Placeholder Picture
Placeholder Picture
ብሰላም ዕረፍ፡ ሓርበኛ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)

13/03/2025 23:41 PM Updated

ብሰላም ዕረፍ፡ ሓርበኛ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)
1954 - 2025

Rest in peace, dear veteran Idris Osman Omer (Beriray)
1954 - 2025

Rest in peace, dear veteran Idris Osman Omer (Beriray)

ብሰላም ዕረፍ፡ ሓርበኛ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)
1954 - 2025
Rest in peace, dear veteran Idris Osman Omer (Beriray)
1954 - 2025

ገዲም ተጋዳላይ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)፡ ብሕማም ምኽንያት፡ ዕለት 07 መጋቢት 2025 ከምዝዓረፈ ተሓቢሩ።

ተጋዳላይ በሪራይ፡ ኣብ ኣዝዩ ንኡስ ዕድመኡ፡ ኣብ 1967 ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፉ ተጋዲሉ። ምስ ምፍላይ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) ኸኣ ብ1970 ናብ ህሓሓኤ ተፈልዩ፡ ክሳብ ዝለዓለ ወተሃደራዊ ሓላፍነት ተሰኪሙ ዝመርሐ፡ ኣዝዩ ፍቱውን ትሑትን ውፉይ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ።

ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ።

ክቡር ሓርበኛ በሪራይ፡ መንግስተ-ሰማይ የዋርስካ። ንመላእ ቤተሰብን መቓልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።

snitna.com ስኒትና


ስነ-ስርዓት ቀብሪ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓውናን ብጻይናን ገዲም ተጋዳላይ ኢድሪስ በሬራይ፡ ንሓሙስ ዕለት 13.03.2025 ኣብ ከተማ ካስል ሰዓት 13፡00 ቅ.ቀ. ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር።
ስነስርዓት ዝካየደሉ ቀብሪ ቦታ፡-
Westfriedhof Kassel
Heinrich-Schütz-Allee 211
34134 Kassel
ስድራ-ቤት ኢድሪስ በሬራይ።

AAN Media: ሪፖርታዥ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ኢድሪስ ብሪራይ 13 March 2025


በሪራይ፡ ለዋህን ቁኑዕን፦ ናይ ኲናትን ኣመራርሓን ጥበበኛ!
ምስክርነትን ዝኽርታትን፡ ብደቂ-ኣሃዱኡ-ነበር።


Dehay Eritrea ብሪራይ መን እዩ? ደሃይ ኤርትራ


BBC ትግርኛ፡ እድሪስ ብሬራይ፡ እቲ 'ፍቱውን ፍትሓውን' ተቓላሳይ።


ገዲም ተጋዳላይ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)፡
ዝተሳተፎ ታሪኽ ይትርኽ
Voice of beserat
19 Jul 2020፡
briray ቃለ መሕትት 19 Jul 2020፡ ብዘይ ሙዚቃ፡
ካብ 1ይ - 5ይ ክፋል)፡


ሙቃበለት ምስል ገዲም ሙናድል ወቅያዲ እድሪስ ብሬራይ
ምን ኣልማንየ እት ስጅን ካርሼሊ፡
Radio Saeyob راديو سأيوب ራድዮ ሰእዮብ


Part-1/5:   Part-2/5:   Part-3/5:   Part-4/5:   Part-5/5:


Snitna: ኣብጣል ሰውረትና ابطال ثورتنا ጀጋኑ ሰውራና -
Veteran Idris Omer (Beriray)
(at Dilalet Hallena 22-Mar-2019)




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: