29/07/2024 14:00 PM Updated
ብ'ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡ እተኻየደ ሰሚናር፡
ዕለት 19-20 ሓምለ 2024
ندوة
هيئة تيسير تشكيل القوة الوطنية الواحدة
19-20 يوليو 2024
ብ'ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡ by the Facilitating Body to Establish a National Force
ሰሚናር፡ ብ'ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡
دعوة لحضور ندوة هامة
هيئة تيسير تشكيل القوة الوطنية الواحدة
ብ'ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡ by the Facilitating Body to Establish a National Force
19-20 July 2024
ነቲ ኣብ 19-20 July 2024 እተኻየደ ናይ ክልተ መዓልቲ ሰሚናር ዝምልከቱ ናይ ቪድዮ ጸብጻባት፡ ኣብ ታሕቲ እነሆ፡-
Video reports of the two-day seminar, which took place on 19-20 July 2024, are available below:
تقارير الفيديو للندوة التي استمرت يومين، والتي عقدت في 19-20 يوليو 2024، متاحة أدناه:
ሰሚናር ሰብ-ብርኪ ዜጋታትን ትካላቶምን ንምስረታ ስሙር ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ Stakeholders Seminar EFBNF 19 July 2024 Part 1
19 July 2024, Part-1:
19 July 2024, Part-2:
20 July 2024, Part-3:
20 July 2024, Part-4:
20 July 2024, Part-5:
Friday, 19 July, 2024
Broadcasted Live on Facebook ብቀጥታ ናብ ፌስቡክ እተፈነወ:
https://www.facebook.com/100002217039049/videos/1015687139940753/
ደንበ ፍትሒ ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ፡ እቲ ቀንዲ ብደሆ ኮይንዎ ዘሎን ጌና ፍታሕ ዘይረኸበን - ሓደ ዝሰመረ ሃገራዊ ሓይሊ- ኣብ ምስራሕ ዝግበር ጻዕርታት ኢዩ። ነዚ ብዝምልከት እምበኣር፣ ኣሳላጢት ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ንኹሎም ዝምልከቶም ንፍትሒ ዝቃለሱ ብሓፈሻ፡ ነቶም ነዚ ብድሆዚ ክዉን ንምግባር ክነጥፉ ዝጸንሑን ዘለዉን ከኣ ብፍላይ ኣብቲ ልዒሉ ዝተጠቕሰ ዕለት፡ ነዚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ሓደጋ ብኣድማዒ መንገዲ ዝገጥምን ፣ ድሕነት ዘረጋግጽን ሃገራዊ ጥርናፈ ንምዕዋት ዝዓለመ ዘተን ልዝብን ብምክያድ፡ ዘላቒፍታሕ ንምንዳይ ዝካየድ ሰሚናር ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕድም።
ኣብ ኣርእስቲ ናይ ሰሚናር ዘተኮረ ሓሳባትኩም ከተቕርቡ ዘሎና ትጽቢት እናገለጽና፡ ተሳትፎኹም ይኹን ንእተቕርብዎ ጽሑፍ፡ ሰሙን ቅድሚ ሰሚናር ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ ኣድራሻ ክትልእኩልና ንሓትት።
ካልኦት ኣድራሽኦም ክንረክብ ንዘይከኣልና እውን፡ በዚ ልዒሉ ዝተጠቕሰ ኣርእስቲ ክነጥፉ ዝጸንሑን ዘለዉን፡ ተሳታፍነቶምን ከቕርብዎ ዝደልዩ ሓሳባትን ሰሙን ቅድሚ ናይ ሰሚናር ዕለት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ኣድራሻ ክሕብሩ ብትሕትና ንምሕጸን።
ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ
erifbnf@gmail.com
إن الجهود المبذولة لتشكيل قوة وطنية موحدة للتغيير هي التحدي الرئيسي لحركة المقاومة اإلرترية في المهجر. وفي هذا الصدد فإن الهيئة التسيرية لتشكيل القوة الوطنية الواحدة تدعو كافة الجهات المعنية بشكل عام، والذين يسعون إلى توحيد المقاومة اإلرترية بشكل خاص إلى ندوة هامة في المواعيد المذكورة أعاله. الهدف الرئيسي للندوة هو إجراء حوار موسع من أجل إيجاد نهج فعال لتوحيد المقاومة اإلرترية من أجل إنهاء التهديد الخطير والمعاناة القاسية لشعبنا، ومن أجل تحقيق الخالص السريع ألمتنا إريتريا.
نتشرف بدعوتكم للمشاركة في الندوة المقررة في الفترة من 19 إلى 20 يوليو .2024 ونذكر مدعوينا بتقديم أفكارهم ومقترحاتهم حول توحيد المقاومة اإلريترية قبل أسبوع من الندوة المخطط لها باستخدام عنوان البريد اإللكتروني المذكور أدناه.
عالوة على ذلك، بالنسبة للجهات التي ليس لدينا عناوينها، فإننا ندعوهم لحضور الندوة المذكورة أعاله ونذكرهم بإرسال أفكارهم ومقترحاتهم قبل أسبوع من الندوة المخطط لها باستخدام عنوان البريد اإللكتروني أدناه.
هيئة تيسير تشكيل القوة الوطنية الواحدة
erifbnf@gmail.com
See also Related:
ምስዚ ዝተኣሳሰር፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-
Eritrean Dialogue Forum ክፉት መኣዲ ዘተ፡ YouTube Channel
ምስረታ ቅቡልነት ዘለዎ ሃገራዊ ትካልን መዝነት ዘለዎ ዕላዊ ወኪልን Legitimate Representative, KMZ 7 July 2024, PART 1
ምስረታ ቅቡልነት ዘለዎ ሃገራዊ ትካልን መዝነት ዘለዎ ዕላዊ ወኪልን Legitimate Representative, KMZ 7 July 2024, PART 2
ምስረታ ቅቡልነት ዘለዎ ሃገራዊ ትካል ንድሕነት ኣብ ኤርትራ Forming a Legitimate National Institution, KMZ 30 Jun 2024
ህጹጽ ኣድላይነት ሃገራዊ ጥርናፈ - ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ 24 Sep 2023 (Part-1): (Part-2): (Part-3):
ንለውጢ ዝቃለስ ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ ምቛምን፡ ኣድላይነት ኣሳላጢ ኣካልን። 20.04.2023
Eritrean National Force for Change 23 Apr 2023
ERISAT (27 Nov 2023): ዛዕባታትና - ሓደ ኣካል ኮይኑ ዝገጥመና ዘሎ ስርዓት ብሓደ ኬይና ንግጠሞ።
Snitna Network - Eritrean Dialogue to consider options for creating one leadership for change. ኤርትራዊ ዘተ፡ ንምፍጣር ሓደ መሪሕነት ንለውጢ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ንምግንዛብ። الحوار الإرتري للنظر في خيارات تشكيل قيادة واحدة للتغيير. Saturday, 18 November 2023. Part-1/3: Part-2/3: Part-3/3:
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።