Placeholder Picture
Placeholder Picture
11 ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013 Operation Forto - 11th Anniversary

21/01/2024 09:29 AM

መበል 11 ዓመት ዝኽሪ፡ ስዉኣት ስርሒት ፎርቶ ኣስመራ፡
21 ጥሪ 2013።

In Memory of Martyrs of Asmara Operation FORTO, of 21 January 2013፡
11th Anniversary.

11 ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013 Operation Forto - 11th Anniversary

ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ።

Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.


Wedi Ali, Forto and the year 2013

Part-1   Part-2  


ፍንቱይ በርናምጅ፡ ዐመልየት ሰይሖት 21 የናይር እት 10ይ ሖለ!! Radio Saeyob راديو سأيوب ራድዮ ሰእዮብ Friday, 20 January 2023


𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: السياسي المثقف (شعب) يتحدث عن (معركة) فورتو في عقدها الأول.


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013
Operation Forto 7th Anniversary
at Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room, 19/01/2020.


Part-1   Part-2   Part-3   Part-4   Part-5  


In memory of The imprisoned ንዝኽሪ’ቶም ሕዩራት


الدستور الإرتري


• Eritrean Constitution:


• Eritrean • ቅዋም ኤርትራ፡


ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ 1997 ብድምጺ (ትግርኛ):: 1997 Eritrean Constitution, Tigrinya Audio.


ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት Universal Declaration of Human Rights - Tigrinya (ቪድዮ)





Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: