ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ኣስመራን ዓዲዃላን፡ ታሪኽ ትብዓት፡ ተስፋን ጽንዓትን።

Search our site:
 
This free script provided by
JavaScript Kit

26/07/2021 03:15 AM

ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት፡
ኣብ ሰምበል ኣስመራን ዓዲዃላን 1960s - 1970s፡
ተዘክሮታት ምስ ኣብኡ ዝወዓሉ ጀጋኑ።
ታሪኽ ትብዓት፡ ተስፋን ጽንዓትን።

Eritrean Political prisoners in Asmara and Adi-Quala prisons in 1960s - 1970s፡
History of courage, hope, and tenacity.

سجناء سياسيون إريتريون في سجني أسمرة وعدي قوال بين الستينيات والسبعينيات
تاريخ من الشجاعة والأمل والمثابرة.

Eritrean Political prisoners in Asmara and Adi-Quala prisons in 1960s - 1970s፡ History of courage, hope, and tenacity.

ሰላም ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና.ኮም!
ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዕላማ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና (snitna.com) ምእካብን ምስናድን ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ኢዩ። ካብዚ ዕላማዚ ብምብጋስ ከኣ፡ ገለ ብቀጥታ ባዕልና ዝቐዳሕናዮ፡ ከምኡ`ውን ካብ ካልእ ምንጭታት ዝረኸብናዮ ኣገደስቲ ሓበሬታታት ብምእካብ፡ ብዝከኣለና መምሃሪን መወከሲን ንክኸውን ንተኻታተልቲን ካልኦት ግዱሳትን ጠርኒፍና ነቕርቦ።
ንሎሚ፡ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ኣስመራን ዓዲዃላን 1975 - 1976፡ ዕላል ምስ ኣብኡ ዝወዓሉ ጀጋኑ፡ ከምኡ`ውን ኣብ ናጻ ምውጽኦም ዝተኻየደ ስርሒትን ኣብኡ ዝተሳተፉን ዝምልከት፡ ታሪኽ ትብዓት፡ ተስፋን ጽንዓትን፡ ትሕዝቶታት ጠሚርና ነቕርበልኩም ኣሎና።
ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ`ዚ፡ ምስ ምርካብ ተወሰኽቲ ሓበሬታታት እናወሰኽናሉ ክንከይድ ስለዝኾንና፡ ተማላሊስኩም ክትበጽሑዎ፡ ከምኡ`ውን ኣብዚ ዕማም`ዚ ይሕግዝ`ዩ ትብሉዎ ሓበሬታን መወከሲታትን እንተልዩኩም ክትሕብሩናን፡ ንላቦ።
ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ኣብ ኩሉ ሜዳታት (Fields) ገና ኣይተሰነደን። እዚ ዓቢ ሃገራዊን ህዝባዊን ዕማም ኢዩ። ስለዝኾነ፡ እዚ ታሪኽናን መንነትናን ስለዝኾነ፡ ኩልና ክንነጥፈሉን፡ ንመጻኢ ወለዶታት ቅርሲ ኮይኑ ከምዝመሓላለፍ ንምግባሩን፡ ውዓል ሕደር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ብዙሓት ገዳይም ጀጋኑና፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ ብመስዋእቲ ይፍለዩና ኣለዉ። እዚ ኸኣ ነቲ ታሪኽ ናይ ምስናድ ኣድላይነት፡ ኣዝዩ ህጹጽን ኣገዳሲን ይገብሮ።
ሰናይ ምክትታል ንኹልኹም!

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ፡ 06 Sep 2015 (8ይ ክፋል)፡ ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ሕድራይ ፍስሃ፡
ብዛዕባ ስርሒት ምፍታሕ ኤርትራውያን እሱራት፡ ካብ ሰምበልን ሰላዕ-ዳዕሮን

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ፡ 15 Feb 2015፡ ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ፊዳይን፡ (መምህር) ዘርኡ ገብረሱስ የዕብዮ፡
ብዛዕባ ስርሒት ምፍታሕ ኤርትራውያን እሱራት፡ ካብ ዓዲ-ዃላ።

1ይ ክፋል (15 Feb. 2015)   2ይ ክፋል (22 Feb. 2015)   3ይ ክፋል (15 May 2015)   4ይ ክፋል (23 Oct. 2016)   5ይ ክፋል (30 Oct. 2016)

ተዘክሮታት ምፍታሕ እሱራት ሰምበል ኣስመራ 1975፡ (ተጋ ገረዝጊሄር ተወልደ) at Eritrean Network for Justice 02-Apr-2021 - P1/4

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
16 May 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
23 May 2021 Interview:
Keynote speakers: Gerezgiher Tewelde and Girmai Tebeqa

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
30 May 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
06 June 2021
Interview:Interview with Jemil Aman

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
13 June 2021 Interview:
Interview with Fitsum Aytsegeb and Iob Mengstu

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
20 June 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
27 June 2021 Interview:
Part 3. Interview with Iob Mengstu and Ftsum Aytsegeb

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
04 July 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
11 July 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
18 July 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
25 July 2021 Interview:

History of Project Freedom - ታሪኽ ወፍሪ ሓርነት፡ History of courage, hope, and tenacity.
01 August 2021 Interview:

Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

Share with friends: