This free script provided by
JavaScript Kit
23/05/2020 14:45 PM
This is a Gateway to all Eritrean justice-seekers' movement of the "ይኣክል Yiakl (Enough-is-enough) !يكفي " Media platforms.
እዚ ገጽ`ዚ፡ ናብቲ በብሃገሩ ቆይመን ዘለዋ ባይቶታት (ጽላላት) ናይ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ይኣክል፡ መእተዊ ኢዩ።
ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ባይቶ (ጽላል)፡ ዕለታዊ ዝካየዱ ትምህርታዊ ዝኾኑ መደባት ስለዘለዉ፡ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ናብኡ ብምብጻሕ፡ ነቲ ኣብኡ ዝካየድ ጠቓሚ ኣስተምህሮታትን ዘተታትን ክመሃረሉ፡ ካብኡ ተበጊሱ ድማ፡ ኣብ ሃገሩ ሰላምን ፍትሒን ኣብ ምምጻእ ዝካየድ ቃልሲ ክጥቀመሉ ይግባእ።
ንኻልኦት ዘይፈልጡ ኤርትራውያን እውን፡ እዚ ገጽ እዚ ምእንቲ ክበጽሖም፡ ክንሕብሮም ወይ ከምቲ ብልምዲ እንብሎ፡ ሼር ክንገብረሎም ይግባእ። ኤርትራውያን፡ ናይ ኩልና ሓሳባት ኣብ ሓደ መኣዲ ኣምጺእና ምስ እንዛተየሉን ሓቢርና ኣብ ጉዳይ ሃገርና ምስ እንነጥፍን ጥራይ ኢና ነቲ ወትሩ እንብህጎ ንቡር ህይወት ከነዐውት እንኽእል። ምኽንያቱ፡ ሓንቲ ኢድ ንበይና ከተጣቕዕ ስለዘይትኽእል።
Latest Video Releases of Global Yiakl GYM.
ናይ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ እዋናዊ ቪድዮታት።
ማዕከን ዓለም ለኻዊ ይኣክል ነሰስን፡
Global Yiakl GYM is organizing this fundraiser
https://gofund.me/a4ecd3e7
Bayto Yiakl America - ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ - (YouTube ዩቱብ)
Bayto Yiakl America - ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ - (Facebook ፌስቡክ)
Bayto Yiakl UK - ባይቶ ይኣክል ዓባይ ብሪጣንያ - (Website ወብሳይት)
Bayto Yiakl UK - ባይቶ ይኣክል ዓባይ ብሪጣንያ - (YouTube ዩቱብ)
Bayto Yiakl UK - ባይቶ ይኣክል ዓባይ ብሪጣንያ - (Facebook ፌስቡክ)
EMM London - ምንቅስቓስ ይኣክል ሎንዶን - (YouTube ዩቱብ)
Erican Yiakl - ምንቅስቓስ ይኣክል ካናዳ - (YouTube ዩቱብ)
Erican Yiakl - ምንቅስቓስ ይኣክል ካናዳ - (Facebook ፌስቡክ)
Eritrean Yiakl Movement Switzerland - ማዕበል ይአክል ኤርትራውያን ሃገረ ስዊዘርላንድ - (Facebook ፌስቡክ)
Bayto Yiakl France - ጽላል ይአክል ፈረንሳ - (Facebook ፌስቡክ)
Radio Sweden Tigrinya - ራድዮ ሽወደን ትግርኛ
Bayto Yiakl Germen
- Yiakl Movement Germany - ባይቶ ይአክል ኤርትራውያን ሃገረ ጀርመን - (Facebook ፌስቡክ)