International Conference for Democracy in Eritrea, December 2000, Stockholm

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

13/06/2020 20:30 PM

International Conference
for
Democracy in Eritrea,
15-18 December 2000,
Stockholm.

ዋዕላ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ፡
ክፉት ዓለምለኻዊ ዋዕላ ስቶክሆልም፡
ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ
15-18 ታሕሳስ 2000

Permission to publish this documentary video on www.snitna.com has been obtained from Veteran Dr. Herui Tedla Bairu.
እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርብ ዘሎ ሰነድ ኢዩ።

International Conference for Democracy in Eritrea, Stockholm, December 2000.

እዚ ኮንፈረንስ`ዚ፡ ኣብቲ ድሕሪ ሓደ ዓመት  ኣብ 2001 ኣብ ኤርትራ ቅዋማዊ ስርዓት ንምቛም ምቅርራብ ዝግበረሉ ዝነበረ እዋን፡ ማለት ኣብ ታሕሳስ 2000 ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ዋዕላ ኢዩ። እቲ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ዝተኻየደ ዋዕላ ዘተኮረሉ ኣርእስትታት፦ ሕቶ ዲሞክራሲ፡ መስርሕ ድላው ቅዋም ኣብ ኤርትራን ክሳብ ክንደይ ሓቛፊን ሓራን ምዃኑ ምምርማር፡ ከምኡ`ውን እቲ ናይ 1997 ቅዋም ሒዙዎ ዘሎ ዓንቀጻትን ብመንጽር ዲሞክራሲያውነት ዝግምግምን ኢዩ። እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርብ ዘሎ ሰነድ ኢዩ።

International Conference for Democracy in Eritrea, 15-18 December 2000, Stockholm.
ዋዕላ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ፡ ክፉት ዓለምለኻዊ ዋዕላ ስቶክሆልም፡ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ (15-18 ታሕሳስ 2000)።
Permission to publish this documentary video on www.snitna.com has been obtained from Dr. Herui Tedla Bairu.
እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርበልኩም ዘሎ ሰነድ ኢዩ።

International Conference for Democracy in Eritrea, 15-18 December 2000, Stockholm.


Permission to publish this documentary video on www.snitna.com has been obtained from Dr. Herui Tedla Bairu.
እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርበልኩም ዘሎ ሰነድ ኢዩ።


Share with friends: 



See also recent articles and Seminars by Veteran Dr. Herui Tedla Bairu
ካልኦት ብ'ብገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-


See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: