14/06/2018 16:19 PM
Ethiopia-Eritrea Boarder Issue: latest Developments follow up
ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እዋናዊ ምዕባለታት።
snitna.com
Dear visitors, here we have compiled information on the recent developments of the Ethiopia-Eritrea boarder issue. ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ስኒትና፡ ነቲ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ዝመጽእ ዘሎ ምዕባለታት ዝምልከት ሓበሬታ፡ ንምክትትታሉ ክጥዕመኩም ኣብዚ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ሙሉእ ንሙሉእ ተቐቢሉ ተግባራዊ ከምዝገብር ኮሚቴ ስራሕ ፈጻሚ ኢህወዴግ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ተማሳሳሊ ስጉምቲ መንግስቲ ኤርትራ ክወስድ ድማ ጸዊዑ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ሙሉእ ንሙሉእ ተቐቢሉ ተግባራዊ ከምዝገብር ኮሚቴ ስራሕ ፈጻሚ ኢህወዴግ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣብዚ መግለጺ'ዚ ንመንግስቲ ኤርትራ ተማሳሳሊ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ኣሎ። (June 5, 2018) Read more
#EBC ከኢህአዴግ ስራ አስፈጻሚ ኮሚቴ የተሰጠ መግለጫ 5 Jun 2018
ባድመን ለኤርትራ ለማስረከብ የቀረበው ኣዋጅ በፓርላማ በሙሉ ድምጽ ጸደቀ። (EBC 10 June 2018)
VOICE OF ASSENNA: Interview Re Ethio- Eritrean Situation with Andebrehan W/G, Adhanom G/M Weldeyes
UN welcomes Ethiopia's decision to fully accept & implement Eritrea peace deal - 8 June 2018
How to Share With Just FriendsHow to share with just friends.
Posted by Facebook on Friday, December 5, 2014
ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን: ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን (SBS Radio 16-June-2018)
See Related ምስዚ ዝዛመድ:-
- ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ Eritrea - Ethiopia Boundary Commission DECISION (13 April 2002)
- ናይ ኢትዮጵያ በዓል 5 ነጥብታት እማሜ ኣብ 2004። Ethiopia Five-point plan (2004)
- MISSING FACTS IN THE ERITREA-ETHIOPIA BORDER DEBATE (Eri-Platform.org 12-Jun-2018)
- COMMENTARY: SECURING THE PEACE BETWEEN ERITREA AND ETHIOPIA (Eri-Platform.org)
- A Moment not to be missed: The Call for Peace by the Ethiopian Prime Minister Dr. Abiy Ahmed (By Petros Tesfagiorgis)
- New or Recycled? (By Mahmud saleh)
- ትንታነ፡ ብዛዕባ እቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ዶብ ኣመልኪቱ ዘውጽኦ መግለጺ (SBS Radio 06-June-2018)
- መደብ ተዛረብ-Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (10-Jun-2018)
- Ethiopian PM Abiy Unscrambles The Algiers Agreement (Awate.com ዓዋተ)
- Statement by H.E Ambassador Girma Asmerom, at the African Union Summit, 28 January 2013, Addis Ababa, Ethiopia
- ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን: ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን (SBS Radio 16-June-2018)
- ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብኣቶ ክብሮም ዳፍላ (ራድዮ ኤረና 11-Jun-2018)
- እታ ባሕሪ ኣልቦ ኢትዮጵያ፡ ሓይሊ ባሕሪ ከተማዕብል መደብ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። (SBS Radio 04-June-2018)
- Full text of the Ethio-Eritrea agreement signed in Jeddah (By ERITREANCDM on September 18, 2018)
- Full text of the Ethio-Eritrea agreement signed in Jeddah SEPTEMBER 18, 2018 (ADDIS STANDARD: SEPTEMBER 18, 2018)
- BUILDING DURABLE PEACE BETWEEN ERITREA AND ETHIOPIA (EPS 2020)
- AGREEMENT BETWEEN THE GOVERNMENT OF THE FEDERAL DEMOCRATIC REPUBLIC OF ETHIOPIA AND THE GOVERNMENT OF THE STATE OF ERITREA [12th] day of December, 2000.
- የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ርፖብሊክ፡ ፌደራል ነጋሪት ጋዜጣ Proclamation No. 225/2000 Federal Negarit Gazeta Federal Democratic Republic of Ethiopia (08 December 2000)
- የህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት ያጸደቀው የኢትዮ-ኤርትራ ስምምነት በምን መልኩ የኢትዮጵያን ጥቅም ያስጠብቃል? #EBC 10-Jun-2018
- የአልጄርሱ ስምምነት ጭብጦች ምንድን ናቸው? #EBC 10-Jun-2018
- መግለጺ ሕዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)፡ ብዛዕባ ጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ኤርትራን (08-June-2018)
- PM Abiy Parliamentary Response to concerns raised by TPLF, on the recent decision to respect the Algeries agreement. ፓርላመንታዊ መልሲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ነቲ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብወገን ህወሓት ዝቐረበ ምዕዝምዛም፡ ሕጂ'ውን ብወከልቲ ህዝቢ ኣቢሉ ኣብ ፓርላማ ንዝቐረበሉ ሕቶ፡ (18-June-2018)
- ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)፡ እቲ ኣብ ቀረባ መዓልታት ንኤርትራን ንቁጠባ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ብ'EPRDF ዝጸደቐን ዝወጸን ኣዋጅ፡ "መሰረታዊ ናይ መትከላት ጥሕሰታት ኣለዎ" ብምባል፡ ህጹጽ ናይ EPRDF ኣኼባ ጸዊዑ ኣሎ። ( https://addisstandard.com 13-June 2018)
- Tsorona - "ንሕና ኤርትራዊያን ኢና መሬትና ግን ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣሎ፡ ንዓናውን ዕድል ይወሃበና" ነበርቲ ከባቢ ጾሮና (SBS Radio 07-June-2018)
- ኣውያት ህዝቢ ከባቢታት ኣኽራንን ጾሮናን
Concerns expressed by Displaced Eritreans in Southern border areas.
ጉዳይ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ህዝቢ ከባቢታት ኣኽራንን ጾሮናን፡ ብሰንኪ ኩናትን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ውሳኔ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊኦም ዝወሰዶ ስጉምቲን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ`ቲ ከባቢ፡ ከቢድ ወጽዓታትን ሻቕሎትን፡ ፈጢሩ ይርከብ። እዚ መደብ`ዚ፡ ዕለት 29 March 2020 ኣብ ፌስቡክ፡ ብ`ፌቨን ጊደዎን፡ ምስቶም ኣብ ስደት ዝርከቡ ተወላዶ እተን ዝተዛናበላ ዓድታት ዝተኻየደ ዝርርብ ኢዩ።
P1/4፡ P2/4፡ P3/4፡ P4/4፡ - "መጥፍኢና ስለዝኾነ ዉሳነ ምትግባር ስምምዕ ኣልጀርስ ኣይንቅበሎን" ነባሪ ወረዳ ኢሮብ። (ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 07-June-2018)
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።