25/12/2024 03:52 AM
ህጹጽ ረድኤት፡ ንምድሓን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት።
Urgent Call to Save the Lives of Eritrean Refugees in the Horn of Africa.
Fundraising campaign.
by PARTNERING ERITREAN CHARITY ORGANIZATIONS (PECO)
Urgent Call to Save the Lives of Eritrean Refugees in the Horn of Africa.
PARTNERING ERITREAN CHARITY ORGANIZATIONS (PECO)
ህጹጽ ረድኤት፡ ንምድሓን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት።
ልፍንቲ ትካላት ረድኤት ኤርትራ (PECO)
ሰላም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን ኣሕዋትን፡ ኣሓትን!
ከምዚ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ኢትዮጵያ ክንዕዘቦ ዝጸናሕና፡ ከምኡ እውን ከም መቐጸልታ ናይ እቲ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ስደተኛታት ብቀጻሊ ዘጋጥሞም ዘሎ ሽግራት ንምፍታሕን፡ ኣብ ባይታ ብልፍንቲ ዝሰርሑ ዘለዉ ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት፡ ጻውዒት የቕርቡ ኣለዉ። እዘን ኣብ ባይታ ብልፍንቲ ዝሰርሓ ዘለዋ ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት፡- (1) ንልዕሊ 20 ዓመታት ክነጥፍ ዝጸንሐ ትካል Eritrean Relief and Development Association (ERDA) ከምኡ'ውን (2) Eritrean Humanitarian Organization (EHO)፡ ኮይነን፡ ብሓባር፡ PARTNERING ERITREAN CHARITY ORGANIZATIONS (PECO) ማለት፡ ልፍንቲ ትካላት ረድኤት ኤርትራ (PECO) ብዝብል ውሁድ ጎስጓስ፡ ኣብ ሓደ ማዕከን ረድኤት ኣትዩ ናብ ጽጉማት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝውዕል፡ ናይ ግብረሰናይ ደገፍ ማዕከን ኣዳልዮም፡ ንህዝብናን ፈተውቲ ኤርትራን ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። እዚ ናይ ጎስጓስ መደብ እዚ፡ ብምትሕብባር ሓያሎ ናይ ኤርትራ መራኸቢ ብዙሓን (ሜድያታት)፡ ኣብ ዕለታት 21-22 ታሕሳስ 2024 መዋዓውዒ ጎስጓሳት ተኻይዱሉ ኢዩ። እቲ ግብረሰናያዊ ወፈራ ግን፡ ቀጻሊ ስለዝኾነ፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሓበሬታ ናይ gofundme ተጠቒምኩም፡ ክትልግሱ እዘን ትካላት ረድኤት ጻውዒት ይገብራ ኣለዋ።
በዘን ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት፡ ኣብ ኢትዮጲያን ምብራቕ ኣፍሪቃን ከካይድኦ ዝጸንሓ ረድኤታዊ ስራሕ ንምርኣይ ምስዝድለ ኸኣ፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ (ሊንክ) ጠዊቕካ ክርአ ይከኣል።
Hello, Eritrean brothers and sisters around the world!
As we have seen in Ethiopia last month, and as a continuation of the ongoing problems faced by our brothers and sisters in the Horn Africa countries where they are seeking for safe refuge, charities working in coalition on the ground are making appeals. These charities working in coalition on the ground are: (1) the Eritrean Relief and Development Association (ERDA) which has been active for over 20 years and (2) the Eritrean Humanitarian Organization (EHO), which together, PARTNERING ERITREAN CHARITY ORGANIZATIONS ( PECO) means the Coalition of Eritrean Aid Organizations (PECO) is appealing to the people and friends of Eritrea to set up a charitable support fund that will go into a relief fund and go to the needy Eritrean refugees. The campaign was advertised on 21-22 December 2024 in collaboration with several Eritrean media outlets. The charity campaign, however, is ongoing and these charities are appealing for donations using the gofundme information below.
If you would like to see the relief work that these charities have been doing in Ethiopia and East Africa, please click on the link below.
PECO GO FUND ME LINK ናይ ጎ-ፋንድ-ሚ ሊንክ -
https://gofund.me/77728138
ERDA WEBSITE:
http://www.relief-eritrea.org/
EHO WEBSITE:
https://eritreanhumanitarianorganization.org/
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።