ ብድሆ'ዶ ዕድል?
ዕላል ምስ ጋዜጠኛ ሓረጉ ቐለታ (2ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.34፡
ንዓዲ ምእታው ክብሪ'ዶ ነውሪ?


ዕላል መዛኑ ቁ.35፡
ገምጋም ማሕበራዊ ቅልውላው ኤርትራ፡
ብክኢላታት ሰብ ሞያ (1ይ ክፋል)።


ዕላል መዛኑ ቁ.36፡
ገምጋም ማሕበራዊ ቅልውላው ኤርትራ፡
ብክኢላታት ሰብ ሞያ (2ይ ክፋል)።




See also Related ምስ'ዚ ዝተኣሳሰር፡-



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: